Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ዶ/ር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ተዛቲየን። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንትን ምትሕብባር ዕድላት ስግግር ቴክኖሎጂን ዝምልከቱ ርእሰ ጉዳያት…

ባይደንን ፑቲንን ኣብ ጉዳይ ኒኩሌር ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ምስ ሩሲያ መዘነኦም ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ጉዳይ ኒኩሌር ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም ንፈለማ እዋን ብስልኪ ተዛቲዮም። ባይደን ኣብ ዘተኦም ጉዳይ ተቓዋሚ ኣመራርሓ እታ ሃገር ዝኾኑ ኣሌክሲ ናቫልኒ እውን…

ኢትዮጵያን ኢንዶኖዢያን ኣብ ፍርያት ዕምበባ ብሓባር ንምስራሕ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያን ኢንዶኖዢያን ኣብ ፍርያት ዕምበባ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽሉወን ጉዳያት ኣድሂበን ተዛቲየን። ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ተሓጊዙ ዝተኻየደ እቲ ዘተ፥ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ጃካርታ ምስ ማሕበር ኣዳላዊ ፍርያት ዕምበባ ኢንዶኖዢያ ከምዝተሰናድአን ኣብ…

ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣማባሳደርን ቀዋሚት ልእኽቲ ኢትዮጵያ ቤልጂየም፣ ሉክሰምበርግ ትካላት ሕብረት ኣውሮፓ ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን። እተን ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ…

293 ኢትጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)293 ኢትጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ትማሊ 18 ጥሪ 2013 ዓ.ም ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ ዜጋታት፥ ኩሎም ደቂ ተባዕትዮ ምዃኖም ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ተወካሊ ዳይሬክተር…

ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪያት ኣብ ክልል ትግራይ እናተገበረ ብዛዕባ ዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ምስ መተሓባበሪት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትጵያ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ ክልል ትግራይ እናተገበረ ብዛዕባ ዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ምስ መተሓባበሪት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትጵያ ዶክተር ካትሪን ሶዚን ተዛቲየን። እተን ሚኒስትር፥ ኣብቲ ክልል ግጋሎት መገዲ፣…

ተወሰኽቲ 437 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 549 ሰባት ድማ ሒሹዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 342 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 437 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 134 ሺሕን 569 ከምዝበፅሐ…

ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ብኹለ መዳይ ዓውዲ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዓውዲ ትራንስፖርት ብቐዳምነት ምዝማን የድሊ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ብኹለ መዳይ ዓውዲ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዓውዲ ትራንስፖርት ብቐዳምነት ምዝማን የድሊ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ዓውዲ…

ኣብ ከተማ ጎዴይ ንዝህነፅ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሚረድ ለይሊ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ ከተማ ጎዴይ ንዝህነፅ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሚረድ ለይሊ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ። ምስቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብምዃን ሚኒሰስትር ዲኤታ ትራንስፖርት ኣይተ ካሳሁን ጎፌን ዋና መካየዲ…

ሜጀር ጄነራል መሓመድ ኒሻን ሓዊሱ ኣርባዕተ ጦር መኮንናት ብኣመራርሓታት ጉጅለ ፀረ ሰላም ህወሓት ተገዲዶም ምልሻታት ይውድቡ ከምዝነበሩ ንቤት ፍርዲ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢዶም ዝሃቡ ሜጀር ጄነራል መሓመድ ኒሻን ሓዊሱ ኣርባዕተ ጦር መኮንናት ብኣመራርሓታት ጉጅለ ፀረ ሰላም ህወሓት ተገዲዶም ምልሻታት ይውድቡ ከምዝነበሩ ንቤት ፍርዲ ገሊፆም። እቶም ተጠርጠርቲ ጦር መኮንናት እዚ…