Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ክብረ ወሰን ዓለም 1500 ሜትሮ ሓዱሽ ብምምዝጋብ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ፈረንሳይ ሌቪን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ውሽጢ ገዛ ውድድር ጉያ 1500 ሜትሮ ሓዱሽ ክብረ ወሰን ዓለም ብምምዝጋብ ተዓዊታ። ኣትሌት ጉዳፍ፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2014 ኣትሌት ገንዘቤ ዲባባ ዘመዝገበቶ ክብረ ወሰን ብ2…

“ሰብኣውነትን ፍቕርን ንትግራይን መተከልን” ብዝብል መሪሕ ቓል ሓገዝ ምትእኽኻብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)“ሰብኣውነትን ፍቕርን ንትግራይን መተከልን” ብዝብል መሪሕ ቓል ሓገዝ ምትእኽኻብ ተጀሚሩ። ጥምረት ግሎባል ኣሊያንስ ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ማሕበር ገበርቲ ሰናይ ጋዜጠኛታትን ስነ-ጥበባውያንን፣ ገበርቲ ሰናይ መተኣኻኸቢ እቶት ትራይን መተከልን ከምኡ እውን…

ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ፀብፃብ ምርጫ ንዝሳተፉ ጋዜጠኛታት ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 የካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ፀብፃብ ሃገራዊ ምርጫ ንዝሳተፉ ጋዜጠኛታት ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ምሃብ ጀሚሩ። እቲ ስልጠና 450 ሺሕ ዶላር ወፃኢ ዝተገበረሉ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። እቲ ስልጠና ነቶም ጋዜጠኛታት ኣብ እዋን ምርጫ ክህልዎም ዝኽእል ሓላፍነትን…

ቦርድ መረፃ ትምህርቲ መረፃ ንመሃብ ኣፍልጦ ንዝተውሃቦም ሲቪል ማሕበራት ሰርተፊኬትን ተተሓሓዝቲ ሰነዳትን ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ትምህርቲ መረፃ ንመሃብ ብክልተ ዙር ኣፍልጦ ንዝተውሃቦም ሲቪል ማሕበራት ሰርተፊኬትን ተተሓሓዝቲ ሰነዳትን ምሃብ ጀሚሩ። እቲ ቦርድ ንመረፅቲ ትምህርቲ ዘምህሩ ሲቪል ማሕበራት ኣፍልጦ ንመሃብ ብዛውፀኦ ፃውዒት መሰረት…

ጀርመን ምስ መረፃ ተተሓሒዙ ሓገዝ ብር 191 ሚሊየን ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጀርመን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2020 ክሳብ 2025 ኣብ ዘሎ ከይዲ እዋን መረፃ ብኮሚሽን ኣውሮፓ ኣቢላ ኣብ ኢትዮጵያ ውፅታዊ ምሕደራ መረፃን ኣመራርሓንንኽሉ ዝሕግዝ ሓገዝ ልምዓት ምግባሩ ተገሊፁ። እቲ ዝተገበረ ሓገዝ 4 ሚሊየን ዩሮ…

ኣብ ክልል ዓፋር ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ብፅቕ ኩነታት እናተሳለጠ ከምዝኾነ ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ብፅቕ ኩነታት እናተሳለጠ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣብቲ ክልል እናተኻየደ ዝርከብ ስራሕቲ ምፍራይ መስኖ ስርናይ ካብ ወፃኢ ዘኣቱ ስርናይ ንምትካእ ንገብሮ ፃዕሪ ናይ…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ወረዳ ኣምቦ ንዝህነፅ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ እምነ ኹርናዕ ኣንቢረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ወረዳ ኣምቦ ንዝህነፅ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ቦሩ ሎሬት ፀጋየ ገብረመድህን እምነ ኹርናዕ ኣንቢረን። ካብ መሸጣ መፅሓፍ ምድማር ዝርከብ ኣታዊ ዝህነፅ እቲ ቤት ትምህርቲ፥ ትውልዲ ቦታ…

ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መዓልቲ ናፃ ተሸከርካሪ ብምትግባርን ካልኦት ምምሕያሻት መገዲታትን ተዓዋቲት ዓለም ለኸ ሽልማት ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ከተማኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ኣብ ወርሒ ሓደ መዓልቲ ናፃ ተሸከርካሪ ብምትግባርን ካልኦት ምምሕያሻት መገዲታትን ብምግባርን ተዓዋቲት ዓለም ለኸ ሽልማት 2021 ኮይና። እቲ ሽልማት ዓለም ለኸ ራኢ ዜሮ ተቓላዕነት ሓደጋ መኪና ሽልማት እንትኸውን፥…

ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ልዕሊ 1 ሺሕን 700 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ብቀዳማይ ዲግሪን ካልኣይ ዲግሪን ዘሰልጠኖም ልዕሊ 1 ሺሕን 700 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana ድረ ገፅና…

ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን 25 ኣባላት ዘለዉዎ ሓዱሽ ካቢኔ ኣጣይሾም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ 25 ኣባላት ዘለዉዎ ሓዱሽ ካቢኔ ኣጣይሾም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ሓድሽ ካቢኔኦም፥ ኣብ ዝሓለፈ ጥቅምቲ ኣብ ዝተኻየደ ስምምዕ ሰላም ካብ ዝኸተሙ ሸውዓተ መራሕቲ ዕጡቓት ነበር ኣካቲቶም ኣለዉ ተባሂሉ።…