Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ትኹት ዝገበራ ኢትዮጵያ ማእኸል ቃልሲ ኣፍሪካ ስለዝኾነት ኢዩ – ኡጋንዳዊ ፓን ኣፍሪካኒስት

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ትኹት ዝገበራ ኢትዮጵያ ማእኸል ቃልሲ ኣፍሪካ ስለዝኾነት ኢዩ ክብሉ ኡጋንዳዊ ፓን ኣፍሪካኒስት ማቱ ጆብ ሪቻርድ ተዛሪቦም። ፓን ኣፍሪካኒስት ማቱ ጆብ ሪቻርድ ምስ ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥…

እቲ ሚኒስቴር ንተመዛበልቲ ክልል ኣምሓራ ናይ 73 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ማሕበራዊ ጉዳይን ካብ ትካል ተራድኦ ልምዓት ስዊድን ብዩኒሴፍ ኣቢሉ ዝረኸቦ 73 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ንዘተመዛበልቲ ክልል ኣምሓራ ፍጋፍ ገይሩ። እቲ ስነ-ስርዓት ርኽብ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን ፌዴራልን…

ሓይሊ ፀላኢ ዝሩይኡ ብሓዊ ቀለበት ተኸቢቡ ይውቃዕ ኣሎ – ዶ/ር ኣለሙ ስሜ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ፀላኢ ዝሩይኡ ብሓዊ ቀለበት ተኸቢቡ እናተወቕዐ ምዃኑ ብመዓርግ ሚኒስትር መተሓባበሪ ማእኸል ስርዓት ዴሞክራሲ ዶክተር ኣለሙ ስሜ ገሊፆም። ዶክተር ኣለሙ ከምዝበሉዎ፥ ግብ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዝተወሉ መውፅኢ ስኢኑ ኣብ ዘለዎ ክድምሰስ ዝተዋደደ…

ጉዳይ ምድሓን ሃገር ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ጥራሕ ዘይኮነስ ናተይ እውን ኢዩ – ድምፃዊ ኣቡሽ ዘለቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ጉዳይ ምድሓን ሃገር ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ጥራሕ ከምዘይኮነ ድምፃዊ ኣቡሽ ዘለቀ ገሊፁ። ድምፃዊ ኣቡሽ ዘለቀ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበሮ ፃንሒት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ግምባር ምዝማቶም ብምሕባር፤ ሃገር ናይ ምድሓን…

ፈረንሳይ ኣብ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል ልዕሊ 1 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከባቢ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝውዕል 1 ሚሊየን 76 ሺሕን 687 ዩሮ ሓገዝ ገይራ። እቲ ሓገዝ ኣብቲ ከባቢ ብዘጋጠመ ድርቂ ምኽንያት ኣብ ፀገም ዝርከቡ ዜጋታት ንምድሓን ዝተጀመረ ስራሕ ከምዝሕግዝ…

ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ንምዃን ዝተጓዓዝናሉ መገዲ ጉዕዞ ተሃድሶና ዘርኢ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ንምዃን ዝተጓዓዝናሉ መገዲ ጉዕዞ ተሃድሶና ዘርኢ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት እሴት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ግምባር ኣመራርሓ ይህቡ ኣለዉ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኢትዮጵያ ዝበልፅ ነገር ስለዘየለ መራሕቲን ህዝቢን ብሓባር ምትሕብባሮም ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ፥ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም መግለፂ ሂቦም። ኣብ…

ቀ/ሚ ኣብይ ዝፀንሐ ኣርማ ጅግንነት ነበር መራሕቲ ኢትዮጵያ ኣሐዲሶምዎ እዮም – ብርጋዴር ጄኔራል ዋሲሁን ንጋቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ዝፀንሐ ኣርማ ጅግንነት ነበር መራሕቲ ኢትዮጵያ ኣሐዲሶምዎ እዮም ክብሉ ነበር መራሒ ሰራዊት ብርጋዴር ጄኔራል ዋሲሁን ንጋቱ ተዛሪቦም፡፡ ብርጋዴር ጄኔራል ዋሲሁን÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ዓወዲ ኩናት…

ኣፍሪካውያን ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ጠጠው ምባሎም ንፓን ኣፍሪካኒዝም ዳግመ ውልደት በሪ ዝኸፍት ኢዩ – ሙሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካውያን “ኢትዮጵያ እናተዋግአት ትርከብ ናይ ኣፍሪካ ካናት ኢዩ” ብምባል ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ጠጠው ምባሎም ንፓን ኣፍሪካኒዝም ዳግመ ውልደት በሪ ዝኸፍት ከምዝኾነ ሙሁራን ገሊፆም። እቶም ሙሁራን ከምዝገለፁዎ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ዝውዕል 40 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልልላዊ መንግስቲ ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ዝውዕል 40 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። ካብ ሞንጎ ዝተገበረ ሓገዝ እቲ 8 ሚሊየን ብር ብዓይነት እንትኸውን፥ 32 ሚሊየን ብር ድማ ብጥረ ገንዘብ ዝተገበረ ኢዩ። እቲ ሓገዝ ርእሰ መምሐዳር እቲ…