Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ፓርኪንግ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ  90 ሚኢታዊት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብልዕሊ 2 ቢሊዮን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ዘሎ ፓርኪንግ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ  90 ሚኢታዊት ተዛዚሙ። ኣብቲ ህንፀት ንዝሳተፉ ዘለዉ ሰራሕተኛታትን መዳርግቲ ኣካላትን መርሃ ግብሪ ምስጋና ተዳሊዩ። እቲ ፕሮጀክት 1 ሺሕን 400 ተሽከርከርቲ…

ን20 ዳያኑ ኣትሌቲክስ ቀዳማይ ብርኪ ሰርተፊኬት ኣትሌቲክስ ዓለም ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ን20 ዳያኑ ኣትሌቲክስ ቀዳማይ ብርኪ ሰርተፊኬት ኣትሌቲክስ ዓለም ተዋሂቡዎም። እቶም ዳያኑ ካብ ኩሎም ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኢዮም ተባሂሉ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ጌዴሬሽን ኣይተ ቢልልኝ መቆያን ፕሬዚዳንት ማሕበር ዳያኑ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ንዕላዊ ምብፃሕ ስራሕ ፋዊ ናብ ቱርኪ ከቕንዑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንዕላዊ ምብፃሕ ስራሕ ፋዊ ናብ ቱርኪ ከቕንዑ ኢዮም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብታ ሃገር ንክልተ መዓልታት ዝገብርዎ ዑደት ፅባሕ ክጅምሩ ኢዮም። ኣብ ፃንሒቶም ድማ…

ትራምፕ ንምኽሳስ ዘብቅዕ ድጋፍ ኣባላት ሰኔት ከምዘይተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2013ዓም(ኤፍ ቢሲ)ኣብ ወርሒ ጥሪ ሓደ ኣብ ካፒቶል ዝተኸስተ ናዕቢ ብምልዓል ፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር ዶናልድ ትራማፕ ንምኽሳስ ዘድሊ ብዝሒ ክልተ ኢድ ናይ ሰለስተ ናይቲ ሰኔት ድጋፍ ኣይተረኽበን ተባሂሉ። ኣባላት እቲ ሰኔት ሸውዓተ ኣባላት ርፐብሊካን ሓዊሱ 57 ድጋፍ…

ደለይቲ ስራሕን ኩነታት ስራሕን ተሓሳቢ ዝገበረ ዘመናዊ ስርዓት ምዝገባ ክዝርጋሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደለይቲ ስራሕን ኩነታት ስራሕን ተሓሳቢ ዝገበረ ዘመናዊ ስርዓት ምዝገባ ክዝርጋሕ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ። ቢሮታት ክልል እውን ነዚ ተሓሳቢ ብምግባር ንክሰርሑ ተሓቲቱ። ንክልተ መዓልታት ክሳለጥ ዝፀንሐ ኣፈፃፅማ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ ኣስፓልት ኣምቦ-ጉደርን ሸነን-ሰዮን ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ 110 ኪሎ ሜትሮንውሓት ዘለዎ ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ ኣስፓልት ኣምቦ-ጉደርን ሸነን-ሰዮን ኣጀሚሮም። ንህንፀት እቲ መገዲ ብሓፈሻ 4 ነጥቢ 6 ቢሊዮን ብር ተመዲቡ ኣሎ፡፡ ሙሉእ ወፃኢኡ ድማ ብበጀት መንግስቲ…

ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ብዙሓት ጀጋኑ ዘፍረየ ዞባ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ብዙሓት ጀጋኑ ዘፍረየ ዞባ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን፥ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኮንክሪት መገዲ ኣስፓልት ሻምቡ ባኮን መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ለካቲት 7፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኮንክሪት መገዲ ኣስፓልት ሻምቡ ባኮን ብዕሊ መሪቖም ከፊቶም። እቲ መገዲ ልዕሊ 60 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ብተወሳኺ መርሃ ግብሪ 95 ኪሎ ሜትሮ ምጅማር ፕረጀክት መገዲ ሻምቡ ሀገምሳ ተኻይዱ።…

መበል ሻድሻይ ዙር ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 የካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ዙር ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሰዓት 12፡ 00 ጀሚሩ ተኻይዱ። እቲ ምድላው ኮሚሽን ስፖርት ምምሕዳር ኣዲሰረ ኣበባ ዝመርሖ ኢዩ። ''ንሰላም ሃገረይ ዘብዒ ክኾን ኢየ፤ ንሰራዊ ምክልኻል ሃገር ቀዳምነት…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ይቐርብ ከምዘሎ ገሊፁ 

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ይቐርብ ከምዘሎ ገሊፁ ። ልኡኽ ኢቲ ሕብረትን ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ፊንላንድን ፔካ ሀቪስቶ፥ እቲ ጉዳይ ብዝምልከት ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣዕጋቢ ዘተ ከምዝገበሩ ገሊፆም። ፔካ ሀቪስቶ…