Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 404 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 625 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 404 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 130 ሺሕን 326…

ኣይተ ስብሓት ነጋ ሓዊሱ ብገበን ዝተጠርጠሩ 20 ኣመራርሓ ጉጅለ ህወሓት ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣይተ ስብሓት ነጋ ሓዊሱ ብገበን ዝተጠርጠሩ 20 ኣመራርሓ ጉጅለ ህወሓት ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ መጋባእያ ሎሚ መዓልቲ ዝቐረቡ ቁልፊ ኣመራርሓ ህወሓት ካብ መንጎ ዝነበሩ ኣይተ ስብሓት  ነጋን  ወይዘሮ ኬሪያ…

ዩንቨርስቲ ራያ ተምሃርኡ ንምቕባል ሙሉእ ምድላዋቱ ከምዝወገነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርሲቲ ራያ ተምሃርኡ ንምቕባል ሙሉእ ምድላዋቱ ከምዝወገነ ገሊፁ። እቲ ዩንቨርስቲ ብምኽንያት ቫይረስኮሮና ተቋሪፁ ዝነበረ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምቕፃል ዝወሰነ ተሓቢሩ። ብመሰረት እዚ 15ን 16 ጥሪ 2013 ዓ.ም ተምሃርኡ ንምቕባል…

ኣብ ኬንያ ሓድሽ ዓሌት ኮቪድ-19 ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ሓድሽ ዓሌት ቫይረስኮሮና ከም ዝተረኸበ ሓደ ምስ መንግስቲ ምትእስሳር ዘለዎ ትካል ምርምር ዘውፅኦ መፅናዕቲ ሓቢሩ። እቲ ቫይረስ ካብ ወርሒ ሰነ ክሳብ ጥቅምቲ ኣብ ዘሎ ግዜ ብዝተገብረ መፅናዕቲ ኣብ ደቡብ ምብራቕ እታ ሃገር ክርከብ ከም…

ንቐፃሊ ሃገራዊ ምርጫ ናይ ኩለን ክልላት ድኽመትን ጥንካረን ፀፅታን ድሕንነትን ከምዝተለለየ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ኣብ ዝካየድ ሃገራዊ መርጫ ፀገማት ፀፅታን ድሕንነትን ንከየጋጥሙ ካብብሐዚኡ ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ። ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ኣብ ትልሚ ምርጫ፣ ሃገራዊ ስግኣታት ድሕንነት ከምኡ ውን ኣንፈታት መፍትሒ ኣመልኪተን ኣብ ቤት…

ኢትዮጵያን ቱርክን ኣብ መንጎአን ዘሎ ልውውጥ ንግዲ ናብ 1 ቢሊየን ዶላር ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርክን ኣብ መንጎአን ዘሎ ልውውጥ ንግዲ ናብ 1 ቢሊየን ዶላር ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ አለበል ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻምናይ ኣኼባ ኮሚሽን ሕብረት ኢኮኖሚ፣ ንግዲን ቴክኒክን ኢትዮ ቱርኪ ኣብ…

ኮሚሽን ማዕከላዊ ቁፅፅርን ኢንስፔክሽንን ፓርቲ ብልፅግና እቲ ፓርቲ ኣስታት 10 ሚሊየን ኣባላትን ኣመራርሓን ከምዘለውዎ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽን ማዕከላዊ ቁፅፅርን ኢንስፔክሽንን ፓርቲ ብልፅግና እቲ ፓርቲ ኣስታት 10 ሚሊየን ኣባላትን ኣመራርሓን ኣብ መላእ ሃገር ከምዘለውዎ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ 2013 ዓ.ም ይግምግም ኣሎ። ኣብዚ ሐዚ እዋን 9…

ሕማም ዓሶ ኣብ 13 ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ይስፋሕፋሕ ከምዘሎ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ዓሶ ካብ ክልል ኦሮሚያ ንምጥፋእ ብዙሓት ስራሕቲ እኳ እንተተሰርሑ እቲ ሕማም ሐዚ እውን ፀገም ጥዕና ሕብረተሰብ ብምዃን ይቕፅል ምህላዉ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ ሕማም ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ፣ ምዕራብ ሃረርጌ ፣ ኣርሲ ፣ ምዕራብን…

ቀዳማዊት እመቤት ወ/ሮ ዝናሽ ታያቸው ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ወ/ሮ ዝናሽ ታያቸው ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሐን። ወይዘሮ ዝናሽ ታያቸው ናብ ጅግጅጋ እንትኣትዋ ምክትል ርዕሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሙስጠፌ መሃመድን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መነገስቲን ኣቀባበላ ገይረሙለን። እተን ቀዳማዊት እመቤት ኣብ…

ጆ ባይደን ኢኮኖሚ ኣሜሪካ ንምብርባር ናይ 1 ነጥቢ 9 ትሪልየን ዶላር ሓገዝ ከምዝሰልዑ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሩፅ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ነቲ ብለበዳ ቫይረስ ኮሮና ተሃስዩ ዘሎ ቁጠባ ሃገሮም ንምብርባር ናይ 1 ነጥቢ 9 ትሪልየን ዶላር ሓገዝ ሰሊዖም ከምዘለዉ ኣፍሊጦም። ጆ ባይደን ነዚ ዘፍለጡ፥ ዝመፅእ ሰሙን ስልጣን ተረኪቦም ስርሖም ቅድሚ ምጅማሮም…