Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 17፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ብሕታዊት ሽቶ ሃዲያ ሆሳእና ካሉሻ ኣልሃሰን ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ነቲ ሊግ እናመርሐት…

ብኮቫክስ ሓገዝ ዝተገበረ ቀዳማይ ዙር ክታበት ኮቪድ19 ናብ ጋና ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብኮቫክስ ሓገዝ ዝተገበረ ቀዳማይ ዙር ክታበት ኮቪድ19 ናብ ጋና ኣቲዩ። ኮቫክስ ንጋና 600 ሺሕ መጠን ዘለዎ ክታበት ቫይረስኮሮና ምሃቡ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ክታበት ኣብ ብሪታኒያ ዝማዕበለ ክታበት ኦክስፎርድ ኣስራዜኒካ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ጋና እቲ…

ዶክተር ሂሩት ካሳው መበል 125 በዓል ዓድዋ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ንምኽባር ናብ ኣሶሳ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው መበል 125 በዓል ዓድዋ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ንምኽባር ናብ ኣሶሳ ኣቲየን። ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ዝተመርሐ ጉጅለ ላዕለዎት ኣመራርሓ ድማ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።…

ኣይ ኤም ኤፍ ብብርኪ ሰብሞያታት ኣብ ኣወሃህባ ዝተናወሐ ልቓሕን ሓገዝ ገንዘብን ኣመልኪቱ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ስምምዕነት ምብፅሑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ ዓለም (አይ ኤም ኤፍ) ብብርኪ ሰብሞያታት ኣብ ኣወሃህባ ዝተናወሐ ልቓሕን ሓገዝ ገንዘብን ኣመልኪቱ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ስምምዕነት ምብፅሑ ኣፍሊጡ፡፡ ብሶሊና ጃይን ቻንድራ ዝተመርሐ ጉጅለ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ…

ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያን ኬንያን ዝወቕዐ ዝናብ ንምስፍሕፋሕ ዕስለ ኣምበጣ ዓቢዪ ምኽያት ክኸውን ይኽእል ኢዩ – ፋኦ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡባዊ ኢትዮጵያን ሰሜናዊ ኬንያን ኣብዚ ሰሙን ዝወቕዐ ቀሊልን ማእኸላይን ዝናብ ንምስፍሕፋሕ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ዓቢዪ ምኽያት ክኸውን ከምዝኽእል ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም /ፋኦ/ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ከምዝገለፆ መጠን እቲ ዝናብ ትሑት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ጉዳይ መረፃ ኣድሂቦም ምስ ኣመራርሓታት ፌዴራልን ክልላትን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጉዳይ መረፃ ኣድሂቦም ምስ ኣመራርሓታት ፌዴራልን ክልላትን ምዝታዮም ኣፍሊጦም። ኣብቲ ዝተገበረ ዘተ ስራሕቲን ሓላፍነታትን መንግስቲን ፓርቲን ሓደ ተገይሮም ከይቑፀሩ ግልፂ መፍለዪታት ከምዝተቐመጡ እቶም ቀዳማይ…

ኣምባሳደር ሙሉ ሰሎሞን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ጀርመንን ፖላንድን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን ሙሉ ሰሎሞን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ጀርመንን ፖላንድን ተዛቲየን። እተን ኣምባሳደር፥ ምስ ዳይሬክተር ሰብሰሃራን ኣፍሪካን ሳሄልን ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን አምባሳደር ሮበርት ዶግለር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ክልተኣዊ…

ኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ንግዲን ንምቁፅፃር ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ብፅሒቶም ንኽፅኡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምስዝርከቡ ኣካላት ፍትሒ ወፍሪ ፀረ-ኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ንግዲን ኣካይዱ። መድረኽ እቲ ወፍሪ ኣብ ከተማ ኣዳማ ንኽልተ መዓልቲ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ደበሌ ቃበታ፤…

ንግልጋሎት ሕማም ሽኮርያ ዝውዕል መድሓኒት እናተኸፋፈለ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግልጋሎት ሕማም ሽኮርያ ዝውዕል እኹል መጠን ዘለዎ መድሓኒት እናተኸፋፈለ ምዃኑ ተገሊፁ። ኤጀንሲ ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያ፥ ንተሓከምቲ ሕማም ሽኮሪያ ዝኾኑ መድሓኒታት ካብ ወርሒ ለካቲት 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ብመንፅር ዘሎ ጠለብ እኹል ዝኾነ…

ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ምሉእ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ሱዳን ሮበርት ቫን ደን ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ብምድሃብ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ  ኣብ ትግራይ ክልል ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት፣ ጉዳይ ዶብ ኢትዮ-ሱዳንን…