Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ንቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድን ለውጢን ብምድጋፍ ኣብ ከተማታት ቴፒን የኪን ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ለውጢን ብምድጋፍ ኣብ ከተማታት ቴፒን የኪን ሰልፊ ተኻይዱ። እቶም ሰልፈኛታት፥ “ኣብ ጎኒ ቀዳማይ ሚኒስትር ቢይ ኣሕመድ ብምዃን ቀፃሊ ምዕባለ እዛ ሃገር ጋህዲ ክንገብር ኢና፣ ብምድማር ሃገርና ክንሃንፅ ኢና፣ ህዝቢን…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲን መንበሪ ህንፃ ዲፕሎማሰኛታትን መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲን መንበሪ ህንፃ ዲፕሎማሰኛታትን መሪቖም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ንዝገበሮ ምጥብባር ኣመስጊኖም፡፡ ኣይተ…

ወናኒ ሪል ስቴት ሙለር ዝተኸሰሱሉ ገበን ግዕዝይና ኣይፈፀምኩን ብምባል ቃል እምነት ክሕደት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወናኒ ሪል ስቴት ሙለር ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ ዝተኸሰሱሉ ገበን ግዕዝይና ኣይፈፀምኩን ብምባል ቃል እምነት ክሕደት ሂቦም። ተጠርጣሪ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል 5ይ ምድበ መጋባእያ ገበን ግዕዝና ቀሪቦም፡፡ ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም። ኣብዘተኦም ድማ ኣብቲ ክልል እናተገበረ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ፀፅታ፣ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓታትን ኣወሃህባ ኣገልግሎት ህዝቢን ዝርከበሉ ኩነታት ዝምልከት…

5 ላዕለዎት መኮንናት ናብ ቤት ፍርዲ ጦር ሰራዊት ምክልኻል ተዘዋዊሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ርክብ ራዲዮ ሰራዊት ብምቁራፅ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን መጥቃዕቲ ንኽበፅሕ ገይሮም ዝተብሃሉ ሓሙሽተ ላዕለዎት መኮንናት ናብ ቤት ፍርዲ ጦር ሰራዊት ምክልኻል ተዘዋዊሮም። እቶም ተጠርጠርቲ፥ ብርጋዴር ጀኔራል ገብረህይወት ሲኖሲዮስ፣ ብርጋዴር ጄኔራል…

ፈተነ መጀመሪ ቅድመ ትግበራ ብሄራዊ ስርዓት መስታወቂያ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተነ መጀመሪ ቅድመ ትግበራ ብሄራዊ ስርዓት መስታወቂያ ምጅማሩ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ሰራሕተኛታት እቲ ሚኒስቴር ድማ ብምምዝጋብ “ሓደ ሰብ ንሓደ ሰብ” ብዝብል መሪሕ ቓል ቀዳማይ ብርኪ ፈተነ ቅድመ ትግበራ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ገሊፁ።…

ብላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ደቡብ ሱዳን ደቡብ ሱዳን ጀኔራል ጆንሰን ጁማ ኡኮት ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ደቡብ ሱዳን ደቡብ ሱዳን ጀኔራል ጆንሰን ጁማ ኡኮት ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሹም ጀኔራል ብርሀኑ ጁላን ላዕለዎት ኣዘዝቲ…

ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ልምዓት ኣሜሪካ ምስ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ልምዓት ኣሜሪካ (ዩ ኤስ አይ ዲ) ሼን ጆንስን ኣባላት ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ ዑደት ኣካይዶም። እቶም ዋና ዳይሬክተር ኣብቲ እዋን ዑደት፥ ምስ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣ መተሓባበሪ…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወፃእ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ ንፈለማ እዋን ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወፃእ ኣጀሚሩ። ምጅማር እቲ ኣገልግሎት ኣብ ሪጅን ደቡብ ምብራቕ ከተማ ኣዳማ ተኻይዱ፡፡ ኣዳማ ሓዊሱ ከተማታት ቢሾፍቱ፣ ዱከም፣ ገላን፣ ሞጆን ኣዋሽ…

ዋና መምርሒ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻልን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሓቢሮም ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻልን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሓቢሮም ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስ ፌዴራልን ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያታት ተፈራሪሞምዎ፡፡…