Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

መድረኽ ዘተ ምሁራን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ሰላምን ሜትሮ ፖሊታን ዩኒቨርሲቲ ኮተቤ ዘዳለውዎ መድረኽ ዘተ ምሁራን ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ልእላውነታን ረብሓኣን ዝተረጋገፀን ዝተኸበረን ሃገር ኣብ ከይዲ ምህናፅ ግደ ምሁራንን ብሄራዊን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ንምኽባር ብታሪክ…

ዝተፈላለያ ዩንቨርስቲታት ተምሃረአን ኣመሪቐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩንቨርስቲ ወላይታ ሶዶ፣ ሚዛን ቴፒ፣ ወልዲያ፣ ደባርቅ ባህር ዳ በዝተፈላለዩ መርሃ ገበርታት ዘሰልጠነኦም ተምሃሮአን ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቐን። ዩንቨርስቲ ሚዛን ቴፒ ለዕሊ 2 ሺሕ፣ ወላይታ ሶዶ 5 ሺሕን 310 ተምሃሮ ኣመሪቐን። ዩኒቨርሲቲ…

ስሕተት እቲ ጁንታ ኣብ ታሪኽ ንከይድገም ተጋድሎ ምኽባር ሕጊ  ሰራዊትና  በቢ እዋኑ ንህዝቢ ክቐርብ ይግባእ – ሜ/ጀነራል መሓመድ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስሕተት እቲ ጁንታ ኣብ ታሪኽ ንከይድገም ተጋድሎ ምኽባር ሕጊ  ሰራዊትና  በቢ እዋኑ ንህዝቢ ክቐርብ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን ምክልኻል ሃገር ኢትዮጵያ ሜጀር ጀነራል መሓመድ ተሰማ ገሊፆም። ሜጀር ጄኔራል መሓመድ ተሰማ ብትካል ፕረስ…

ትኽክለኛነት መረዳእታ ትምህርቲ ምርግጋፅ ዘኽእል ቴክኖሎጂ ተግባራዊ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ብመንግስቲ ኢትዮጵያን ውልቀ ትካላት ትምህርቲን ዝተመረቐ ትኽክለኛነት መረዳእታ ትምህርቲ ምርግጋፅ ዘኽእል ቴክኖሎጂ ተግባራዊ ክግበር ኢዩ። ዋና ዳይረክተር ኤጀንሲ ኣግባብነትን ፅርየትን ላዕለዋይ ትምህርቲ ዶክተር አንዱዓለም አድማሴ ንፋና ብሮድካስቲንግ…

መበል 34 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) መበል 34 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ። እቲ ጉባኤ፥ “ኪነ ጥበብ፣ ባህልን ቅርስን ንህንፀት እንብህጋ ኣፍሪካ” ዝብል መሪሕ ቃል ከምዘለዎ ተገሊፁ። ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ኣህጉራዊን ቀጠናውን ጉዳያት ዘተኮረ ዘተ…

ቻይና ን50 ዓመታት ዝዘለቐ ሽርክነኣ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ን50 ዓመታት ዝዘለቐ ሽርክነኣ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩአን ገሊፆም። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩአን ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ መንጎ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 726 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 65 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 726 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 140 ሺሕን 883…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)68 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ቤይሩ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ብምትሕብባር ፍሪደም ፈንድን ኣጋር ኢትዮጵያን ዝተብሃሉ ሃገር በቀል ትካላት ገበርቲ ሰናይ  ኢዮም እቶም ዜጋታት ተመሊሶም። ተወካሊ…

ካብ ትግራይ ናብ ሱዳን ዝተሰደዱ 60 ሺሕ ዝጋታት ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ትግራይ ናብ ሱዳን ዝተሰደዱ 60 ሺሕ ዝጋታት ንምምላስ ይስራዳይሬክተር ጄኔራል ኤጀንሲ ጉዳያት ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ተስፋሁን ጎበዛይ ገሊፆም። ዜጋታት ንምምላስ ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት…

ኣፈፃፅማ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 78 ነጥቢ 3 ሚኢታዊ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 78 ነጥቢ 3 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ኣፍሊጦም። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝፈፀሞም ተግባራትን ከይዲ ህንፀት እቲ ግድብን ብዝምከት…