Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ መላእ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሚሊየን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሚሊየን ሓሊፉ። ክሳብ ሕዚ ብርኪ ዓለም ብኮቪድ-19 ዝተተሓዙ ሰባት ቁፅሮም 100 ሚሊየን 286 ሺሕን 700 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ፡፡ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዕላዊ ዑደት ናብ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣቕኒዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዕላዊ ዑደት ናብ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣቕኒዐን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ኮንጎ ኣብ ዝህልወን ፃንሒት፤ ኣብ ክልተኣዊ፣ ዞባዊን ኣህጉራዊን ጉዳያት ኣመልኪተን ምስ ሰብ መዚ እታ ሃገር ከምዝዝትያ ኢብኮ ፀብፂቡ፡፡…

ተወሰኽቲ 365 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 783 ሰባት ድማ ሒሹዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 473 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 365 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 134 ሺሕን 132 ከምዝበፅሐ…

ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ናይ ሓሶት ሓበሬታ ዝውዝዑ ኣክቲቪስታት ካብ ተግባሮም ንክቑጠቡ ኣተሓሳሲሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ናይ ሓሶት ሓበሬታ ዝውዝዑ ኣክቲቪስታት ካብ ዘይሕጋዊ ተግባሮም ንክቑጠቡ ኣተሓሳሲሲቡ። ሓሳቦም ብነፃነት ናይ መጥቃም መሰሎም ብዘይኣጋባብ ብምጥቃም ኣገልግሎት ብዝምልከት ናይ ሓሶት ሓበሬታ…

ዝተጀመረ ስራሕ ሪፎርም ልዕልነት ሕገ-መንግስትን ሕገ-መንግስታዊ ስርዓትን ብዝሐሸ ንምፍፃም ከምዝሕግዝ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ዝተጀመረ ስራሕ ሪፎርም ልዕልነት ሕገ-መንግስትን ሕገ-መንግስታዊ ስርዓትን ብዝሐሸ መልክዑ ንምፍፃም ከምዝሕግዝ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ እዚ ዝበሉ፥ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴራል፣ ክልላትን…

ሕብረተሰብ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝልቀቑ ሓበሬታታት ሓቃውነቶም ከረረጋግፅ ይግባእ – ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝልቀቑ ሓበሬታታት ሓቃውነቶም ከረረጋግፅ ከምዝግባእ ፓርቲ ብልፅግና ኣገንዚቡ። እቲ ፓርቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ መላእ ዓለም ይኹን ኣብ ኢትዮጵያ ብማሕበራዊ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝፍነዉ ናይ ሕሶት…

ኣወዳድባ ኮንስትራክሽን ኢንዱስትሪ ከም  ኣካል ወዲሰብ ድምር ውፅት ብዙሓት ኣካላት ኢዩ – ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ስራሕቲ ምቁፅፃር ኮንስትራክሽን ፌዴሪኢ ኣብ ማዕቐፍ ሕጊን ኣተገባብራን ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ተኹረት ብምግባር ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይዛተ ኣሎ። እቲ ዘተ”ውፅታዊ ኮንስትራክሽን ኢንዱስትሪ ንምዕባለ ኢትዮጵያ” ብዝብል…

ፎረም ምትሕብባር ትሽዓተ ዩኒቨርሲቲታትን መንግስቲ ክልል ደቡብን ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ምትሕብባር ትሽዓተ ዩኒቨርሲቲታትን መንግስቲ ክልል ደቡብን ተጣይሹ። ኣብቲ ፎሮም ኣባል ዝኾና ኣብ ክልል ደቡብ ዝርከባ ትሽዓተ ዩኒቨርሲታት ምስ መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ምጥያሽ እቲ ፎሮም ተፈራሪመን። እቲ ፎረም ምትሕብባር ኣብ 6 ወርሒ…

ፍራንክ ላምፓርድ ካብ ቼልሲ ኣሰልጣንነቱ ተሰናቢቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ  ፍራንክ ላምፓርድ ካብ ቼልሲ ኣሰልጣንነቱ ከምዝተሰናበተ እታ ጋንታ ኣፍሊጣ። ኮኾብ ተፃዋቲ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ቼልሲ ዝነበረን ነታ ጋንታ ካብ ማውሪዝዮ ሳሪ ሓላፍነት ዝተረከበን ፍራንክ ላምፓርድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ ወርሒ ሓምለ…

ፕሬዚዳንት ጆሴፍ ማጉፉሊ ኣብ ታንዛኒያ ዝተኣሰሩ ኢትዮጵያውያን ካብ ማእሰርቲ ንምፍታሕ ወሲኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆሴፍ ማጉፉሊ ኣብ ታንዛኒያ ዝተኣሰሩ ኢትዮጵያውያን ካብ ማእሰርቲ ንምልቃቕ ምስ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስምዕመዓም ገሊፆም። ክልቲኦም ፕሬዚዳንታት ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ምስተዛተዩ ሓበራዊ መግለፂ ሂቦም።…