Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ኮንሶ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ኮንሶ ንቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ዝምዝገብ ዘሎ ለውጢን ዝድግፍ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ነበርቲ፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ዘመዝግብዎ ዘለዉ ኣመራርሓ ለውጢን ውፅኢትን ብምንኣድ ኣብ ጎድኖም ከምዝስለፉ ዘረጋግፅ…

ሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዶክተር ሳሙኤል ኡርቃቶ ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለም ተዛቲዩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብቲ ሚኒስቴር ብዛዕባ ዘሎ ተግባርት ምምሕያሽ ብፍላይ ፅባሕ ዕላዊ ዝግበር ሃገር ቦቆል ኣፈፃፅማ ሳልሳይ ዲግሪ…

ቦርድ ምርጫ ሓላፍነቱን ግዴታኡን ከምዝዋፃእ ኣካቢት እቲ ቦርድ ብርቱካን ሚደቅሳ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ፌዴሪኢ ሓላፍነቱን ግዴታኡን ከምዝዋፃእን ይዋፃእ ከምዘሎን ኣካቢት እቲ ቦርድ ብርቱካን ሚደቅሳ ኣፍሊጠን። እተን ኣካቢት ንኣመራርሓታት ፓርቲታት፣ ሕፁያት ተወዳደርቲ ፓርቲታትን ብውልቆም ንዝወዳደሩን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ…

ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ምስ ዋና ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ያስሚን ወሀብረቢ ምስ ዋና ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣሞስ ኪፕሮኖ ቼፕቶ ተዛቲየን። እቲ ባንኪ ልምዓት ብፍላይ ኣብ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት፣  ትራንስፖርት፣ ኢነርጂ፣ ክንክን ማይን ፅሬትን፣  ግብርና ዝገብሮ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘጠናኽር ዛዕባ ተዛቲዮም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማጥ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሜቭሉት ካቩሶግሉ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘጠናኽር ዛዕባ ተዛቲዮም ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ጉዳይ ዲብ ኢትዮ ሱዳንን ካልኦት…

ኣምባሳደር መለስ ኣለም ምስ ደቡብ ሱዳንን ጅቡቲን መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ መለስ ኣለም ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ሱዳንን ቾል ማውትን ኣምባሳደር ጅቡቲ ያሲን ኤልሚን ተዛቲዮም። ኣምባሳደር መለስ ኣብ ሰክልል ትግራይ እናተኻየደ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝን መሊስካ ህንፀትን፣…

ኣፈፃፅማ ስራሕ መንፈቕ ዓመት ትካላት ልምዓት መንግስቲ ተገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣካል መርሃ ግብሪ ሃገር በቆል መመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ዝኾነ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ምምሕያሽ ውፅታዊነት፣ ተወዳዳራይነቶም ንምድንፋዕን ኣወሃህባ ግልጋሎቶም ቅለርጡፍ ንኽኾኑ ንምድጋፍ ዘተኮረ ንሓሙሽተ መዓልቲታት ዝፀንሕ ዘተ ተጀሚሩ።…

መድረኽ ዘተ ፖለቲካ ኢትዮ-እስራኤል ተኻይዱ

አዲስ አበባ ፣ የካቲት 8 ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ንሰልሳይ ግዘ ዝተኻየደ መድረኽ ዘተ ፖለቲካ ኢትዮ-እስራኤል ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብመርበብ ሓበሬታ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ዘተዃ ኣብ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ፣ ኢኮኖሚያዊን ፖለቶካዊን ርክባት ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝኾነ ተመልኪቱ። ኣብቲ…

ኣምባሳደር ኣዲስኣለም ሁውከትን ጎንፂን ንምልዕዓልን ዕጡቓት ኣብ ምድጋፍን ይሰርሑ ነይሮም-መርማሪ ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣምባሳደር ዶክተር ኣዲስዓለም ባሌማ ሁውከትን ጎንፂን ንምልዕዓልን ዕጡቓት ኣብ ምድጋፍን ይሰርሑ ነይሮም ክብል መርማሪ ፖሊስ ገሊፁ። እቶም ኣምባሳደር ንመበል ሓምሻይ እዋን ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ጎጅለ ምርመራ ፖሊስ ፌዴራል ኣብ…

ሕብረት ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ አብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ አብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ይዝቲ ኣሎ። እቲ ዘተ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እዛ ሃገር እናተፈጠሩ ዝርከቡ ፀገማት ንምፍታሕ ግደ ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣመልኪቱ ከምዝዝቲ ተገሊፁ።…