Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

281 ዜጋታት ክብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገርም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)281 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ክብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገርም ተመሊሶም። እቶም ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ ዜጋታት ኩሎም ደቂ ተባዕትዮ መናእሰይ ኢዮም። ተወካሊ ዳይሬክተር ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፥ እቶም ስደተኛታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ…

ተወሰኽቲ 555 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 507 ሰባት ድማ ሒሹዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 951 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 555 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 132 ሺሕን 881 ከምዝበፅሐ…

ን47 ትካላት ጨንፈር መቐለ መድሓኒትን እትዎታት ሕክምናን ተዓዲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ን47 ትካላት ጨንፈር መቐለ መድሓኒትን እትዎታት ሕክምናን ከምዝዓደለ ኣፍሊጡ። እቲ መድሓኒት ኣብ መቐለ ንዝርከባ 4 ሆስፒታላትን  ጣቢያታት ጥዕናን፣ ውቅሮ፣ ሀውዜን፣ ዓዲግራት፣ አክሱም ቅድስተ ማርያም፣ ኮረም፣…

ኣብ ክልል ዓፋርን ክልል ኣምሓራን ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ከምዝተርኣየ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋርን ክልል ኣምሓራን ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ከምዝተርኣየ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ካብ ዝተርኣየለን ክልላት ሓሊፉ  ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን እውን ካብ ጂቡቲን ሶማሊያን ዝኣተወ ዕስለ ከምዝተርኣየ…

ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሰላምን ብሄራዊ ምርድዳእን ኣድሂቡ መግለፂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣተሓባባርነት ሚኒሰስትር ሰላም ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ንጉዳይ ሰላምን ብሄራዊ ምርድዳእን መሰረት ኢዮም ኣብ ዝበሉዎም ኣድሂቦም መግለፂ ሂቡ። ኣብዚ ዓመት ዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ፍፁም ሰላማዊ ኮይኑ ንኸሓልፍ፥ ቅድሚ…

ብዘይጋዊ መገዲ ናይ ምስጋር ገበናት ንምምርማርን ንምቕፃዕን ዘኽእል ሰነድ ስርዓት ኣሰራርሓ ተዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይጋዊ መገዲ ናይ ምስጋር ገበናት ንምምርማርን ንምቕፃዕን ዘኽእል ሰነድ ስርዓት ኣሰራርሓ ተዳሊዩ ኣብ ሞንጎ ሲቪ ፖል ምብራቕ ኣፍሪካ፣ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ከምኡ እውን ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራልን ርክክብ ምግባሩ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ኣፍሊጡ።…

ፀገም ቀረብ መገልገሊ መሳርሒታት ሕክምናን ኣፋውስን ብዘላቒነት ንምፍታሕ ኣሰራርሕኡ ምምሕያሽ ይግባእ – ዶክተር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብብርኪ ሃገር ውፁእ ዘይኮነ ፀገም ቀረብ መገልገሊ መሳርሒታት ሕክምናን ኣፋውስን ብዘላቒነት ንምፍታሕ ኣሰራርሕኡ ምምሕያሽ ከምዝግባእ ሚኒስትር ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ስራሕ 6 ወርሒ ኣብ ፍላግ ሺፕ…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ከተማ ጋምቤላ ዘህነፀኦ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣመሪቐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት ካብ ዘህነፆም 20 ካልኣይ ብርኪ ኣቢያተ ትምህርቲ እቲ መበል 11 ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣመሪቑ። እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ኣብቲ ክልል ከተማ ጋምቤላ ጣቢያ 05 ብብር 13 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዘህነፆ ብርሃን ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ…

ኣብ ልዕሊ ሓሙሽተ ዕጡቓት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቄለም ወለጋ ሓሙሽተ ዕጡቓት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደሎምን ሓሙሽተ ዕጡቓት ድማ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉን ፖሊስ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። ብኻሊእ መዳይ ድማ ጃል ያዴሳ ንዝተብሃለ ኣባል ኦነግ ሸኔ ብባንኪ ኣቢሉ ክለኣኽ ዝነበረ 122 ሺሕን…

ሚኒስቴር ንግዲ ኣብ እዋናዊ እታወት ዘይቲ ዘለዉ ፀገማት ኣድሂቡ ምስ ኣፍረይቲን ኣምፃእቲን ሓዊሱ ኣብቲ ዓውዲ ምስ ዘለዉ ኣካላት ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲ ኣብ እዋናዊ እታወት ዘይቲ ዘለዉ ፀገማት ኣድሂቡ ምስ ኣፍረይቲን ኣምፃእቲን ሓዊሱ ኣብቲ ዓውዲ ምስ ዘለዉ ኣካላት ተዛቲዩ። ካብ 2002 ዓ.ም ጀሚሩ ዋጋ ዘይቲ ኣብ ዕዳጋ ብተኸታታሊ ናይ ምውሳኽ ዝንባለ የርኢ እምበር፥ ካብ ቅድሚ ሓደ…