Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣገልግሎት ካርጎ ባሕሪ ኣየር ንምጅማር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን በዓል መዚ ናፃ ዞባ ወደብ ጂቡቲን ብሓባር ብምዃን ኣገልግሎት ካርጎ ባሕሪ ኣየር ብምጅማር ዝውውር ሸቐጣት ብምቅልጣፍ ንግዲ ኣህጉር ኣፍሪካ ብዝበለፀ ምስላት ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ብፍላይ ካብ ቻይና ናብ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 8ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 8ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ከካይድ ኢዩ። ኣብ ኣኼቡኡ ድማ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን፣ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ፣ ፍትሒ ዴሞክራሲን፥ እቲ ባይቶ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ 15 ታሕሳስ…

ናብ ሽረ ልዕሊ ብር 3 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም መድሕን ህይወት መድሓኒታት ይጓዓዙ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ኣቕራቢ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ብር 3 ሚሊየን 96 ሺሕን 657 ዋጋ ዘለዎም መድሕን ህይወት መድሓኒታት ናብ ሽረ እናጓዓዓዘ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ካብ 12 ጥሪ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ መድሕን ዝኾኑ መድሓኒታት እናጓዓዓዘ ከምዝኾነ እቲ ኤጀንሲ ገሊፁ ኣሎ።…

ሱዳን ዶባ ብዝተጠናኸረ መገዲ ክትሕሉ እምበር መሬት ኢትዮጵያ ንኽትሕዝ ፍቓድ ዝሃባ የለን – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘሎ ዘይምስምዕማዕ ብሰላማዊ ድርድር ንኽፍታሕ ኢትዮጵያ ሕዚ እውን  ድልውቲ ከምዝኾነት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስትር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝሃቡዎ ሳምንታዊ መግለፂ፥ ሱዳን ኣብ ዶብ ከባቢ…

መበል 41 ኣኼባ ቀዋሚ ልኡኽ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 41 ኣኼባ ቀዋሚ ልኡኽ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ። ኣቲ ኣኼባ “ስነ-ጥበብ፣ ባህሊን ሓድጊን ንደሊያ ኣፍሪካ ንምህናፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተሳለጠ ከምዝርከብ ሓበሬታ እቲ ሕብረት ኣመላኺቱ፡፡ ካብ…

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ድንበሩ ኣለሙ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ድንበሩ ኣለሙ ኣብ መቓብር ሙስሊም ኮልፌ ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ፥ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብዝተረኸቡሉ ኢዩ…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዚምባብዌ ሲቡሲሶ ሞዮ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዚምባብዌ ሲቡሲሶ ሞዮ ህይወቶም ምሕላፉ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኤመርሰን ማናንጋግዋ ኣፍሊጦም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ “ዚምባብዌ እሙን ኣገልጋሊ ህዝቢን ሓቀኛን ጅግናኣ ስኢና” ኢሎም። ሲቡሲሶ ሞዮ ሙሉእ ህይወቶም ንናፅት ዚምባብዌ…

ቦርድ መረፃ ሕጋዊ ምዝገበኦም ዝአዛዘሙ ፓርቲታት ፖለቲካ ምልክት መረፃ ንኸእትዉ ፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ንምክያድ ሕጋዊ ምዝገበኦም ዝአዛዘሙ ፓርቲታት ፖለቲካ ምልክት መረፃ ካብ 13 ክሳብ 18 ጥሪ 2013 ዓ.ም ኣብ ዘለዋ መዓልቲታት ንኸእትዉ ፀዊዑ። መረፃ ምልክት መረፃ ድማ ብኸምዚ ዝስዕብ ከምዝትግበር…

ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ኣብ 8ይ ዙር ገንዘብ ኣታዊ ንዝገበሩ ትካላት ምስጋና ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ኣብ 8ይ ዙር ገንዘብ ኣታዊ ንዝገበሩን ደረሰኝ ብምልኣኽ ንዘፍለጡ ትካላት ምስጋና ኣቕሪቡ። ብመሰረት እዚ፦ ክልል ጋምቤላ - ብር 11 ነጥቢ 7 ሚሊየን ክልል ሃረሪ - ብር 5…

ኣብ ክልል ዓፋር ዳግም ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ተኸሲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ዳግም ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ከምዝተርኣየ ቢሮ ልምዓት ሕርሻ፣ ሰበኽ ሳግምን ሃፍቲ ተፈጥሮን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። መተሓባበሪ ግብሪ ሓይሊ ምክልኻል ኣምበጣ በረኻ ዶክተር ኣያሌው ሹመት ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብቲ ክልል ወረዳታት…