Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ብዓል ጥምቀት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብድምቀት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዓል ጥምቀት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ። ትማሊ ታቦታት ካብ ኣድባራት ብምውፃእ ብካህናት፣ ዲያቆናትን ምእመናንን ተዓጂቡ ስርዓተ ጥምቀት ናብ ዝካየደሉ ጥምቀተ ባሕሪ ምፍናዉ ይዝከር። ሎሚ መዓልቲ ድማ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንበዓል ጥምቀት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ንበዓል ጥምቀት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚዳንት፥ ''በቢከባቢኡ ንዘለኹም ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ሙሉእ በዓል ጥምቀት ንክኾነልኩም እምነ'' ኢለን። እቲ በዓል እንትኽብር…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 351 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 980 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 351 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 131 ሺሕን 546…

ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕን ሓደጋን ድልውነትን ንነበርቲ ሽረን ከባቢኡን ዝኸውን ሃናፂ ምግብታትን መድሓኒታትን ልኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕን ሓደጋን ድልውነትን ንነበርቲ ከተማ ሽረን ከባቢኡን ዝኸውን 500 ኩንታል ሃናፂ ምግብታትን መድሓኒታትን ከምዝለኣኸ ገሊፁ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕን ሓደጋን ድልውነትን ኣይተ ምትኩ ካሳ፥ እቲ ናውቲ ኣብቲ ከባቢ…

ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ በዓል ጥምቀት ገበን ንምፍፃም ተዳሊዮም ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ የካይድ ከምዘሎ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ በዓል ጥምቀት ገበን ንምፍፃም ተዳሊዮም ዝነበሩ 205 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ የካይድ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ምስ ካልኦት ኣካላት ፀፅታ ብንትሕብባር ካብ ሕብረተሰብ ብዝመፅአ ሓበሬታ መበገሲ ብምግባር…

ኣብ ከተማ ኣክሱምን ሽረን ሎሚ መዓልቲ  ኣማስዩ ግልጋሎት መብራህቲ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ በቲ ጁንታ ጉድኣት በፂሑዎ ዝነበረ  መስመር ኤሌክትሪክ ብምፅጋን ከተማ ዓድዋ፣ አክሱምን ሽረን ሎሚ መዓልቲ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ አገልገሎት ረኺበን። ከተማ ሑመራን ወልቃይቲን ከባቢኡን ድማ እልክትሪክ ንክረኽቡ…

ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ  ሕጋዊ ሰውነቱ  ህወሓት ከምዝሰረዘ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ  ሕጋዊ ሰውነቱ  ህወሓት ከምዝሰረዘ ኣፍሊጡ። ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ዝሃቦም መግለፅታትን ብዕሊ ዝፍለጡ ጥረ ሓቅታትን ብምርኣይ እቲ ፓርቲ ሓይሊ መሰረት ኣቭ ዝገበረ  ናይ ዓመፅ  ተግባር ምስታፉ ተረጋጊፁ።…

ኣምባሳደር ይበልጣል ምስ ኣምባሳደር ኖርዌይ ኣብ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ኣምባሳደር ኖርዌይ ኣብ ሱዳን ቴሬዝ ሎክን ህዜል ተዛቲዮም። እቶም ኣምባሳደር ምስ ቴሬዝ ሎክን ህዜል ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ከምኡ እውን ጉዳይ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ትኹረት…

ርእሰ ምምሕዳር ክልላት በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር መልእኽእቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልላት በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር መልእኽእቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና በዓል ጥምቀት ሰባት ብፍቕሪ ሕድሕዶም…

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ ልዕሊ 4 ሺሕን 600 ተተኮስቲ ጠያይቲ ከላሽንበ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ ልዕሊ 4 ሺሕን 600 ተተኮስቲ ጠያይቲ ከላሽንበ ተታሒዞም። ትማሊ ካብ መቐለ ናብ ከተማ ባህርዳር እናተጉዓዘት ዝነበረት ኣይፉዙ ማእኸላይ ፅዕነት ኤፍኤስኣር ተሸከርካሪት፥ ብሰራሕተኛታት ጉምሩኽ ኣቢሉ ኣብ…