Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 25 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 25 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬሕይወት ታምሩ ሎሚ መዓልቲ ኣብዝሃብኡ መግለፂ፥ ኣብቲ ዝሓለፈ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 25 ነጥቢ 57 ቢሊየን ብር…

ተርሚናል ከበድቲ ፅዕነት ተሸከርከርቲ ዲቾቶ ተመሪቑ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ዝተሃነፀ ተርሚናል ከበድቲ ፅዕነት ተሸከርከርቲ ዲቾቶ ህንፀቱ ተዛዚሙ ተመሪቑ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። እቲ ተርሚናል ኣብ 12 ሄክታር መሬት ዝተሃነፀ እንትኸውን፥ 750 ተሸከርከርቲ ከተኣናግድ ዝኽእል ኢዩ ተባሂሉ፡፡…

ቻይና ኣብ ልዕሊ ነበር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 28 ኣሜሪካውያን ማዕቐብ ኣንቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ልዕሊ ነበር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 28 ኣሜሪካውያን ማዕቐብ ኣንቢራ። እቲ ማዕቐብ እቶም ውልቀ ሰባት ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ቻይና ኣቲዮም ኢዮም ብዝብል ዝተነበረ ምዃኑ ቤት ዕዮ ጉዳያት ወፃኢ ቻይና…

ሱዳን ብሳልሳይ ወገን ዝተዳለወላ መፃወዲያ ኲናት ገዲፋ እቲ ፀገም ብድርድር ንምፍታሕ ቆራፅ ክትከውን ኣለዋ – ጀነራል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ብሳልሳይ ወገን ዝተዳለወላ መፃወዲያ ኲናት ገዲፋ ፀገም ጉዳይ ዶብ ብድርድር ንምፍታሕ ቆራፅ ክትከውን ከምዝግባእ ኢታማዦር ሹምሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። እቶም ኢታማዦር ሹም፥ ህዝቢ ትግራይ ጁንታ ህወሓት ተመሊሱ ከምዝመፅእ…

ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን መበል 46 ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ቃለማሕላ ፈፂሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን መብል 46 ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ቃለማሕላ ፈፂሞም። ፀላም ኣሜሪካዊት ካማላ ሃሪስ ድማ ፈላሚት ጓልኣንስተይቲ ምክትል ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ቃለማሕላ ፈፂመን ኣለዋ። ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ቃለማሕላ ድሕሪ ምፍፃሞም…

ኣብ ረቂቕ መምርሒ ቦርድ መረፃ ዘድሃበ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ መምርሒ ቦርድ መረፃ ዘድሃበ ዘተ ምስ ሰብ ሞያታት ጥዕና፣ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣካላት ፀፅታትን ተሳሊጡ። ስለዝኾነ ድማ ካብ ጎስጓስ መረፃ ጀሚሩ ከይዲ መረፃ፣ ኮቪድ-19 ክስዕቦ ዝኽእል ፅዕንቶ ምንካይ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምትኳር…

ዕጡቕ ሓይሊ እቲ ጁንታ ብምምራሕን ብምውጋእን ዝተሳተፉ ሜጀር ጄኔራል መሓመድ እሻን ብርጋዴር ጄኔራል ሙሉጌታ በርሀን ኢዶም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝነበሩን ብክብሪ ብጡረታ ዝተሰናበቱን ዕጡቕ ሓይሊ እቲ ጁንታ ብምምራሕን ብምውጋእን ዝተሳተፉ ሜጀር ጄኔራል መሓመድ እሻን ብርጋዴር ጄኔራል ሙሉጌታ በርሀን ኢዶም ከምዝሃቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ዋና…

ዩኒሴፍ ምግቢን ቀረባት ሕክምናን ናብ መቐለን ማይፀብሪን ምልኣኹ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ትካል መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) 8 ሺሕ ዝኸውን ምግቢን ቀረባት ሕክምናን ናብ መቐለን ማይፀብሪን ምልኣኹ ገሊፁ። እቲ ትካል፥ ትሕቲ 5 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት፣ ነብሰፁር ዝኾና ኣዶታትን መጥበውቲ ኣንስቲን ዝኸውን 2 ሺሕሕ 700…

ኣብ ትግራይ “ሰብኣዊ ሓገዝ ኣይቐርብን ዘሎ” ዝብሉ ኣካላት ትርፊ ፖለቲካ ንምርካብ ሓሲቦም ኢዮም-ዶክተር ሙሉ ነጋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ “ሰብኣዊ ሓገዝ ኣይቐርብን ዘሎ” ዝብሉ ኣካላት ትርፊ ፖለቲካ ንምርካብ ሓሲቦም ኢዮም ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ተዛሪቦም። እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ስራሕ እንትጅምር ንዜጋታት ሰብኣዊ…

ተግባር ሰናይ ፍቓድ ሓድጊ እዚ ወለዶ ኮይኑ ዘገልግል ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ሰላም ፌዴሪኢ ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ዩኒቨርሲቲ እናሰልጠኑ ምስ ዝርከቡ ወለንታውያን መናእሰይ ተዛቲየን። በተን ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጂግጂጋ እናሰልጠኑ ኣብ ዝርከቡ 471 ወለንታታት ዑደት ገይሩ።…