Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣይተ ክርስቲያን ታደለ ናብ ግምባር ንምዝማት ወሲኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኣካቢ ኮሚቴ ምቁፅፃር ወፃኢ መንግስትን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ብሄራዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራ (ኣብን) ኣይተ ክርስቲያን ታደለ ናብ ግምባር ንምዝማት ምውሳኖም ኣፍሊጦም፡፡ ኣይተ ክርስቲያን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድ…

ህዝቢን መንግስቲን ሉኣላውነት ሃገር ንምሕላው ምስ ናይ ወፃኢ ፀላእቲን ናይ ውሽጢ ግብረ ራዕዳውያን ጉጅለታትም ተሓናኒቑ ይርከብ – ደ/ር ኣብርሃም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢን መንግስቲን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተኸፈቱ ዓውደ ውግኣት ብዝግባእ ኣፅሪዮም ንባዕሎም ንምክልኃልን ሉኣላውነት ሃገርን ግዝኣታዊ ሓድነትን ንምሕላው ምስ ናይ ወፃኢ ፀላእቲን ናይ ውሽጢ ግብረ ራዕዳውያን ጉጅለታትን ብቕሉዕ ተሓናኒቑ ከምዝርከብ ሚኒስትር…

“ኢትዮጵያ” ዝብል ናይ ናፅነት ሽም ንምሕላው ናይ ታሪኽ ሓደራ ኣለና – ቀ/ሚ ኣበይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ኢትዮጵያ” ዝብል ናይ ናፅነት ሽም ንምሕላው ናይ ታሪኽ ሓደራ ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣበይ ኣሕመድ ገሊፆም። ሙሉእ መልእኽቲ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦ ፍቱዋት ደቂ ሃገረይ፣ ክቡራት ፈተውቲ ኢትዮጵያ፣…

“ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛሪቡ ኣሎ” – ሚኒስትር ሓበሬታ ኤርትራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ቀርኒ ኣፍሪካ እቲ ሓቂ ተዛሪቡ ኣሎ” ክብሉ ሚኒስትር ሓበሬታ ኤርትራ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ትዊተር ገጾም ገሊፆም። ኣብዚ ሰሙን “የኣክል (No More) ብዝብል ሃሽታግ ዳያስፖራታት ኢትዮጵያን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካን ኣሜሪካ ካልኦት ምዕራባውያንን…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ግምባር ሷሮቢት ኣናተቃለሱ ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ኣበረታቲዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ግምባር ሷሮቢት ተረኺቦም ንግብረ ራዕዳውያን ኣናተቃለሱ ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ኣበረታቲዖም። ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ጅግና ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ብምውዳድ ሽርሒ ግብረ ራዕዲ…

ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ብዝተወሰደ ስጉምቲ ኣብቲ ከባቢ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ተደምሲሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕራብ እዚ መበል 22 ክፍለ ሰራዊት ንስሪ ምስ ኣካላት ፀፅታ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ብምውዳድ ብዝወሰዶ ወታደራዊ ስጉምቲ ኣብቲ ከባቢ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ፀረ ሰላም ሓይሊታት ተደምሲሶም። ዋና ኣዛዚ መበል 22 ክፍለ ሰራዊት ኮሎኔል ሰይፈ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣክቲቪስታትን ደገፍቲ ምዕራባውያን ሚዲያታትን “ሑመራ ማሳከር” ዝብል ናይ ሕሶት ወፍሪ ንምጅማር ምድላው ከምዝዛዘሙ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣክቲቪስታትን ደገፍቲ ምዕራባውያን ሚዲያታትን “ሑመራ ማሳከር” ዝብል ናይ ሕሶት ወፍሪ ንምጅማር ምድላው ከምዝዛዘሙ ተፈሊጡ። ምስ እዚ ተተሓሒዙ ኬንያዊ ተንታኒ ጉዳያት ትማሊ ሓቂ ኢትዮጵያ ብዝባዕ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ብምግዋሕ…

ንኣባላት ሰራዊት ሓለዋ ሓይሊ ሪፐብሊክ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ቤት ፅሕፈት መናእሰይን ስፖርትን እታ ከተማን ኣብ ሕክምና ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ሓለዋ ሓይሊ ሪፐብሊክ ሓገዝ ገይሮም። እቲ ሓገዝ ልዕሊ 70 ሺሕ ብር ግምት ዘለዎም ዝተፈላለዩ ዕጥቂታት ስፖርት፣…

ሕማም ሳምቡእ ንሞት ህፃናት ቀዳማይ መበገሲ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ብኽለት ኣየር ብምንካይ፣ መሰረታዊ ኣገልግሎት ስርዓት ጥዕናን ምግቢን ብምምሕያሽ፣ ብሕማም ሳምቡእ ሞቱ ህፃናት ነትርፍ” ብዝብል መሪሕ ቃል ዓለም ለኸ መዓልቲ ሕማም ሳምቡእ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኸቢሩ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ኣይተ መሓመድ መሓመድ…

ዴንማርክ ንሰብኣዊ ርዳእታ ዝውዕል ናይ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ርዳእታ ዝውዕል ናይ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ። እቲ ሓገዝ ህፁፅ ሰብኣዊ ርዳእታ ንዘድልዮም ዜጋታት ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተፈጠረ ጎንፂ ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ፀገም ዝርከቡ…