Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ መሸጢ ችርቻሮ ዋጋ ፍርያት ዳዲ ክለሳ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 30 ለካቲት2013 ዓ.ም ኣብ ውሽጢ ዘለዉ መዓልቲታት ኣብ መሸጢ ችርቻሮ ዋጋ ፍርያት ዳዲ ክለሳ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ፡- ቤንዚን ብር 25ን 82 ሳንቲምን ሕውስዋስ…

ነበርቲ ክልል ሃረሪ፣ ዞባ ስልጤን ከተማ ጂግጂጋን ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ክልል ሃረሪ፣ ዞባ ስልጤን ከተማ ጂግጂጋን ሃገራዊ ለውጢን ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ናይ ድጋፍ ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብ ክልል ሃረሪ ኣብ ዝተኻየደ ስልፊ ድጋፍ፥ “ሰዓራይ ሓሳብ ክነሰጉም ኢና፣ ፅንፍነት ኣምሪርና ክንቃለስ ኢና፣ ብልፅግና…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ዝተቐነባበረ ኣግሮ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቡሬ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚነስትር ዶክተር ኣቢይ ዝተቐነባበረ ኣግሮ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቡሬ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገርን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ፋብሪካ ዘይቲ ፌቢላ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚነስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መዓልቲ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ከፍሪ ዝኽእል ፋብሪካ ዘይቲ ፌቢላ መሪቖም። 60 ሚኢታዊ ቀረብ ዘይቲ ብልዒ እዛ ሃገር ናይ ምሽፋን ዓቕሚ ከምዘለዎ ዝተነገረሉ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ኩባኒያ…

ኣብ ትግራይ 1 ነጥቢ 7 ሚሊዮን ዜጋታት ሰብኣዊ ደገፍ ረኺቦም – ሚኒስትር ሙፈሪያት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ 1 ነጥቢ 7 ሚሊዮን ዜጋታት ሰብኣዊ ደገፍ ረኺቦም ክብላ ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። ኣብቲ ክልል 800 ሺሕ ዜጋታት ደገፍ ሃናፂ ምግቢ ከምዘድሊዮም እውን ተዛሪበን። ብሚኒስትር ሰላም ሙፈሪያት ካሚልን ዋና…

ብሚኒስቴር ሰላም ዝተመርሐ ጉጅለ እኡኽ ኣብ ትግራይ ምክፍፋል ሰብኣዊ ሓገዝ ዘለዎ ኩነታት ንምዕዛብ መቐለ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ሰላም ሙፋሪያት ካሚልን ብዋና ድይረክተር ፕርግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ብስሊ ዝተመርሐ ጉጅለ እኡኽ ኣብ ትግራይ ምክፍፋል ሰብኣዊ ሓገዝ ዘለዎ ኩነታት ንምዕዛብ መቐለ ኣቲዮም። ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ትግራይ ኣብዝህልዎም…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ መበል 34 ጉባኤ መራሕቲኢ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መበል 34 ጉባኤ መራሕቲኢ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ብኢንተርኔት ኣቢሉ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ መራሕቲኢ ሕብረት ኣፍሪካን ርእሳነ ብሄራትን ኢዮም ዝሳተፉ ዘለዉ። እቲ…

ሩስያ ዲፕሎማሰኛታት ሰለስተ ሃገራት ኣውሮፓ ኣባሪራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩስያ ዲፕሎማሰኛታት ሰለስተ ሃገራት ኣውሮፓ ኣባሪራ። እታ ሃገር ኣብ ፈለማ ናይዚ ሰሙን ንኣሌክሲ ናቫልኒ ብምድጋፍ ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ከም እተሳተፉ ዝገለፀቶም ዲፕሎማሰኛታት ጀርመን፣ ስዊድንን ፖላንድን ኢያ ኣባሪራ። ሚኒስቴር ጉዳያት…

336 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)336 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና …

ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ፌሌክስ ሺሴኬዲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ነቶም ፕሬዚዳንት ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እቶም ፕሬዚዳንት…