Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሰለስተ ተኸታተልቲ ዝፀንሕ ብማሕበራዊ ሚዲያ ንብሄራዊ ቦርድ መረፃ ይሕተቱ ከምዝተዳለወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሰለስተ ተኸታተልቲ ዝፀንሕ ብማሕበራዊ ሚዲያ ንብሄራዊ ቦርድ መረፃ ይሕተቱ ከምዝተዳለወ ተገሊፁ። እቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ቦርድ መረፃ ከምዝሓበሮ፥ ኣብ ጉዳይ መረፃ ጥራሕ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ሕቶታት ምቕራብ ይከኣል…

ኣብ መንፈቕ ዓመት በጀት 2013 ዓ.ም ልዕሊ ብር 149 ቢሊየን ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንፈቕ ዓመት በጀት 2013 ዓ.ም ልዕሊ ብር 149 ነጥቢ 2 ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ሚኒሰስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ኣፈፃፅማ ሽዱሽተ ወርሒ እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ ኣመልኪቶም ኣብ ዘሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ…

ኢትዮጵያ መርህ መሰረት ዝገበረ ስርዓት ምምሕዳር ዕዳ ትኽተል ኣላ – ሚኒስትር ገንዘብ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መርህ መሰረት ዝገበረ ስርዓት ምምሕዳር ዕዳ እናተኸተለት ምዃና ሚኒስትር ገንዘብ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዓለም ለኸ ስርዓት ኣመሓድራ እናተግበሮ ኣብ ዝርከብ ኣሰራርሓ ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ፡፡ ኣብ መግለፂኡ ድማ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ…

ካቢኔ መንግስቲ ክልል ሶማሌ ኣብ ኣርባዕተ ዛዕባታት ኣድሂቡ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ መንግስቲ ክልል ሶማሌ ኣብ ኣርባዕተ ዛዕባታት ኣድሂቡ ተዛቲዩ። እቲ ካቢኔ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 8ይ ስሩዕ ኣኼባ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ ሙሓመድ ሓዊሱ ኩሎም መፈፀምቲ ኣካላት ተረኺቦም። ኣብቲ ኣኼባ ዝዝተየሎም…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስት ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ፍሊፖ ግራንዴ መንግስታት ተዛቲዮም። እቶም ኮሚሽነር ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከቡ መዓስከር…

ሃገር ለኸ ገምጋም ኣፈፃፅማ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገር ለኸ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ሽዱሽተ ወርሒ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ፌዴራል፣ ዓሰርቲአን ክልላትን ክልተ ምምሕዳር ከተማታትን ቀሪቡ ልዝብ ክግበረሎም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…

ሜ/ጀ መሰለ መሰረትን ሜ/ጀ ዘውዱ በላይን ምስ ነበርቲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ እዚ ምዕራብ ሜጀር ጀነራል መሰለ መሰረትን ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሜጀር ጀነራል ዘውዱ በላይን ምስ ነበርቲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ፅምብላ ከተማ እንዳባ ጉናንን ከባቢኣን ተዛቲዮም። ኣብቲ ክልቲኦም ኣዘዝቲ ብሓባር ዝመርሑዎ ኣኼባ፥…

ኣብ ሃገረ ማይናማር ዕልዋ መንግስቲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ማይናማር ዕልዋ መንግስቲ ብምክያድ ንመራሒት እታ ሃገር ኡንግ ሱ ኪን ኣብ ቀይዲ ኣውዒሉ፡፡ ካብ ኡንግ ሱ ኪን ብተወሳኺ ላዕለዎት ስብ መዚ መንግስቲ ከምዝተትሓዙ እውን ተሓቢሩ፡፡ ነቲ ስልጣን ዝተቖፃፀረ ጦር ሰራዊት፥ ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ…

ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ወረዳ 10 ማእኸል ዕዳጋ እፎይታ ኣጋጢሙ ዝነበረ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ወረዳ 10 ማእኸል ዕዳጋ እፎይታ ኣጋጢሙ ዝነበረ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሉ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ትማሊ ምሸት ከባቢ ሰዓት 2፡20 ኣብቲ ማእኸል ዕዳጋ ኣብ ልዕሊ…

ተወሰኽቲ 629 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 274 ሰባት ድማ ሒሹዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 109 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 629 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 137 ሺሕን 650 ከምዝበፅሐ…