Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ዞባ መተከል 120 ሽፍታታት ኢዶም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል 120 ሽፍታታት ኣብቲ ዞባ ንዝተጣየሸ ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ ኢዶም ሂቦም። ተወካሊ ሓላፊ ወፍሪ ሕብረት እዚ ሰሜን ኮሎኔል ፋሲል ይግዛው፥ እቶም ሽፍታታት ብናይ ሓሶት ወረ ዝኸሰረ ጁንታ ህወሓት ጫካ ኣቲዮም ከምዝነበሩ ተዛሪቦም።…

ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ መመዘኒ ዓለም ለኸ ትካላት ብምምላእ ናብ ትግራይ ብምኻድ ደገፍ ንምግባር ንዘመልከቱ 75 ኣባላት ፍቓድ ከምዝተውሃበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ መመዘኒ ዓለም ለኸ ትካላት ብምምላእ ናብ ክልል ትግራይ ብምኻድ ደገፍ ንምግባር ንዘመልከቱ 75 ኣባላት ፍቓድ ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ኣብቲ ክልል…

ፈነወ ቢቢሲ ኣብ ቻይና ከይመሓላለፍ ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ፈነወ ቴሌቪዥንን ሬድዮን ቢቢሲ ዎርልድ ኒውስ ኣብታ ሃገር ንከይመሓላለፍ ከምዝኣገደት ተገሊፁ። ቢቢሲ ኣብ ለበዳ ቫይረስኮሮናን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዊገር ዝበፅሕ ግፍዕን ኣመልኪቱ ንዘቕርቦም ፀብፃባት ክትከስስ ዝፀንሐት ቻይና፥ ካብ ትማሊ ጀሚሩ…

ኣምባሳደር ድሪባ ኩማ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ስዊድንን ነርወይን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ድሪባ ኩማ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ስዊድንን ነርወይን ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ሓላፊት መምርሒ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊድን አምባሳደር ኢሪና ሾውልጊን ኒዮኒን ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኖርወይ…

ብኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ናብ ጅማ ኣቕኒዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝምራሑ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ናብ ጅማ ኣቕኒዖም። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወ/ሮ መኣዛ ኣሸናፊ ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ዕላዊ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ያፕራክ አልፕ ተዛቲዮም። ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ጠንካራ ርክብ ከምኡውን ብዙሕ ኣጀንዳታት ተደጋገፈን…

ንኣፈፀምቲ ምርጫ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራወቂ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ካብ ክልል ሃረሪን ምምሕዳር ድሬዳዋን ንዝተውፃእፅኡ ኣፈፀምቲ ምርጫ ስልጠና ይህብ ኣሎ። እቲ ምርጫ ተኣማኒን ዴሞክራሲያዊን ብምዃን ንክዛዘም ከይዲ ቅድመ ምርጫ ኣብ ግልፅነትን ተሓታትነተን ይፍፀም ከምዘሎ ሓላፊ…

ፖሊስ ኣብ መዝገብ እኒ ስብሓት ነጋ  113 ናይ መሰኻኽርን ብዙሓት መረዳእታታትን ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣብ መዝገብ እኒ ስብሓት ነጋ 113 ናይ መሰኻኽርን ብዙሓት መረዳእታታትን ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። እኒ ስብሓት ነጋ ሎሚ መዓልቲ ንሳልሳይ ግዘ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ መጋባእያ ቀሪቦም። ኣብ እኒ ስብሓት ነጋ፣…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሕብረተሰብ ዕለታዊ ሓበሬታ ዋጋ ዕዳጋ ዝህብ ሓዱሽ ድረ ገፅ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሕብረተሰብ ዕለታዊ ሓበሬታ ዋጋ ዕዳጋ ዝህብ ሓዱሽ ድረ ገፅ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ድረ ገፅ፥ ማሕበረሰብ ተንቀሳቓሲ ስልኪን መራኸብቲ ሜላታትን ብምጥቃም ሓበሬታታት ብምርካብ ዕዳጋ ንምርካብ ዘኽአል ኢዩ ተባሂሉ። ብተወሳኺ…

ብሔራዊ መድረኽ ዘተ ዓውዲ ኣገልግሎት መንግስቲ ተኮር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላምን ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስን ብሓባር ብምዃን ዘዳለውዎ ብሔራዊ መድረኽ ዘተ ዓውዲ ኣገልግሎት መንግስቲ ተኮር ይሳለጥ ኣሎ። ዕላማ እቲ መድረኽ፥ ኣብ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት መንግስቲ ዝረኣዩ ፀገማት ነቒስካ ብምውፃእ ኣተኣማማኒን…