Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

300 ኢትዮጵያውያን ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)300 ኢትዮጵያውያን ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተወካሊ ዳይረክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ…

ዳያስፖራታት ተወለድቲ ትግራይ ንህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክድግፉ ይግባእ-ዶክተር ሙሉ ነጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)''ዳያስፖራታት ተወለድቲ ትግራይ ንህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክድግፉ ይግባእ'' ክብሉ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ  ዶክተር ሙሉ ነጋ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣብቲ ክልል ዝተገበረ ተልእኾ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝበፅሐ…

ኢትዮጵያ ኣለዉ ኣብ ዝበሃሉ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣድላዪ ምፅራይ ክትገብር ኢያ-ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣለዉ ኣብ ዝበሃሉ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣድላዪ ምፅራይ ክትገብር ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ መበል 46 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰል ውድብ…

ኣብ ከተማ መቐለ ተቛሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተመሊሱ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ተቛሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተመሊሱ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ። ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ተፀጊኑ ናብ ኣገልግሎት ንኽበቅዕ ተገይሩ ኢዩ። ካብ 9 ለካቲት ጀሚሩ ክሳብ ሎሚ መዓልቲ ተቛሪፁ…

መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ን3 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ምክፍፋሉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ክሳበ ሕዚ ን3 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ምክፍፋሉ ኣፍሊጡ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ፡፡ ኣብ መግለፂኡ ድማ ኣብቲ ክልል ካብ ውሽጢ ዝርከባ…

መንግስቲ ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ንዝደልዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ብር 20 ሚሊየንን ክል ኣምቡላንሰን ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ንዝደልዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ብር 20 ሚሊየንን ክል ኣምቡላንሰን ሓገዝ ገይሩ። ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣብ ዘካየዶ መበል 225 ስሩዕ ኣኼቡኡ ኢዩ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ንዘድሊዮም ክፋላት…

ን135 ዓለም ለኸ ትካላት ኣብ ክልል ትግራይ ኣትዮም ከይዲ ሰብኣዊ ሓገዝን ንኽፅብፅቡን ክሕግዙን ፍቓድ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምግባር ዘመልከቱን ዓለም ለኸ መለክዒ ዘማልኡን 11 ዓለም ለኸ ኣባላት ሚዲያ ዝርከቡዎም ን135 ዓለም ለኸ ትካላትን ሰራሕተኛታትን ኣብ ክልል ትግራይ ኣትዮም ከይዲ ሰብኣዊ ሓገዝን ንኽፅብፅቡን ክሕግዙን ፍቓድ…

ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣመራርሓታት ወረዳ ጉባ ድርብ ሃገራዊ ሓላፍነቶም ተገንዚቦም ንኽሰርሑ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣመራርሓታት ወረዳ ጉባ ድርብ ሃገራዊ ሓላፍነቶም ተገንዚቦም ክሰርሕ ይግባእ ከክብል ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ ኣተሓሳሲቡ። ወረዳ ጉባ እቲ ዘዓበየ ፕሮጀክት ኢትዮጵያ ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ እናተሰርሐሉ ዝርከብ ቦታ…

ብሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ዝተመርሐ ሉኡኽ ኣብ ማሊ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ወይዘሮ ስመኝ ውቤ ዝተመርሐ ጉጅለ ሉኡኽ ኣብ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪካዊት ሃገረ ማሊ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ኣካይዱ። እቲ ጉጅለ ኣብ ካይስ ሪጅን ሳዲዮላ ዝተብሃለ ከባቢ እታ ሃገር ዘሎ መፍረዪ ወርቂ…

ልዕሊ ብር 16 ሚሊየን ዘውፅኡ ኣፋውስን ናይ ቦንዳ ክዳውንቲን ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ኣዲስ ኣበባ እንተኣትዉ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ ብር 16 ሚሊየን ዘውፅኡ ኣፋውስን ናይ ቦንዳ ክዳውንቲን ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ኣዲስ ኣበባ እንተኣትዉ ኣብ መቆፃፀር ጣቢያ ቱሉ ዲምቱ ተታሒዞም። እቶም ኣፋውስን ናይ ቦንዳ ክዳውንቲን 13 ለካቲት 2013 ዓ.ም ለይቲ ብዝተገበረ ፍተሸ ኢዮም…