Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ታንዛንያ ዘይተፈልጠ ሕማም ከምዝተራእየ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ታንዛንያ ዘይተፈልጠ ሕማም ከምዝተራእየ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ፀብፂበን። እቶም ዝሓመሙ ሰባት ደም የምልሱ ከምዘለው'ውን ተገሊፁ። ሰብመዚ ጥዕና ናይቲ ከባቢ ከምዝሓበሮዎ፥ ገለ ካብቶም ሕሙማት ኣብ ውሽጢ ሰዓታት ከምዝሞቱ…

ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ከተማ ልምዓትን ኮንስትራክሽንን ፀጋታት ከባቢ መፍጠሪ ዕድል ስራሕ ክኾኑ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ከተማ ልምዓትን ኮንስትራክሽንን ትራንስፖርትን ፀጋታት ከባቢ መፍጠሪ ዕድል ስራሕ ክኾኑ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ኮሚቴ ኣፈፃፅማ በጀት መንፈቕ ዓመት 2013 ዓ.ም ኤጀንሲ ውሕስና ምግቢን ፈጠራ ዕድል…

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ዝገበሮ ሰብዊ ሓገዝ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ዝገበሮ ሰብዊ ሓገዝ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኢዱ። መንግስቲ ኢትዮጵያ እቲ ትካል ንዝገበሮ ሓገዝን ዘለዎ ምሕዝነትን ናእድኡ ምግላፁ ካብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ምስላጥ ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ደብዳበ ሽመት ዝተውሃቦም አምባሳደራት ስልጠና ስልጠና ይወሃቦም ኣሎ። እቲ ስልጠና ኣብ ዓለም ለኸ ርክብ ዲፕሎማሲ፣ ኮንቬንሽን ቪየና፣ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ፣ ኣብ ታሪኽ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ፣ ሃይድሮ…

ልኡኽ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ንምዝታይን ሓገዝ ንምግባርን ናብ ትግራይ ኣቕኒዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ሓለውቲ ኣቦታት ሃይማኖት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲን መማኸርቲን ዘካተተ ልኡኽ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ንምዝታይን ሓገዝ ንምግባርን ናብ ክልል ትግራይ ከምዘቕነዐ ዋና ፀሓፊ እቲ ጉባኤ ሊቀ ትጉሃን ቀሺ ታጋይ ታደለ ገሊፆም። እቲ…

ኣብ ዝቕፅል እዋን ፅድያ ስሩዕን ትሕቲ ስሩዕን ዝናብ ክዘንብ ከምዝኽእል ብሄራዊ ኤጀንሲ ሜቴሮሎጂ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝቕፅል እዋን ፅድያ ኣብ መብዛሕትኡ ክፋላት ኢትዮጵያ ስሩዕን ትሕቲ ስሩዕን ዝናብ ክዘንብ ከምዝኽእል ብሄራዊ ኤጀንሲ ሜቴሮሎጂ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን ርክብ ህዝቢ እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ኣህነዲን ኣብዱል ከሪም፥ ኣብ መብዛሕትኡ ዝናብ…

ሕብረት ንኢትዮጵያ ብዝብል መሪሕ ቃል ወፍሪ ትዊተር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዝምልከት ማሕበረሰብ ዓለም ትኽክለኛ ሓበሬታ ንምብፃሕ ዝዓለመ ንኢትዮጵያ ካብ መጥቃዕቲ ንመክት ዝብል ወፍሪ ትዊተር ትማሊ ተኻይዱ። ዘመቻው ህብረት ለኢትዮጵያ፣ ትግራይን መልሰን እንገንባ እና ሰላም…

ኣብ ከተማ ጂንካን ዞባ ጎፋ ከተማ ሳውላን ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝኸውን ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጂንካን ዞባ ጎፋ ከተማ ሳውላን ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝኸውን ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ። ኣብ ከተማ ጂንካ ኣብ ዝተኻየደ ሰልፊ፥ “ኣብ ልዕሊ መቓብር ጁንታ ምዕባለ፣ ሰላምን ሓድነትን ህዝቢታት ክልምልም ኢዩ፣ ህብረ-ብሄራዊነት…

ህንፀት ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ላዕለዋይ ጉደር ብብር 3 ነጥቢ 3 ቢሊየን ወፃኢ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ የካቲት 1 ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብወናናይ ኮሚሽን ልምዓት መስኖ ዝህነፅ ዘሎ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ላዕለዋይ ጉደር ብብር 3 ነጥቢ 3 ቢሊየን ወፃኢ ይካየድ ኣሎ። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ከባቢ ወረዳታት ቶኬ ኩታየን ኣምቦን ኣብ ትሽዓተ ጣቢያታት ኣብ ክልተ ተኸፊሉ…

ኣብ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ብቫይረስ ኢቦላ ዝተትሓዘ ሰብ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ብቫይረስ ኢቦላ ዝተትሓዘ ሰብ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። ኣብ ምብራቓዊ ክፋል እታ ሃገር ሓደ ብቫይረስ ኢቮላ ዝተትሓዘ ሰብ ምርካቡ ሚኒስት ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ጥቓ ቡቴምቦ ዝተብሃለት ከተማ እውን ሓንቲ…