Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 423 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 788 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 423 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 131 ሺሕን 195…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ጥምቀጥ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ጥምቀጥ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “በዓል ጥምቀት እንትነኽብር ክልተ ነገራት እንዝክረሉ፤ ንሳቶም እውን በዓል ጥሕትናን…

ስልጠና ተሃድሶ ዝተውሃቦም ኣባላት ፖሊስ ተወለድቲ ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል ክዋፈሩ ከምዝተገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ናይ ሓፂር እዋን ስልጠና ተሃድሶ ዝተውሃቦም ኣባላት ፖሊስ ተወለድቲ ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል ህዝቢ ከገልግሉ ክዋፈሩ ከምዝገበሮም ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ዝተኻየደ ወፍሪምኽባር ሕጊ ስዒቡ ኣብቲ ክልል ሰላምን ምርግጋዕን ንኸዓስል፣…

ዓወት ዓድዋ ኣባ ሓጎታትናን ኣቦታትናን ብምድምማፅ፣ ምምክብባርን ብምፍቓርን ዘመዝገቡዎ ዓወት ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ 8ይ ዙር ንተጓዓዝቲ ዓድዋ ስንቂ ብመሃብ ኣፋኒየን፡፡ እተን ምክትል ከንቲባ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምፍናው፥ ዓወት ዓድዋ ኣባ ሓጎታትናን ኣቦታትናን ብምድምማፅ፣ ምምክብባርን ብምፍቓርን…

ኣብ ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)7ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ሓደ ፀዋታ ኣተኣናጊዱ። ምስ ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ዝተፃወተት ጋንታ ፋሲል ከነማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ጋንታ ፋሲል ከነማ ተዓዊታ ንኽትወፅእ ብሕታዊት ሸቶ ዘመዝገበ ተፃዋቲ ድማ…

ኢትዮ-ኬንያ ዘራኽብ መቆፃፀሪ ኬላ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ኢትዮጵያ ምስኬንያ ዘራኽብ ዝነበረ መቆፃፀሪ ኬላ ተመሪቑ። ነቲ ኬላ መሪቖም ዝኸፈቱ ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ወሳኒ ኩነት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኣይተ ሙጂብ ጀማል ከምዝበሉዎ፥ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምቁፅፃር፣ ዕድል ስራሕ ንምፍጣር፣ ኬላታት…

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተምሃሮአን የመርቓ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲታት ኣሶሳን መቅደላ ኣምባ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮኦም ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቖም። ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ዶክተር ከማል ኣብዱራሂም፥ እቲ ዩኒቨርሲቲ 2 ሺሕን 182 ተምሃሮ ን7ይ ግዘ ከምዘመረቐ ብምግላፅ፤ ካብ ሞንጎ…

ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ክልተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ወረዳ ለኮማ ትማሊ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ክልተ ሰባት እንተሓልፍ ኣብ ልዕሊ ክልተ ሰባት ድማ ከቢድ ጉድኣት ኣካል ምብፅሑ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ። መራሒ ጉጅለ ከይዲ ስራሕ ምቁፅፃርን ድሕንነትን መገዲ…

ምክትል ከንቲባ ወ/ሮ አዳነች አቤቤ ኣብ መሕደሪ ታቦት ፅሬት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ አዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልኪ ላፍቶ ዝርከብ መሕደሪ ታቦት ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት መራሕቲ ሃይማኖትን ምእመናትን ብምዃን ወፍሪ ፅሬት ኣካይደን። እተን ምክትል…

ኣብ 50 ግዝኣታት ኣመሪካ ብኣፅዋር ዝተዓጀበ ተቓውሞ ከይካየድ ተሰጊኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥር፣ 2013 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 50 ግዝኣታት ኣመሪካ ብኣፅዋር ዝተዓጀበ ተቓውሞ ከይካየድ ተሰጊኡ። ምሩፅ ፕሬዚደንት ጆ ባይደን ኣብ መፃኢ ረቡዕ ስልጣኖም ዝርከቡሉ በዓለ ሲመት ክካየድ ኢዩ። ይኹን እንበር ቅድሚኡ ካብዚ ቀዳመ ሰንበት ጀሚሩ ኣብታ ሃገር ብኣፅዋር ውግእ…