Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

500 ኣቢያተ ትምህርቲ ዝሓቖፈ ፕሮጀክት ምገባ ቤት ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ትካል መድሕን ህፃናት ብምትሕብባር 500 ኣቢያተ ትምህርቲ ዝሓቖፈ ፕሮጀክት ምገባ ቤት ትምህርቲ ዕላዊ ገይሩ። በቲ ሃገር በቆል ዝኾነ ፕሮጀክት ምገባ ኣቢያተ ትምህርቲ፥ ልዕሊ 163 ሺሕ ተምሃሮ ኣካል እቲ ምገባ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓን ተወከልቲ እተን ሃገራትን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓን ተወከልቲ እተን ሃገራትን ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ኢዮም ምስቶም ኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓን ተወከልቲ…

ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰዓራይ ሓሳብ ጥራሕ ውክልና ህዝቢ ክረክብ ከምዝግባእ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰዓራይ ሓሳብ ጥራሕ ውክልና ህዝቢ ክረክብ ከምዝግባእ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛሪቦም። ኣብቲ ፃንሒት ዝተረኸቡ ተወከልቲ ፓርቲታት ኣብን፣ ኢዜማን ትዴፓን፥ ፓርቲታት…

ቤት ፍርዲ ቃል እምነት ክሕደት እኒ ኣይተ ጃዋር ንምቕባል ድጋሚ ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ ቃል እምነት ክሕደት እኒ ኣይተ ጃዋር ንምቕባል ድጋሚ ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ። ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ ልደታ 1ይ መጋባእያ ጉዳያት ሕገ-መንግስቲን ፀረ ግብረ ራዕዲን ብመሰረት ዝሃቦ ቆፀሮ ሎሚ መዓልቲ ተሰይሙ ዝነበረ፤ ቃል…

መንግስቲ ኣብ ዘሓለፉ ክልተ ዓመታት ብር 24 ቢሊየን ምወላ ምግባሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ወርሒ ጥሪ መጠነኛ ክለሳ ዋጋ ነዳዲ ምግባሩ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ ዓለም ስዒቡ ኣብ ወርሒ ጥሪ ኣብ ቀረብ ፍርያት ዋጋ ነዳዲ ውስን ክለሳ ዋጋ ከምዝተገበረ ኣብቲ ሚኒስቴር ዳይሬክተር…

ንግልጋሎት ሕክምና ሕሙማት ኣስሚ ዝውዕሉ 150 ማሽናት ስምምዕነት ሓገዝ ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግልጋሎት ሕክምና ሕሙማት ኣስሚ ዝውዕሉ 150 ማሽናት ስምምዕነት ሓገዝ ተፈሪሙ። ሚኒስትር ጥዕና ምስ ኣስትራዜኒክ ሶሳይቲ ዝገበሩዎ ስምምዕነት፥ ኣብ ልዑል ሓማም ኣስሚ ዝርከቡ ዜጋታት ብቐሊሉ ሕክምና ንኽረኽቡ ዝገብርን ንሰብ ሞያታት ስልጠና…

ትካላት ፋይናንስ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኣብ ድሕንነት መጥቃዕቲ ሳይበር ትኹረት ክገብሩ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ፋይናንስ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኣብ ድሕንነት መጥቃዕቲ ሳይበር ትኹረት ክገብሩ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ምስ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር፥ ኣብ ጉዳይ ድሕንነት ሳይበር ኣመልኪቱ ንላዕለዎት…

ኣብ ዞባ መተከል ምስ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ዝሰርሑ ኣካላት ፀፅታ ካብ ተግባሮም ንኽቑጠቡ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዞባ መተከል ዝተውሃቦም ናይ ሕዝቢ ሓደራ ገዲፎም ምስ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ዝሰርሑን ብክልተ ካራ ዝበልዑ ኣካላት ፀፅታ ካብ ተግባሮም ንኽቑጠቡ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ። ብመንግስቲ ፌዴራል ዝተጣየሸ ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ…

መድረኽ ዘተ ጎረባብቲ ክልላት ሰሜንን ምዕራብን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ባህርዳር ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ጎረባብቲ ክልላት ሰሜንን ምዕራብን ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ከተማ ባህርዳር ክካየድ ኢዩ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ “ፅቡቕ ጉርብትና ንምዕባለ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብኣሰናዳእነት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ኢዩ ክካየድ፡፡ ዝፍጠሩ…

ነበርቲ ወረዳ ሱሉልታ ከተማ ደርባን ከባቢኣን ንኦነግ ሸኔ ኮኒኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ ዙሪያ ፊንፊኔ ወረዳ ሱሉልታ ከተማ ደርባን ከባቢኣን ዝነብሩ ዜጋታት ንኦነግ ሸኔ ብምኹናን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ሒዞም ዝወፅ እንትኾኑ፥ ዘይሕጋዊ ተግባር እቲ ጉጅለ ኮኒኖም፡፡…