Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ብድምፅኹም ውሳነኹም ምፍላጥኩም መግለፂ ስልጣነን መርኣያ ትኽክለኛ ዴሞክራሲን ኢዩ – ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ…

ብድምፅኹም ውሳነኹም ምፍላጥኩም መግለፂ ስልጣነን መርኣያ ትኽክለኛ ዴሞክራሲን ኢዩ - ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብድምፅኹም ውሳነኹም ምፍላጥኩም መግለፂ ስልጣነን መርኣያ ትኽክለኛ ዴሞክራሲን ኢዩ ክብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ÷…

ኣይተ ወንድሙ ኩርታ ዋና ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽ ህዝቢታት ደቡብ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ወንድሙ ኩርታ ዋና ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽ ህዝቢታት ደቡብ ኢትዮጵያ ብምዃን እንትምረፁ ወይዘሮ ገነት መንገሻ ድማ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ብምዃን ተመሪፀን፡፡ ብተመሳሳሊ ቤት ምኽ እቲ ክልል ንዶክተር ኢንጂነር ነጋሽ ዋጌሾ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መተሓዳደሪ ሕገ-መንግስቱ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መተሓዳደሪ ሕገ-መንግስቱ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ኮይኑ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተመስሪቱ ኢዩ፡፡ ምስረታ እቲ ክልል÷ ካብ ሓሙሽቲአን…

ሃገረይ ኣይትንክኡ ዝበሉ ኢትዮጵያውያን ታሪኽ ዓድዋ ንምድጋም ኣብ ግምባር ይቃለሱ ኣለዉ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ብዘጋጠመ ፈተና ካብ ኣርባዕቲኡ መኣዝን ተኣኻኺቦም ታሪኽ ዓድዋ ንምድጋም ኣብ ግምባር እናተቃለሱ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ! ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ! መከላከያ ይደግፉ/ፋ!…

ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ኮይኑ ብዕሊ ተመስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ኮይኑ ብዕሊ ተመስሪቱ። ምስረታ እቲ ክልል÷ ካብ ሓሙሽቲአን ዞባታትን ካብ ሓደ ፍሉይ ወረዳን ዝተወከሉ ከምኡ እውን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ ኣብ ከተማ ቦንጋ ተኻይዱ ዘሎ፡፡…

ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓተው ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ንተግባር ራዕዲ ዘዋፈሮም ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓተው ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ንተግባር ራዕዲ ዘዋፈሮም ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ፌዴራል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣብ ከተማታት ኣብ ውሽጢ ሕብረተሰብ ብዝተፈላለዩ መገዲታት ብምምስሳል ክኣትዉ ብምግባር ናብ…

ንዝተፈላለዩ ሃገራት ኣምባሳደራትን ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ተቐማነቶም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራትን ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲን ኣፍሪካ፣ እስያን ፓስፊክን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ገለፃ ተገይሩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኩነታት ሰላምን ፀፅታን እታ ከተማ ኣመልኪቱ ገለፃ ዝገበሩ ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር…

ኣትሌት ፈይሳ ሌሊሳ ሃገሩ ንምድሓን ናብ ግምባር ክወፍር ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ፈይሳ ሌሊሳ ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስቴር ተኸቲሉ ሃገሩ ንምድሓን ናብ ግምባር ክወፍር ምውሳኑ ኣፍሊጡ፡፡ ውሳነ እቶም ቀዳማይ ሚኒስቴር ልክዕ እዩ ዝበለ ኣትሌት ፈይሳ ኣብዚ ሀዚ ስዓት ኣብ ልዕሊ ሃገርና ዘንፀላለወ ፀገም ልክዕ ኣቦታትና…

ብክልቲኡ ግምባር ክንስዕር ኢና – ኢንጂነር ታከለ ኡማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ብክልቲኡ ግምባር ክንስዕር ኢና” ክብሉ ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ገሊጾም። ኢንጂነር ታከለ ከምዝበሉዎ÷ ብሓደ ወገን ኣብ ልዕሊ ህልውና ዘንፀላለወ ግምባር ኲናት፤ ብኻሊእ ወገን ድማ ምስ እዚ ተተሓሒዙ ዝመፅእ…

እቲ ሓድሽ ምስራታ ህዝቢ ክልል  ምዕራብ ደቡብ እናተኻየደ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብቲ ሓሙሽተ ዞባታትን ካብሓደ ፉሉይ ወረዳ ዝተወከሉ ከምእዉን ፃዎዒት  ዝተግብረሎም  ኣጋይሽ ኣብዝተረኽበሉ  እቲ ምስረታ ኣብ ከተማ ቦንጋ እናተኻየደ እዩ፡፡ ዞባ ምዕራብ ኦሞ፤ ዞባ ቤንች ሾኮ ፤ ዞባ ካፋ፤ ዞባ ዳዉሮን ዞባ ሾኮ ከምእዉን…