Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብዚ ሰሙን 15 ተለኣኣኽቲ ጁንታ ናብ ሃገርና ኣይንኸድን ብምባል ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጁባ ህውከት ንምፍጣር ፈቲኖም-ሜ/ጄ መሓመድ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ኣብ ጁባ ዝርከብ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም መበል 15 ሞተራይዝድ ፃንሒቱ ንዝዛዘመ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኣብ ምቕያር እናሎ 15 ኣባላት እቲ ሰራዊት ተለኣኣኽቲ ጁንታ ናብ ሃገርና ኣይንኸድን ብምባል ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጁባ ህውከት ንምፍጣር ፈቲኖም…

ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ 4 ን 3 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ክልቲአን ጋንታታት ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ፀወተአን ኣካይደን፡፡ ጌታነህ ከበደ ክልተ…

ፓርቲ ብልፅግና ኮሙኒስት ፓርቲ ቻይና ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ዘዳለዎ ዘተ ተሳቲፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኮሙኒስት ፓርቲ ቻይና ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ዘዳለዎ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ተሳቲፉ። ፓርቲ ብልፅግና ብምውካል ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን እቲ ፓርቲ ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ ኣብቲ ዘተ ተሳቲፎም፡፡…

ብ6 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ዝትግበር ኣብ ልምዓት ሆልቲካልቸር ትኹረቱ ዝገበረ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብ6 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ዝትግበር ኣብ ልምዓት ሆልቲካልቸር ማለት እውን ኣብ ልምዓት ኣትክልቲን ፍረምረን ትኹረቱ ዝገበረ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። ማእኸል “ወርልድ ቬጅቴብል” ምስ ትካል ልምዓት ኔዘርላንድ ብምትሕብባር ዘዳለዎ ኣብ ሓሙሽተ ዓማውቲ…

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ዝተኸበሩ ሎሬት ዓለም ዶክተር ጥበበ የማነ ብርሃን ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ዝተኸበሩ ሎሬት ዓለም ዶክተር ጥበበ የማነ ብርሃን ኣብ ካቴድራል መንበረ ፀባኦት ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ስላሴ ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ፥ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሓዊሱ…

ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም ኣብ 2021 ክኽተሉዎም ካብ ውሽጢ ዝግብኡ 14 ዋና ፈፀምቲ ስራሕ መገዲ ኣየራት ተኻቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም ኣብ 2021 ክኽተሉዎም ካብ ውሽጢ ዝግብኡ 14 ዋና ፈፀምቲ ስራሕ መገዲ ኣየራት ተኻቲቶም። እቲ መገዲ ኣየር ናብ ኣህጉር ኣፍሪካን ካልኦት ክፋላት ዓለምን ሰብኣዊን መድሕን…

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣግባብ ፅሬትን ተበፃሕነትን ንምርግጋፅ ማሕበራት ሞያ ምስ መንግስቲ ተዋዲደን ንኽሰርሓ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣግባብ ፅሬትን ተበፃሕነትን ንምርግጋፅ ማሕበራት ሞያ ምስ መንግስቲ ተዋዲደን ንኽሰርሓ ተሓቲቱ። ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ምስ ኤጀንሲ ኣግባብን ፅሬትን ትምህርቲ ብምትሕብባር “ግደ ማሕበራት ሞያ…

ደረጃ ዓለም ለኸ ግልጋሎት ኤሌክትሮኒክስ ኢትዮጵያ ንምምሕያሽ ሙሉእ ዓቕሚ ዩኒቨርሲቲታት ምጥቃም ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንዜጋታት ቅልጡፍ ኣገልግሎት ብመካብ ደረጃ ዓለም ለኸ ግልጋሎት ኤሌክትሮኒክስ ኢትዮጵያ ንምምሕያሽ ሙሉእ ዓቕሚ ዩኒቨርሲቲታት ምጥቃም ከምዝግባእ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ ሓሙሽተ ከተማታትን ዩኒቨርሲቲአንን…

ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንኣዳማ ከተማ እንትትስዕር ኣቡበክር ናስር ሃትሪክ ሰሪሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንጋንታ ኣዳማ ከተማ 4 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ክልቲአን ጋንታታት ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ሰዓት 4 ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ፀወተአን ኣካይደን፡፡ ሰለስተ ሽቶታት…

ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 75 ዓለም ለኸ ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ ይሰርሑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ሓገዝ ንምግባር ኣብዚ ሕዚ እዋን ልዕሊ 75 ዓለም ለኸ ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ እናተንቀሳቐሱ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ እዋናዊ…