Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ 10 ሺሕን 500 ላዳ ታክሲታት ብሓደሽቲ ታክሲታት ክትከኣ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ 10 ሺሕን 500 ፃዕዳን ሰማያዊን ላዳ ታክሲታት ብሓደሽቲ ታክሲታት ንምትካእ ምድላው ምዝዛሙ በዓል መዚ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ልዕሊ 50 ዓመት ግልጋሎት ዝሃባ እተን ተሸከርከርቲ፥ ብዘበናዊ ታክሲታት ንምትካእ…

ኣብ ከተማ ጋምቤላ ፓርክ ዓድዋ ተሰይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጋምቤላ ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ዶክትር ሂሩት ካሳውን ፕሬዚዳንት ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉን ኣብ ዝተረኸቡሉ ፓርክ ዓድዋ ተሰይሙ፡፡ እቲ ፓርክ ዝተሰየመ፥ ኣብቲ ክልል መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝተረኸበሉ እዋን…

ጃፓን ኣብ ክልል ትግራይ ጉድኣት ንዝበፅሖምን ዝተመዛበሉ ወገናትን ዝውዕልን 265 ሚሊየን ብር ሓገዝ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ኣብ ክልል ትግራይ ጉድኣት ንዝበፅሖምን ዝተመዛበሉ ወገናትን ዝውዕልን 265 ሚሊየን ብር ሓገዝ ዕላዊ ገይራ። እቲ ሓገዝ ብዋንኡ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ተጠቀምቲ ዝገብር ከምዝኾነ እውን ኤምባሲ ጃፓን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሓገዝ ብሓፈሻ ብር…

ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብልምዲ ቤተሰብ መምሪያ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሃዋሳ ክፍለ ከተማ ማእኸል ከተማ ቀበሌ ኣዲስ ኣበባ ብልምዲ ቤተሰብ መምሪያ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት ምብፅሑ ተገሊፁ። ኣዛዚ ፖሊስ ከተማ ሃዋሳ ኮማንደር ደረሰ ቡሳሮ፥…

ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ተወካሊ ኤጀንሲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ፈላንደር ኣብ ቤልጂም ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ተወካሊ ኤጀንሲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ፈላንደር ኣብ ቤልጂም ብመርበብ ሓበሬታ ተዛቲየን። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ንተወካሊ ኣፍሪካ እቲ ኤጀንሲ ለሊሴ ቤትጀስ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ምቹው ኩነታት ኢንቨስትመንት ገለፃ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ህንዲ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ህንዲ ኒው ደልሂ ኣቲዮም። ኣብ ህንዲ ኣብ ዝህልዎም ናይ ኣርባዕተ መዓልቲ ፃንሒት፥ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኤስ. ጄሻንክራ ኣብ…

300 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)300 ኢትጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ጂዳ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚነስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። እዋናዊን ሓዱሽን…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ሃዋሳን ከባቢኣን ንዝርከቡ ጉዱኣት ኣካል ሓገዝ ዊልቸር ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ሃዋሳን ከባቢኣን ንዝርከቡ ጉዱኣት ኣካል ሓገዝ ዊልቸር ገይረን። ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብዛ ሃገር ካብ ዝሰርሖም ስራሕቲ ሓደ ጉዱኣት ኣካል ንዝኾኑ ወገናት ክንክን ምግባር ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ቅድሚ ሕዚ…

ዝርገሐ ፅልኢት ዘረባን ናይ ሕሶት ሓበሬታን ንምክልኻል ዝወፅአ ኣዋጅ ተፈፃሚ ኣይኮነን – ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ዝርገሐ ፅልኢት ዘረባን ናይ ሕሶት ሓበሬታን ንምክልኻል ዝወፅአ ኣዋጅ ተፈፃሚ ምዃን ከምዘይጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ እዚ ዝበለ ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ምስ በዓል መዚ ብሮድካስት ብምዃን፤ ፅልኢት ዘረባን ናይ…

መንግሳታት ኢትዮጵያን ሱዳንን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢን ታሪኽን ክልቲአን ሃገራት መሰረት ዝገበረ ስምምዕነት ክገብራ ይግባእ- ሙሁራት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ዶብን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘድሃበ ዘተ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ተኻይዱ። ኣብቲ ዘተ መምህራን ዩኒቨርሲቲ ጎንደርን ካብ ዩኒቨርሲቲ ካርቱምን ዝመፅኡ ሙሁራን ተሳቲፎም። ካብ ክልቲኦም ዩኒቨርሲቲታት ዝመፅኡ ክልተ…