Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ፓርቲ ብልፅግና ሽመት ስራሕ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ንዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ሽመት ሂቡ፡፡ ብመሰረት  እዚ ኣይተ ሃፍታይ ገብረእግዚአብሔር ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ትግራይ ኣይተ ነብዩ ስሑል ኣብ ዋና ቤት ፅሕህፈት ፓርቲ ብልፅግና ሓላፊ…

ኣብ ዞባ ሃላባ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝውዕለ ብር 27 ነጥቢ 4 ሚሊየን ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሃላባ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝውዕለ ብር 27 ነጥቢ 4 ሚሊየን ሓገዝ ተገይሩ። ኣብ ሃላባ ቁሊቶ “ቱር ህዳሰ ጎስጓ መኪና” ተኻይዱ፡፡ ኣማኻሪ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ሃላባ ኣይተ ከድር ቆርቾ፥ እቲ ዞባ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ካብ ዝጅመር…

ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ህንዲ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ህንዲ ኣብህንዲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ድማ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ እናተሳተፈ ይርከብ፡፡ እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀ/ሚ ኔዘርላድስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኔዘርላድስ ማርክ ሩት ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ማርክ ሩትን ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት እተን ሃገራት ኢዮም ተዛቲዮም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብቲ እዋን ዘተ፤ ብዛዕባ…

ኣብ ሩሲያ ሃፍቲታት ኢንቨስትመንት፣ ንግዲን ቱሪዝምን ኢትዮጵያ ዘፋልጥ ፎረም ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሩሲያ ክልል ቱሜን ንዝተውፃእፅኡ ሰብ ሃፍቲ፣ ነጋዶን ንሓለፍቲ ኤጀንሲ ኢንቨስትመንት መንግስቲ እቲ ክልልን ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉዋ ሃፍቲታት ኢንቨስትመንት፣ ንግዲን ቱሪዝምን ኢትዮጵያ ዘፋልጥ ፎረም ብመርበብ ሓበሬታ ተኻይዱ። ኣብቲ ፎረም…

እዋን ቆፀሮ ምርመራ ኣርባዕተ ላዕለዎት መኮንናት ጦር ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ምርመራ ገበን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ሕገ-መንግስ ብምፍራስ፣ ሚኒሻ ብምስልጠንን ሚኒሻታት ብምውዳብን ኣብ ናይ ቅድሚ ሕዚ እዋን ቆፀሮ ብህወሓት ተገዲድና ኣቲና ኢሎም ንመጋባእያ ዝገለፁ ኣርባዕተ መኮንናት ጦር እዋን ምርመራ ቆፀሮኦም ተቛሪፁ።…

20 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዝኾን ስርናይ ናብ ክልል ትግራይ ተጓዒዙ – ኮሚሽን ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ምስ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ብምውዳድ እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስተንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ 20 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዝኾን ስርናይ ናብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምምሕያሽ ታሪፍ ትራንስፖርት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ነዳዲ ዝተርኣየ ወሰኽ ዋጋ ኣብ ግምት ብምእታው ምምሕያሽ ታሪፍ ትራንስፖርት ከምዝተገበረ በዓል መዚ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ኣብ ዘሃቦ ሎሚ መዓልቲ መግለፂ፥ ኣብ ዘሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ዋጋ…

ኣብ ፅባሕ ለውጢ ንኸተማታት ፍሉይ ተዋሂቡ ኢዩ – ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሴክተር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት መንፈቕ ዓመት ኣብ ከተማ ሃረር ይካየድ ኣሎ። ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኢንጂነር ኣይሻ ኣሕመድ ኣብቲ መድረኽ ከምዝበለኦ፥ ካብ ፅባሕ ለውጢ ንኸተማታት ፍሉይ ተዋሂቡ…

ውድብ ጥዕና ዓለምን ካናዳን ኣብ ኢትዮጵያ መሰረታዊ ግልጋሎት ጥዕና ንምምላእ ዘኽእል ሓገዝ ዕላዊ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለምን ካናዳን ምስ ለበዳ ቫይረስኮሮና ተተሓሒዙ ኣብ ኢትዮጵያ መሰረታዊ ግልጋሎት ጥዕና ንምምላእ ዘኽእል ሓገዝ ዕላዊ ገይሮም። ቀዳማይ ብርኪ ዓቕሚ ሓለዋ ጥዕና ንምጥንኻር ዝዓለመ እቲ ሓገዝ፥ 9 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዶላር ካናዳ ኢዩ…