Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ 36 ወረዳታት ኣብ ዝርከባ 92 ጣቢያታት መከፋፈሊ ምግቢ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ እናበፅሐ ይርከብ – ሚኒስቴር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ 36 ወረዳታት ኣብ ዝርከባ 92 ጣቢያታት መከፋፈሊ ምግቢ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ እናበፅሐ ከምዝርከብ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 26 ምስ ዝኾኑ ዓለም ለኸ መንግስታዊን መንግስታዊ ዘይኮኑን ትካላት…

ኣምባሳደር ማርቆስ ተክሌ ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ዱዳያት ወፃኢ ግብፂ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ግብፂ ማርቆስ ተክሌ ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ዱዳያት ወፃኢ ግብፂ ኣምባሳደር ሼሪፍ ኢሳ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ማርቆስ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዘለዋ ቅዋም ኣመልኪቶም መብርሂ…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ኣብ ልዕሊ 33 ኣባላት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ኣብ ልዕሊ 33 ኣባላት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዘፍለጦ፥ ኣብተን ወረዳታት ኣብዚ ሰሙን እዚ ስራሕቲ ምኽባር ልዕልነት ሕጊ…

ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ዝርዝር 49 ሺሕን 407 ጣቢያታት ምርጫ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ዝርዝር 49 ሺሕን 407 ጣቢያታት ምርጫ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማ - 1,848 ኣብ ሲዳማ ክልል - 2,247 ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልል - 699 ዓፋር ክልል-…

ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓታት ብዘብፀሖ ጉድኣት እዛ ሃገር ካብ ኣገልግሎት ልዕሊ 2 ነጥቢ 9 ቢሊዮን ስኢናኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3  የካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ብዝፈፀሞ ገበን ክሕደት ሃገር ኣብ ልዕሊ ክፍሊ ሰሜን እዛ ሃገር ኣብ ዝርከቡ መሰረተ ልምዓታት ብዘብፀሖ ጉድኣት ትካላት ካብ ኣገልግሎት ክረኽብኡ ዝነበረን  ልዕሊ 2 ነጥቢ 9 ቢሊዮን ከምዝሰኣና ኮሚሽንፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ።…

ዋና ኣፈጉባኤን ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴን ክልል ቤኒሻናጉል ጉምዝ ካብ ሓላፍነቶም ተላዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ቤኒሻናጉል ዋና ኣፈጉባኤን ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴን እቲ ክልል ኣይተ ታደሰ ተረፈ ጉምዝ ካብ ሓላፍነቶም ኣልዒሉ። እቲ ፓርቲ ውልቃዊ ባህጎም ንምምላእ ''ብልፅግና ኣሃዳዊ ኢዩ'' ብዝብል ኣብ ክልተ ቦታ ብምርጋፅ ህዝቢ…

ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ልምዓት ዳይሬክተር ዞባዊ ኣፍሪካ ኣሁና ኢዛያኮንዋ ናብ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ልምዓት ዳይሬክተር ዞባዊ ኣፍሪካ ኣሁና ኢዛያኮንዋ ናብ መቐለ ኣቲየ። እተን ዳይሬክተር ናብ መቐለ ዘኣተዋ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ብመንግስቲ እናተኻየደ ዝርከብ ህንፀት መሊስካ…

ህዝቢን መንግስቲን ክልል ዓፋር ብር 9 ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ሓገዝ ኣቑሑት ምግቢ ንክልል ትግራይ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ህዝቢን መንግስቲን ክልል ዓፋር ብር ትሽዓተ ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ሓገዝ ኣቑሑት ምግቢ ንክልል ትግራይ ኣረኪቡ። እቲ ሓገዝ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኤለማ ኣቡበከር ሓዊሱ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ኣብ ከተማ መቐለ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድን ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓን ፔካ ሃቪስቶ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ እዋን እቲ ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ እናተኻየደ ብዛዕባ…

ፓርቲ ብልፅግና ክልል ቤኒንሻንጉል ኣብ ዞባ መተከል ንዝበፅሐ ቅትለትን ዕንወትን ይቕሬታ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዞባ መተከል ንዝበፅሐ ቅትለትን ዕንወትን ይቕሬታ ሓቲቱ። ጉባኤ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅና ክልል ቤኒንሻንጉል፥ በዓል ትሽዓተ ነጥቢ መግለፂ ቅዋም ብምውፃ ተዛዚሙ። እቲ ጉባኤ ኣብ…