Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ኣዋርሕ ክሳብ 9 ሚሊየን ዘበፅሕ ክታበት ኮቪድ-19 ናብ ሃገር ንምእታው ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ ወርሒ መጋቢት ወይ ድማ ኣብ መጀመርታ ወርሒ ማዚያ ክሳብ 9 ሚሊየን ዘበፅሕ ክታበት ኮቪድ-19 ናብ ሃገር ንምእታው እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ዶክተር ሊያ ታደሰ ብዛዕባ እቲ ክታበትን ወፍሪ…

ኣብ ትግራይ ን2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ይቐርብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ን2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዜጋታት ምግብን ምግቢ ተንከፍን ሓገዝ ይቐርብ ከምዘሎ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓን ሓደጋን ድልውነትን ምትኩ ካሳ ተዛሪቦም። ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ቅድሚ ምክያዱ 1 ነጥብ 8 ሚሊየን ዜጋታት ደለይቲ ሓገዝ…

ኣብ ሩሲያን ቤላሩስን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኣለማየሁ ተገኑ ኣብ ሩሲያን ቤላሩስን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ እዋናዊ ጉዳያትን ተሳትፎ ዳያስፖራን ዘተ ኣካይዶም። ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብ ክልል ትግራይ እናተኻየደ ብዛዕባ ዘሎ ፃዕሪ መሊስካ ህንፀትን…

ብልዕሊ 1 ነጥቢ 9 ቢሊየን ወፃኢ ዝህነፅ ፕሮጀክት መገዲ ዱራሜ – ዳንቦያ – ኣንጋጫ – ኣመቾ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ህንፀት መገዲ ዱራሜ - ዳንቦያ - ኣንጋጫ - ኣመቾ ዋቶ ሃላባ ብዕሊ ተጀመሩ፡፡ ብብርኪ ኮንክሪት ኣስፋልት ዝህነፅ እቲ ፕሮጀክት መገዲ፥ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓማውቲ ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ንህንፀት እቲ መገዲ ብር 1 ቢሊየን 980…

ምስ ህልው ኩነታት ትግራይ ብዝተተሓሓዘ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዝቐርቡ ወቐሳታት ብመረዳእታ ዘይተደገፉ እዮም – ኣይተ ለማ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌደራል ኣብ ክልል ትግራይ ዘካየዶ ወፍሪ ምኽባር ሕግን እቲ ስጉምቲ ድሕር ምውድኡ ኣብቱ ክልል ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት ኣድሂቡ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዘቕርቦም ዘሎ ወቐሳታት ብመረዳእታ ዘይተደገፉ ምዃኖም ኣካቢ ቦርድ መርማሪ ህፁፅ ኣዋጅ ኣይተ ለማ…

ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን ገንዘብ ኣታዊ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ ፣2  የካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝኸወን ገንዘብ ኣታዊ ከምዝገበራ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ገንዘብ ኣታዊ ብምግባር ብፅሒት ንዝለኣኹ መበል ዓስራይ ዙር ትካላት አመስጊኑ። እተን ትካላት፥ ስቲሊ ኣር.ኤም.ኣይ…

ነበርቲ ዞባ ዳውሮ ንቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሰልፊ ደገፍ ይካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ዳውሮ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ይህብዎ ንዘለዉ ዕዉት ኣመራርሓ ለውጢ ብምድጋፍ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። እቶም ነበርቲ ኣብ ዘካየድዎ ሰልፊ፥ ኣብ ጎድኒ ቀዳማይ ሚኒስትር ብምስላፍ ዝተጀመረ ጉዕዞ ልምዓት ክነቐፅል ኢና፤…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሪጅን ሰሜን ካብ ዘለዉዎ ጣቢያታት ን365 ግልጋሎት ድምፂ ሞባይልን ስሩዕ ስልኪን ምጅማሩ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሪጅን ሰሜን ካብ ዘለዉዎ ጣቢያታት ን365 ግልጋሎት ድምፂ ሞባይልን ስሩዕ ስልኪን ምጅማሩ ገሊፁ። እቲ ትካል ኣብ ሪጅን ሰሜን ዘሎ መሰረተ ልምዓት ቴሌኮም ፅናን ኣገልግሎትን ኣመልኪቱ ትማሊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ድሕረ ገፁ መግለፂ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 656 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 147 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 656 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 142 ሺሕን 994…

ምውጋድ ህወሓት ንሰላም ምብራቕ ኣፍሪካ ወሳኒ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምውጋድ ህወሓት ንሰላም ኢትዮጵያ ይኹን ምብራቕ ኣፍሪካ ወሳኒ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ፕሮጀክት ሲንዲኬት ንዝተብሃለ ድገ ገፅ ኣብ ዝፀሓፍዎ መልእኽቲ፥ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዘካየዶ…