Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ንባዕዳዊያን ገዛእቲ ዝሰዓረት ኢትዮጵያ፤ ካብ ውሽጣ ዝወፀ ግብረ ራዕዲ ህውሓት ኣይትፈርስን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቖፃፅራ ኣውሮፓ 1896 ጣሊያን ኣብ ዓድዋ ዝፈፀሞ ወራር ዝሰዓረትን ብባዕዳዊያን ገዛእቲ ሓይልታት ዘይተገዝአት ሃገር ብምዃና÷ ኣብዛ ሃገር ብዝተፈጠረ ጎንፂ ክትፈርስ እያ ኢልካ ምሕሳብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ዘይምፍላጥ ከምዝኾነ ቤንጃሚን…

ክልል ሶማሌ ንሰራዊት መከላኺሊ ሓገዝ ዓይነት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብሄራዊ ክልል ሶማሌ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ናውቲን ኣበርኪቱ። እቲ ክልል ቅድሚ ሕዚ ብዙሓት ሓገዛት ዝገበረ እንትኸውን፥ ኣብቲ ናይሕዚ ሓገዝ 11 ሺሕ ሽርጣት፣ 500 ካርቶን ተምሪን 150 ካርቶን ፀባን…

ናብ ሃገር ንዘኣተዉ ዳስፖራታት ዕላዊ መርሃ ግብሪ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሃገር ንዘኣተዉ ኢትዮጵያውያን፣ ተወውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ዳስፖራታት ዕላዊ መርሃ ግብሪ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን…

ሓበራዊ ምትሕብባር ልምዓት ዶብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ግዝኣት ብሉ ናይልን መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓበራዊ ምትሕብባር ልምዓት ዶብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኢትዮጵያን ግዝኣት ብሉ ናይል ሱዳንን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ምክያድ ጀሚሩ። ብፕሬዚዳንት ግዝኣት ብሉ ናይል ሱዳን ጄኔራል ኣሕመድ ኣልዑምዳ ዝተመርሐ ልኡኽ…

ዳያስፖራ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት ዝረኽበሉ ማእኸል ናብ ስራሕ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት ዝረኽበሉ ሓዱሽ ማእኸል ዳያስፖራ ናብ ስራሕ ኣቲዩ። እቲ ማእኸል ናብ ስራሕ ናይ ምእታው ስነ-ስርዓት እናተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት…

ኣካል ዓቢዪ ጉዕዞ ናብ ሃገር ዝኾነ እንግዶት ድራር ኣብ ዓቢዩ ቤተ-መንግስቲ ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ ማሕበራት ዳያስፖራ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ምስ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያን ኤጀንሲ ዳያስፖራን ብምውዳድ ኣካል ዓቢዪ ጉዕዞ ናብ ሃገር ዝኾነ መርሃ ግብሪ እንግዶት ድራር ኣብ ዓቢዩ ቤተ-መንግስቲ ተሰናዲኡ። ኣብቲ ምድላው ላዕለዎት ሰብ መዚ…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከቡ ኩሎም ትካላት መንግስቲ ስሩዕ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሕወሓት ዝፈፀሞ ወራር ስዒቡ ዝቐረበ ቃልሲ ህልውና ንምሕጋዝ ስሩዕ ኣገልግሎት ኣቋፆም ዝነበሩ ኩሎም ካላት መንግስቲ ስሩዕ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመሩ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልለ ኣምሓራ ኣፍሊጡ። ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ብዘሕለፎ…

ኣካል ቅድመ ምድላው በዓል ጥምቀት ዝኾነ ወፍሪ ፅሬት ኣብ ከተማ ጎንደር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ቅድመ ምድላው በዓል ጥምቀት ዝኾነን 20 ሺሕ ሰባት ተሳተፍቲ ዝገብርን ወፍሪ ፅሬት ኣብ ከተማ ጎንደር ተጀሚሩ። በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ጎንደር እንትኽበር ፅርይቲን ፅብቕቲን ከተማ ንምግባር ዝዓለመ ወፍሪ ክዝኾነ ዝገለፁ ተቀዳሚ ምክትል…

ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት ንሰራዊት ምክልኻል ንዘበረታትዑ ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ምስጋና ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት ንሰራዊት ምክልኻል ንዘበረታትዑ ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ብምርካብ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ግቡእ ቅፅዓት ንዝሃቡ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሃገር እናኣተዉ ንዝርከቡ ዳያስፖራታት ፍሉይ ኣቀባብላን እንግዶትን ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፃውዒት ቀዳማይ ሚስትር ተቐቢሎም ናብ ሃገር እናኣተዉ ንዝርከቡ ዳያስፖራታት ፍሉይ ኣቀባብላን እንግዶትን እናገበረ ምዃኑ ገሊፁ። ኢትዮጵያ ዝገጠማ እዋናዊ ፈተና ብሰዓራይነት ንኽትዋፃእ ዜጋታት ብሓደ ጠጠው ብምባል ሃገር…