Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

መራኸብቲ ሓፋሽ ማሕበራዊ ምዝሕሓል ኣብ ዝረአየሉ እዋን ህዝቢ ምንቃሕ ግቡእ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 12፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ማሕበራዊ ምዝሕሓል ኣብዝረአየሉ እዋን ህዝቢ ምንቃሕ ግቡእ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ኢቢሲ ኣብ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጠቓቕማ ማስክ ብዝምልከት…

ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

አዲስ አበባ ፣ የካቲት 12 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) በ12ኛው ሳምንት የቤትኪንግ የኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ሰበታ ከተማ ድል ቀንቶታል፡፡ ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ 1 ን…

እቲ ጁንታ ኣብ ዱር ኮይኑ ንህዝቢ ትግራይ ንምድንጋር ዝገብሮ ፃዕሪ ኣይሳኻዕን – ሰራዊት ምክልኻል

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ጁንታ ኣብ ዱር ኮይኑ ንህዝቢ ትግራይ ንምድንጋር ዝገብሮ ፃዕሪ ከምዘይሳኻዕ ሰራዊት ምክልኻል ገሊፁ። ሽም ሰራዊት ምክልኻል ብምጥፋእ ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ግርታ ንምእታው ዝንቀሳቐሱ መራኸብቲ ሓፋሽ ብሕጊ ከምዘሓትት እውን ኣፍሊጡ። ዋና…

ቤት ምኽሪ ክልል ጋመቤላ ንግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብር 10 ሚሊየን ሓገዝ ንምግባር ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋመቤላ ንግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብር 10 ሚሊየንን ኣባላት እቲ ካቢኔ ድማ 50 ሚኢታዊ ወርሓዊ መሃየኦም ሓገዝ ንምግባር ወሲኑ። እቲ ካቢኔ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ኣገልግሎት ጥዕና ንምሕጋዝ ክልተ ኣምቡላንሳት ተሽከርከርቲ…

ኣብ ኣተኣኻኽባ ኣታዊ ልምዲ ንምልውዋጥን ብምትሕብባር ንምስራሕን ምስ ጉጅለ ልኡኽ ደቡብ ሱዳን ልዝብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ኣብ ኣተኣኻኽባ ኣታዊ ልምዲ ንምልውዋጥን ብምትሕብባር ንምስራሕን ምስ ጉጅለ ልኡኽ ጉምሩኽን ታክስን ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ሱዳን ልዝብ ተገይሩ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስትር እቶት ፌዴሪኢ ኣይተ ዘመዴ ተፈራ፥ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዶብ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ወታደራዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢታማዡር ሹማት ኢትዮጵያን በደቡብ ሱዳንን ወታደራዊ ስምምነት ተፈሪሙ፡፡ ብላዕለዋይ ኢታማር ሹም ደቡብ ሱዳን ጀኔራል ጆንሰን ጁማ ኡኮት ዘውተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል ደቡብ ሱዳን፥ ትማሊ ምስ ኢትዮጵያ…

ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ መንበሪ ኣባይቲ ከህንፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ፕሮጀክት ህንፀት መንበሪ ኣባይቲ ሰራሕተኛታትፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ኣካይዱ፡፡ ፀገም ቀረብ መንበሪ ኣባይቲ እቲ ከተማ ክፈትሕ ኢዩ ዝተብሃለ እዚ ፕሮጀክት፥ ኣብ ኣርባዕተ ዙር ህንፀት ሰራሕተኛታት እቲ ፓርክ…

ፓርቲ ብልፅግና ሶማሌ መወዳደሪ ምልክት መረፃን ማኒፌስቶን እቲ ፓርቲ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ሶማሌ መወዳደሪ ምልክት መረፃን ማኒፌስቶን እቲ ፓርቲ ዕላዊ ገይሩ። ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ኣይተ ኣደም ፋራህን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ብሓባር ነቲ መወዳደሪ ምልክትን ማኒፌስቶን ዕላዊ…

ኢማኑኤል ማክሮን ምዕራባውያን ሃገራት ካብ ዝኸዘነኦ ክታበት ቫይረስኮሮና ካብ 4 ክሳብ 5 ሚኢታዊ ንማዕበልቲ ሃገራት ንኽህባ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ምዕራባውያን ሃገራት ካብ ዝኸዘነኦ ክታበት ቫይረስኮሮና ካብ 4 ክሳብ 5 ሚኢታዊ ዝኸውን ንማዕበልቲ ሃገራት ንኽህባ ሓቲቶም። ማክሮን ኣባል ሃገራት ጉጅለ ሸውዓተ ብመርበብ ሓበሬታ ኣኼባ ቅድሚ ምክያደን…

ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማ ምስ ወላይታ ዲቻ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ምስ ጋንታ ወላይታ ዲቻ ባዶ ንባዶ ማዕረ ተፈላሊየን። ኣብ ባህርዳር ከተማ ዓለም ለኸ ስታዲየም ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ክልቲአን ጋናታታት ሽቶ ከመዝግባ ኣይከኣላን፡፡…