Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ቀ/ሚ ጣሊያን ጁሴፔ ኮንቴ ስልጣኖም ለቒቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ጁሴፔ ኮንቴ ስልጣኖም ለቒቖም። ለበዳ ቫይረስኮሮና ዝሓዙሉ መገዲ ብዝምልከት ወቐሳ እናቐረበሎም ዝፀንሑ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ መልቀቒ ደብዳበኦም ንፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኣቕሪቦም ተቐባልነት ረኺቡ። ኣብ ጣሊያን ብምኽንያት…

21 ሺሕን 695 ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲን ልዕሊ 13 ሚሊየን ካሬ ሜትሮ መሬትን ብዘይሕጋዊ መገዲ ከምዝተትሓዙ ምርግጋፁ ወ/ሮ ኣዳነች ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ወረራ መሬትን ወናኒ ኣልቦ ህንፃታትን ከምኡ እውን ምስ ኮንዶሙኒየምን ገዛውቲ ቀበሌን ብዝተገበረ ምፅራይ ዝተረኸበ ውፅኢት ኣመልኪተን መግለፂ ሂበን። በመግለጫቸውም በአጠቃላይ በከተማችን 13…

ኣብ ሞንጎ መዋሰንቲ ክልላት ሓበራዊ ትልሚ ምዓትን ሰላምን ስምምዓት ምግባሮም ንሃገራዊ ዕቤት ወሰንቲ ኢዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጣዊን ምምሕዳራዊን ወሰን ክልላት ሓበራዊ ትልሚ ምዓትን ሰላምን ስምምዓት ምግባሮም ዘተኣማምን ሃገራዊ ዕቤት ንምምፃእ ዘለዎ ፅዕንቶ ዕዙዝ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣመራርሓታት ክልል ሱማሌን…

ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ላሊበላ ንኽልተ መዓልቲ እናተሳለጠ ዝፀንሐ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ተዛዚሙ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ስትራቴጂክ ትልሚ ሓሙሽተ ዓመት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መርጋ ግብሪ ሪፎርም ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን…

ኢትዮጵያን ጃፓንን ንልምዓት መገዲ ዝውዕል ብር 190 ሚሊየን ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያን መንግስቲ ጃፓንን ንልምዓት መገዲ ኣስፋልት ዝውዕል ብር 190 ሚሊየን ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ያስሚን ወሃቢረቢን በዓል ምሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታኮን…

ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ምዕራባዊ ዞባ ጉጂ ዝተሃነፀ መበል 12 ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምዕራባዊ ዞባ ጉጂ ወረዳ ሱሮ ቡርጉዳ ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ሱሮ ቡርጉዳ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ቀዳማዊት እመቤት ወይዘሮ ዝናሽ ታያቸው፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ…

ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ዶብ ምስ ሱዳን ክትደራደር ትኽእል መጀመርታ ሓይሊ ሱዳን ዝሓዞ መሬት እንትለቅቕ ኢዩ – ኣምባሳደር ዲና

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ዶብ ምስ ሱዳን ክትደራደር ትኽእል መጀመርታ ሓይሊ ሱዳን ዝሓዞ መሬት እንትለቅቕ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት…

ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ ልዕሊ 4 ሺሕን 858 ተምሃሩኡ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ ልዕሊ 4 ሺሕን 858 ተምሃሩኡ ንመበል 33 ግዘ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብመርሃ ግብሪ ቀዳማይ ዲግሪ፣ ካልኣይ ዲግሪን ሳልሳይ ዲግሪን፤ ብስሩዕን ዘይስሩዕን ፕሮግራም ትምህርቶም ዝዛዘሙ ኢዩ ኣመሪቑ ዘሎ፡፡ ንፈለማ እዋን…

በቢመዓልቱ ካብ ስዑድ ዓረብ 1 ሺሕን ኢትዮጵያውያን ናይ ምምላስ ስራሕቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በቢመዓልቱ ካብ ስዑድ ዓረብ 1 ሺሕን ኢትዮጵያውያን ናይ ምምላስ ስራሕቲ ምጅማሩ ኣብታ ሃገር ዘሎ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብዘይሕጋዊ ሰነዳት ናብ ስዑድ ዓረብ እንትኣትዉ ተታሒዞም ኣብ ዝተፈላለዩ መፅንሒ ስደተኛታት እታ ሃገር ዝርከቡን ኣብ ዝሓለፉ…

ብኹሉ ዓውዲ ንምምዕባል እንተተደሊዩ ኣብ ምዝማን ዘፈር ትራንስፖርት ትኹረት ክወሃብ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኹሉ ዓውዲ ንምምዕባል እንተተደሊዩ ኣብ ምዝማን ዘፈር ትራንስፖርት ትኹረት ክወሃብ ከምዝግባእ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ እዚ ዝበሉ፥ ኣብ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ዘፈር…