Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ፍሉይ ወረዳ ኮንታ ንሆስፒታል ኮንታ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ኣምቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 የካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፍሉይ ወረዳ ኮንታ ንሆስፒታል ኮንታ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ኣምቢሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ከምዝበልዎ፥ ሓደ ኣካል መኣዲ ንሃገር ኡዩ። ኣብ ክልተ ኣዋርሕ…

ኣብ ቴክሳስ ልዕሊ 14 ሚልየን ሰባት ሕፅረት ፅሩይ ዝስተ ማይ ኣጋጢምዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብታ ብሓያል ኣስሓይታ ትጥቃዕ ዘላ ክፍለ ግዝኣት ቴክሳስ ልዕሊ 14 ሚልየን ሰባት ፅሩይ ማይ ተሓሪምዎም ከምዘሎ ተገሊፁ። ነዚ ስዒቡ ፕሬዚደንት ጆ ባይደን ኣብታ ክፍለ ግዝኣት ከቢድ ሓደጋ ከምዘጋጠመ ብምጥቃስ፥ ናብታ ክፍለ ግዝኣት እኹል ገንዘባውን…

ሃላላ ኬላ ተዘሪቡ ዘይፅገብ ታሪክ ዘለዎ ከባቢ ኢዩ- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሃላላ ኬላ ተዘሪቡ ዘይፅገብ ታሪክ ዘለዎ ከባቢ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መኣዲ ንሃገር መርሃ ግብሪ ምጅማር ቀዳማይ ምዕእኣፍ ህንፀት ፕሮጀክት ኮይሻ ብምርካብ መደረ ኣስሚዖም። ንሕን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምኽኒያት ሕልፈት ህይወት ሎሬት ዓለም ዶ/ር ጥበበ የማነ ብርሃን ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብሕክምና ሙያ፣ ብሃገር ሽማግለነት፣ ብምትሕብባር ሓገዝን ብኣባልነት ኮሚሽን ዕርቀ ሰላምን ሃገሮም ዘገልገሉ ዝነበሩ ዝተኸበሩ ሎሬት ዓለም ዶ/ር ጥበበ የማነ ብርሃን ዓሪፎም ካብዚ ዓለም ብሞት ብምፍላዮም ዝተሰመዖ ሓዘን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምጅማር መርሃ ግብሪ ፕሮጀክት ኮይሻ ዞባ ዳውሮ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምጅማር መርሃ ግብሪ ፕሮጀክት ኮይሻ ዞባ ዳውሮ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ዞባ፣ ወረዳ ሎማ እንትበፅሑ ሕብረተሰብ እቲ ከባቢ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሩሎም። ኣብ ጣቢያ…

ሎሬት ዓለም ዶ/ር ጥበበ የማነ ብርሃን ዓሪፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሬት ዓለም ዶ/ር ጥበበ የማነ ብርሃን ዓሪፎም ብሕክምና ሙያ፣ ብሃገር ሽማግለነት፣ ብምትሕብባር ሓገዝን ብኣባልነት ኮሚሽን ዕርቀ ሰላምን ሃገሮም ዘገልገሉ ነይሮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሬት ዓለም ዶ/ር ጥበበ የማነ ብርሃን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣህመድ መኣዲ ንሃገር ጋህዲ ንክኸውን ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣህመድ መኣዲ ንሃገር ጋህዲ ንክኸውን ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ''ግደኹም ንዘበርከትኩም ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ዘለኹም ኢትዮጵያውያን ልዑል ምስጋናየይ አቕርብ'' ኢሎም።…

ትካላት ሃይማኖት ብዛዕባ ሰላም፣ ሓድነትን ምክእኣልን ካብ ምምሃር ብተወሳኺ ኣብ ማሕበረሰባዊ ልምዓት ዝገብርዎ ዘለዉ ተሳትፎ ብዝበለፀ ተቐራሪቦም ክሰርሑ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካውንስል ኣብያተ ክሪስቲያን ኣመንቲ ወንጌል ኢትዮጵያ ንክጣየሽ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ  ኣካላት መርሃ ግብሪ ምስጋና ተዳሊዩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነሽ ኣቤቤ፥ ትከላት ሃይማኖት ናይ እምነት…

መበል 125 ዓወት በዓል ዓድዋ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብኣተሓባባራይነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብፓናል ዘተ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 ዓወት በዓል ዓድዋ “ዓድዋ ኣርማ ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብኣተሓባባራይነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብፓናል ዘተ ተኸቢሩ። በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዶክተር ሽፈራው…

6 ሺሕን 142 ኩንታል ሽኮርን ጨውን ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ተኸዚኑ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ቃሉ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ተኸዚኑ ዝነበረ 6 ሺሕን 142 ኩንታል ሽኮርን ጨውን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሉ ተገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ንግዲን ልምዓት ዕዳጋን እታ ወረዳ ኣይተ ሰይድ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ…