Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ክልል ኦሮሚያ ንክልል ሲዳማ ብር 100 ሚሊየን ሓገዝ ክገብር ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

አዲስ አበባ ፣ የካቲት 15 ፣ 2013 (ኤ.ቢ.ሲ)ክልል ኦሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ምስረትኡ ንዘካየደ ክልል ሲዳማ ብር 100 ሚሊየን ሓገዝ ከምዝገብር ፕሬዚዳንት እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። ኣይተ ሽመልስ እዚ ዝገለፁ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምስረታ ኣብ ዘስምዑዎ መደረ ኢዩ። ህዝቢ…

ፓርቲ ብልፅግና ምስ ኣመራርሓታት ትካላት ፌዴራል ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤ.ቢ.ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ምስ ኣመራርሓታት ትካላት ፌዴራል ኣብ ፀብፃብ ቁፅፅር ሽዱሽተ ኣዋርሕ፣ መረፃን ስትራቴጂን ከምኡ እው ኣብ ማኒፌስቶን ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ። እቲ ፓርቲ ኣብ መንፈቕ ዓመት ዝተረኸቡ ኣወዳድባ ሱፐርቪዥን ትካላት ፌዴራል ኣፈፃፅማ ተዛቲዩ…

ኢጋድ 2ይ ዓለም ለኸ ሳይንሳዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)2ይ ዓለም ለኸ ሳይንሳዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የካይድ ኣሎ። “ምንቅስቓስ ሰባት ኣብ እዋን ለበዳ ኮቪድ-19” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ዝርከብ እቲ ዓለም ለኻዊ ሳይንሳዊ ጉባኤ፥…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 6 ኣዋርሕ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 6 ኣዋርሕ ኣብ ኮይሻ የካይድ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝመርሑዎ እቲ ገምጋም ኣፈፃፅማ፥ ካብ ኣዲስ ኣበባ ወፃእ እንትካየድ ንፈለማ እዋን ኢዩ ተባሂሉ። ንሓደ መዓልቲ ኣብ…

በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ን214 ሰብ ሞያታት ሓዱሽ ፍቓድ መረጋገፂ ብቕዓት ሞያ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤ.ቢ.ሲ)በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ን214 ሰብ ሞያታት ሓዱሽ ፍቓድ መረጋገፂ ብቕዓት ሞያ ምሃቡ ተገሊፁ። ዳይሬክተር ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን እቲ በዓል መዚ ኣይተ ኣንሙት ለማ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብምኽኒያት ሕልፈት ህይወት ሎሬት ዓለም ዶ/ር ጥበበ የማነ ብርሃን ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብምኽኒያት ሕልፈት ህይወት ሎሬት ዓለም ዶ/ር ጥበበ የማነ ብርሃን ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብሕክምና ሙያ፣ ብሃገር ሽማግለነት፣ ብምትሕብባር ሓገዝን ብኣባልነት ኮሚሽን ዕርቀ ሰላምን ሃገሮም…

ኣብ ኒው ዮርክ ንግድብ ህዳሰ ድጋፍ ዝህብን ተኻታዒን ጉጅለ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤ.ቢ.ሲ)ኣብ ኒው ዮርክ ንዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ድጋፍ ዝህብን ተኻታዒን ጉጅለ ምጥያሹ ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ታየ ኣፅቀስላሴ ኣብ ትዊተር ገፆም ገሊፆም። ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝተሳለጠ ኣብቲ ምጥያሽ ጉጅለ…

ብጀነራል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኢሚሬታት ዓረብ ዑደት እናገበረ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዲሪኢ ብጀነራል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኢሚሬታት ዓረብ ዑደት እናገበረ ይርከብ። ኢታማዡር ሹም ጀነራል ብርሃኑ ጁላ፥ ምስ ውሲ ወምበርን…

ዕላዊ ስነ-ስርዓት ምስረታ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ሲዳማ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ ስነ-ስርዓት ምስረታ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ሲዳማ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ስነ-ስርዓት ምምስራት ክልል ሃዋሳ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ ኣብ ከተማ ሃዋሳ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡…

ልዕሊ 38 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣድላዪ ስርዓት ጉምሩክ እንተይተፈፀመሎም ናብ ውሽጢ ዓዲ ንምእታው ፈተነ ዝተገበረሎም ልዕሊ 38 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። ሚኒስቴር እቶት ከምዝበሎ፥ሸሞንተ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ ይግበረሎም ኣሎ።…