Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኢትዮጵያን ህንዲን ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ዘኸእሉ ዝተፈላለዩ ስምምዓት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ሱብራህማንያም ጃይሸንከር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ስትራቴጂካዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምዕባይ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ውፅታዊ ልዝብ…

ዘፈር ኢንዱስትሪ ቆርበት ንምምሕያሽ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መጀመርታ 7 ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት ካብ ወፃኢ ንግዲ 1 ነጥቢ 8 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካን ኣታዊ ምርካቡ ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ፡፡ ዘፈር ፍርያት ሕርሻ 1 ነጥቢ 178 ቢሊየን፣ ዘፈር ማኑፋክቸሪንግ 211 ነጥቢ 4 ሚሊየን፣…

ኣምባሳደር ኣለማየሁ ተገኑ ምስ ምክትል ሓላፊ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ክፍሊ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኣለማየሁ ተገኑ ምስ ምክትል ሓላፊ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ክፍሊ ኣፍሪካ ጂዮርጅ ቶዱዋ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ኣለማየሁ ኣብቲ እዋን ተዘ፥ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ፣ እናተሰርሑ ብዛዕባ ዝርከቡ ምንቅስቓስ…

ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ንግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ልዕሊ ብር 12 ሚሊየን ሓገዝ ንምግባር ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ንግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ልዕሊ ብር 12 ሚሊየን ሓገዝ ንምግባር ወሲኑ። ካቢኔ እቲ ክልል ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፥ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንምሕጋዝ ብር 12 ሚሊየን ሓገዝ ምግባር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት…

ቀዳማይ ኮንፈረንስ ምርምር ፓርላማ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ኮንፈረንስ ምርምር ፓርላማ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፓርላማ፣ ዴሞክራሲያዊን ሰብኣዊንመሰላት” ብዝብል ርእሲ ኣብ መእከቢ ኣዳራሽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ይሳለጥ ኣሎ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፥ ኣብ ውሽጢ ዴሞክራሲያዊ ፖለቲካ…

ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሶማሌ መወዳደሪ ምልክት መረፃን ማኒፌስቶን እቲ ፓርቲ ዕላዊ ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሶማሌ መወዳደሪ ምልክት መረፃን ማኒፌስቶን እቲ ፓርቲ ዕላዊ ክገብር ኢዩ። ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ኣይተ ኣደም ፋራህን ካልኦት ኣመራርሓታትን ናብ ከተማ ጂግጂጋ ኣቲዮም። እቶም ኣመራርሓታት ኣብ ኣብ ጂግጂጋ…

ነበርቲ ዞባ ዋግህምራ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ሃገራዊ ለውጢን ብምድጋፍ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ዋግህምራ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ብኣመራርሐኦም ዝመፅአ ሃገራዊ ለውጢን ብምድጋፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ነበርቲ፥ “ለውጢ ንድግፎ ኢና፣ ንቕድሚት ክንጓዝ ኢና፣ ጁንታ ኣብ ዝፈሓሮ ጉድጓድ ንባዕሉ ተቐቢሩ ኢዩ፣…

ፓርቲ ብልፅግና ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምጅማር ጎስጓሽ መረጣ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምጅማር ጎስጓሽ መረጣ ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ምኅባድ መነባብሮን ፀገም መንበሪ ኣባይቲን…

12 ለካቲት መዓልቲ ሰማእታት እናተዘከረ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ መበል 84 ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት 12 ለካቲት ኣብ ስድስት ኪሎ ሓወልቲ ሰማእታት ተረኺበን ሕቑፊ ዕምበባ ኣቐሚጠን። ብተወሳኺ ድማ ፕሬዚዳንት ማሕበር ሓርበኛታት ኣቦታት ልጅ…

ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፈን አውር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢኮኖሚያዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ትኹረት ገይሮም፡፡ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብቲ እዋን…