Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ሱዳን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝፈፀመቶ ወራር ታሪኻ ስሕተት ኢዩ – ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝፈፀመቶ ወራር ብመንፅር ሞራል፣ ሕጊ ኢሉ እውን ምስ ዘለወን ዝፀንሐ ምሕዝነት እንትረአ ታሪኻ ስሕተት ከምዝኾነ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ሱዳን ይበልጣል ኣእምሮ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ እዋናዊ…

ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ዝተዋፈሩ 61 ውልቀ ትካላት ዝሓቖፈ መድረኽ ምትሕብባር ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ዝተዋፈሩ 61 ውልቀ ትካላት ዝሓቖፈ መድረኽ ምትሕብባር ዘፈር ቅልቀ ተጣይሹ። ምስ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ብምዃን ዝተጣየሸ እቲ መድረኽ ምትሕብባር፥ እቶም ውልቀ ትካላት ኣብ ኢትዮጵያ ዲጂታል ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዝግበር…

መርሃ ግብሪ ምፍናው ዋንጫ ህዳሰ ግድብ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ዋንጫ ህዳሰ ግድብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሮ ፃንሒት ብምዝዛሙ ንተገኛ ክልል ንምርካብ ዘኽእል መርሃ ግብሪ ምፍናው ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ገብሪ መክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነሽ ኣበቤ፣ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ሀዝባዊ መተሓባበሪ…

ኣንቶኒዮ ጉተሬስ ኣብ ማያንማር ዝተኻየደ ዕልዋ ክፈሽል ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶኒዮ ጉተሬስ ኣብ ማያንማር ዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ ክፈሽል ንማሕበረሰብ ዓለም ፀዊዖም። ውፅኢት መረፃ ምቕያር ቅቡልነት የብሉን ዝበሉ እቶም ዋና ፀሓፊ፥ እቶም ዕልዋ ዘካየዱ መራሕቲ’ውን ሃገር በዚ መገዲ ክትምራሕ ከም…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ክፍፅሙ ሓሲቦም ዝነበሩ 15 ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ቀይዲ ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም ብሕቡእ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ 15 ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ቀይዲ ውዒሎም። ካብ ወፃኢ ሃገር ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ልኡኽቶ ብምቕባል ኣዲስ ኣበባ ኣብ…

ባይቶ ወከልተ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ባይቶ ወከልተ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ሻድሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል ዓስራይ ስሩዕ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ባይቶ ብቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት እቶት፣ በጀትን ፋይናንስን ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ዓለም ለኻዊ ማሕበር ልምዓትን ንፕሮግራም…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 547 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 632 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 547 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 139 ሺሕን 408…

ኣይተ ደመቀ ንሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ኣዋናዊ ኩነታት መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትረ ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ንሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ኣዋናዊ ኩነታት መብርሂ ሂቦም። እቶም ሚኒስትር ሖብረት ኣፍሪካ ብኢኒተርኔት ኣብ ዘዳለዎ መበል 38 ኣኼባ ቤት ምኽሪ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ፈረንሳይን ኣብ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣድሂቦም ተላዚቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኤማኑኤል ማክሮንን ኣብ  ክሊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣድሂቦም ተላዚቦም። እቶም መራሕቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ብዛዕባ ዘሎ ፅኑዕ ምትሕብበባርን ቀጠናዊ ጉዳያትን ብዝምልከት…

ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ልዕሊ ብር 8 ሚሊየን ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ከተማ ፍቼ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ብር 8 ሚሊየን 500 ሺሕን ተኣኪቡ። ኣብቲ እዋን ማሕበረሰብ እቲ ዞባ ኣብዛ ሃገር ዝስርሑ ስራሕቲ ልምዓት ብንቕሓት ንምስታፍ…