Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

“ብርሃን ዝርከብ ብኣምፑል ኢዩ” – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “ብርሃን ዝርከብ ብኣምፑል ኢዩ” ክብሉ ኣብ ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ ኣስፋልት ጭዳ - ጅማ ኣብ ዘጀመሩሉ መርሃ ግብሪ ገሊፆም። ጅማን ከባቢኣን ካብ ታሪኻዊ ቦታታት ኢትዮጵያ ሓደ ይኹን እምበር ኣብ ዝሓለፉ 30 ዓማውቲ…

ኣብ ከተማ ሮቢት ንፓርቲ ብልፅግናን ኣመራርሓ ለውጢን ዝድግፍ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ወረዳ ራያ ቆቦ ከተማ ሮቢት ንፓርቲ ብልፅግናን ኣመራርሓ ለውጢን ዝድግፍ ሰልፊ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ሰልፊ ድጋፍ ድማ፤ ለውጢ ዘተዓናቕፍ ፖለቲካዊ ሽርሒ ንኹንን፣ ፈተናታት እናመከትና ዘላቕነት እቲ ለውጢ ክነረጋግፅ ኢና፣…

ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሶማሊያ ዝተናወሐ መረፃ ብቕልጡፍ ንኽተካይድ ፀዊዑ

አዲስ አበባ ፣ የካቲት 16 ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፍሉይ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሶማሊያ ጀምስ ስዋን መራሕቲ ሶማሊያ ካብ ምግጫው ንደሓር ክምለሱን ኣብ ጉዳይ መረፃ ኣብ ስምምዕነት ንኽበፅሑን ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ሓላፊ ፃውዒት ኣቕሪቦም ዘለዉ፥ ኣብ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር…

ብር 2 ቢሊየን ዝኸውን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ብር 1 ቢሊየን 988 ሚሊየን 214 ሺሕን 981 ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባን ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ብር 1 ቢሊየን 608 ሚሊየን 582 ሺሕን 897…

ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዕድጊት ፍርያት ነዳዲን ተግባራት ሪፎርምን ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዕድጊት ፍርያት ነዳዲን ተግባራት ሪፎርምን ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ። እቲ ዘተ፥ ኣብ ስርዓት ተበፃሕነትን ቁፅፅርን፣ ዝርገሐን ፍትሓዊነት ዕድጊትን ቀረባት ነዳዲን ውፅታት ነዳዲን ከምኡ እውን ኣብቲ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ብር 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ወፃኢ ዝግበረሉ ህንፀት መገዲ ኣስፋልት ጅማ – ጭዳ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብር 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ወፃኢ ዝግበረሉ ህንፀት መገዲ ኣስፋልት ጅማ - ጭዳ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ መጀመሪ እቲ ፕሮጀክት ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይ ደመቀ መኮንን…

ልኡኻት ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብን ኳርን ድሕሪ ሰለስተ ዓማውቲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኻት ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብን ኳርን ድሕሪ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብ ኩዌት ተራኺቦም ምዝታዮም ተገሊፁ። ኣባል ቤት ምኽሪ ምትሕብባር ወሽመጥ ባሕሪ ዝነበረት ኳር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2017 ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ኩለመዳይ ማዕቐብ ተነቢሩዋ ፀኒሑ…

ቻይና መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝገብሮ ሓገዝ ህዝቢ ናብ ዝነበሮ ስሩዕ ህይወት ንምምላስ ዝገብሮ ፃዕሪ ከምትድግፍ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዝገብሮ ሓገዝ ህዝቢ ናብ ዝነበሮ ስሩዕ ህይወት ንምምላስ ዝገብሮ ፃዕሪ ከምትድግፍ ኣፍሊጣ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዋንግ ዌንቢን ሃገሮም ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ…

ኣሰልጣኒ ዘማሪያም ወ/ጊዮርጊስ ኣሰልጣኒ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ዘማሪያም ወ/ጊዮርጊስ ኣሰልጣኒ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማብምዃን ብዕሊ ነታ ጋንታ ተረኪቦም ተባሂሉ። እቶም ኣሰልጣኒ ቅድሚ ሕዚ ጋንታ ወልዋላ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ሓዊሱ ንጋንታታት ኣዳማ ከተማ፣ ፋሲል ከነማ፣ ወልዲያ ከተማን ጅማ ኣባ ጅፋርን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ኣብ ቀጠናዊን ኩለመዳይ ጉዳያትን ከምዝተላዘቡ ኣብ ትዊተር ገፆም ኣፍሊጦም። ብተወሳኺ ኢትዮጵያን ውድብ…