Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት ኣብ ኣጠቓቕማ  ክታበት ቫይረስኮሮና ዝረአ ዘይፍትሓዊ ኣካይዳ ኮኒኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ 10 ሃገራት ዓለም 75 ሚኢታዊ ዝኸውን ክታበት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተጠቐማ ገሊፆም። እዚ ኣካይ ድማ ፍትሓዊነት ኣይረአየሉን ክብሉ ኮኒኖምዎ። ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ፥ እቲ ክታበት አብ ኩለን…

ኣብ ዝቕፅል መረፃ ቀንዲ ዛዕባ ፓርቲታት ፖለቲካ ሰብኣዊ መሰል ክኸውን ይግባእ – ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ሃገራዊ መረፃ ቀንዲ ዛዕባ ፓርቲታት ፖለቲካ ሰብኣዊ መሰል ክኸውን ከምዝግባእ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ኮሚሽን “ሰብኣዊ መሰላት ኣብ እዋን መረፃ” ብዝብል ሓሳብ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ኣዲስ…

ኣብ ጅቡቲ ዝተሃነፀ መፅንሒ ናይ ፅዕነት ተሸከርከርቲ ዶብ ተሳጋሪ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጅቡቲ ዝተሃነፀ መፅንሒ ዶብ ተሳጋሪ ፅዕነት ተሸከርከርቲ ኢትዮጵያ ተመሪቑ። ሚኒስትር ዲኤታ ትራንስፖርት ኣይተ ኣወል ወግሪስ፥ ህንፀት እቲ መፅንሒ ተሸከርከርቲ እናዓበየ ምስ ዝመፅአ ኣቑሑት ኣታዊን ወፃኢን ድሌት ግልጋሎት ንምምላእ መንግስቲ…

ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኣብ ምትግባር ትልሚ ልምዓት ትራንስፖርት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ፌዴሪኢ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኤክስኪውቲቭ ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ቼፕሮ ኣሞስ ኪፕሮኖህ  ተዛቲየን። ክልቲኦም ሓለፍቲ፥ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ኣብ ዝትግበር መሪሕ ትልሚ ልምዓት ዘፈር ትራንስፖርት ኣድሂቦም…

ኣብ ክልላት ትግራይን ቤኒንሻንጉልን ዝተመዛበሉ ወገናት ንጥያሽ ዝውዕል ሒሳብ ቁፅሪ ባንኪ መተኣኻኸቢ ሓገዝ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልላት ትግራይን ቤኒንሻንጉልን ዝተመዛበሉ ወገናት ንጥያሽ ኣብ ዝገብሮ ፃዕሪ ንምድጋፍ ዝውዕል ሒሳብ ቁፅሪ ባንኪ መተኣኻኸቢ እቶት ዕላዊ ገይሩ። ሓገዝ ንምትእኽኻብ ብተደጋጋሚ ሕቶ እናቐረበ ከምዝነበረ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ።…

ኣብ ፖላን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ፖላን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓት ቀኒዑዎም። ብ3000 ሜትሮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ቅልጡፍ ሰዓት እዚ ዓመት ብምምዝጋብ ተዓዊታ። ፋንቱ ወርቁ ድማ ሳልሰይቲ ብምዃን…

ኣብ መላእ ትግራይ ዳግም ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተረፍምረፍ እቲ ጁንታው ኣብ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ብፈፀሙዎ መጥቃዕቲ ኣብ መላእ ትግራይ ዳግም ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ። ዓዲ ጉዱም ኣብ ዝበሃል ከባቢ ካብ ኣላማጣ- መኾኒ- መቐለ ኣብ ዝተዘርገሐ ልዑል መተሓላለፊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ…

ልኡኽ ውሽጣዊ ጉዳያት ድሕንነት ደቡብ ሱዳን ኣብ ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕሕነትን ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ዳይሬክተር ውሽጣዊ ጉዳያት ድሕንነት ደቡብ ሱዳን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ኣመራርሓታት ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕሕነትን ተዛቲዩ። እቲ ዘተ ብዋንኡ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ጉዳይ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ…

ኣሜሪካ ንግብፂ ዝኸውን ናይ 197 ሚሊየን ዶላር መሳርሒታት ኲናት ኣፅዲቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ምምሕዳር ኣሜሪካ ኣሜሪካ ንግብፂ ዝኸውን ናይ 197 ሚሊየን ዶላር መሳርሒታት ኲናት ከምዘፅደቐ ኣፍሊጡ። እቲ ምምሕዳር 168 ሓፂር ርሕቐት ተወንጫፊ ሚሳኤላት ንግብፂ ንምሻጥ ኢዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ ዘሎ፡፡ ምፅዳቕ እቲ መሸጣ ኣፅዋር፥…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሹድሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 83 ቢሊየን ተቐማጢ ገንዘብ ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሹድሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 83 ቢሊየን ተቐማጢ ገንዘብ ክእክብ ምኽኣ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ኣብ መንፈቕ ዓመት 2013 ዓ.ም 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሓደሽቲ ሒሳብ ቁፅሪታት ዘኽፈተ እንትኸውን፥ ናይ ትልሙ 221 ሚኢታዊ…