Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ካናዳ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ካናዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂበን ተዛቲየን። እተን ኣምባሳደር ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ካናዳ ዴቪድ ሞሪሰን፣ ኣብ…

ዓወት ዓድዋ ብህዝቢ ኦሮሞን መላእ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ተጋድሎ ዝተረኸበ ናይ ኣፍሪካን መላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ዓወት ኢዩ – ወ/ሮ ሎሚ በዶ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ወይዘሮ ሎሚ በዶ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብቲ ክልል ዝተሰርሑ ቀንዲ ቀንዲ ስራሕቲ ኣመልኪተን መግለፂ ሂበን። ኣብ በግለፂአን ድማ ብህዝቢ ኦሮሞን መላእ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ተጋድሎ ዝተረኸበ ዓወት ኣፍሪካን…

ፖሊስ ኣብ ማይ ካድራ ብዝተፈፀመ ገበን ብዙሓት ሰባት ተቐቲሎም 10 ደቂ ኣንስትዮ ከምዝተደፈራን ልዕሊ ብር 17 ሚሊየን ዝግመት ጉድኣት ምብፅሑን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣብ ማይ ካድራ ብዝተፈፀመ ገበን ብዙሓት ሰባት ተቐቲሎም 10 ደቂ ኣንስትዮ ከምዝተደፈራን ብር 17 ሚሊየን 620 ዝግመት ጉድኣት ከምዝበፅሐ ገሊፁ። ንደቂ ኣንስትዮ ኣገዲዶም ክድፈራ ብምግባርን ኣብ ቅንፀላ ንፁሃን ሰባት ቀጥታ ተሳትፎ…

ኢትዮጵያዊ ዕርቂ እንታይ ኢዩ ብዝብል ርእሲ መደረረኽ ዘተ “ወግዒ ሰላም” ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ሰላም ኢትዮጵያዊ ዕርቂ እንታይ ኢዩ ብዝብል ርእሲ መደረረኽ ዘተ “ወግዒ ሰላም” ይሳለጥ ኣሎ። ቀንዲ ዕላማ እቲ መድረኽ ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ በቢብርኩ እናካየዶም ዝነበሩ ማሕበረሰብ ተኮር ልዝባት…

ጉባኤ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ኣቢያተ ህንፀት ፌዴራልን ክልላትን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕያሽ ኣተሓሕዛ ሰብዓዊ መሰላት ዕላማ ዝገበረ መበል 12 ጉባኤ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ኣቢያተ ህንፀት ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ብመምርሒ ለውጢ ዝተቓነየ ኣተሓሳስባን ብሞያ ስነ ምግባር ብምሕጋዝ ኣተሓሕዛ…

ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተገምጊሙ። እቲ ገምጋም ብመንፅር ኣብታ ከተማ ዝተቐመጠ ሽቶ ዝተቓነዩ ከምዝኾኑ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጦም፡፡ ምክረትል ከንቲባ…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሓለፉ ሸውዓተ መዓልቲታት ጥማዕ ደም ካብ ሞንጎ ዘሃቡ ውልቀ ሰባት 13 ሚኢታዊ ኮቪድ19 ተረኺቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ካብ 11 ክሳብ 17 ለካቲት ካብ ሞንጎ ጥማዕ ደም ዘሃቡ ውልቀ ሰባት 13 ሚኢታዊ ኮቪድ19 ከምዝተረኸቦም ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ዘሓለፉ ሸውዓተ መዓልቲታት ጥራሕ 79 ሰባት ብምኽንያት እቲ ቫይረስ…

ናይ ወፃኢ ሃገር ገንዘብን መሳርሒታት ኲናትን አናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ሓሙሽተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ 3 ሺሕ ናይ ወፃኢ ሃገር ገንዘብን መሳርሒታት ኲናትን አናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ሓሙሽተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውሎም ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ጋምቤላ ኣፍሊጡ። ምክትል ኮሚሽነር እቲ ክልል ቱት ኮር ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ እቶም ተጠርጠርቲ…

ኣብ ማድሪድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ማድሪድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብ 3 ሺሕ ሜትሮ ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ 8 ደቒቕ 22 ሰከንድን 65 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ተዓዋቲት ኮይና፡፡…

አምባሳደር ተፈሪ መለሰ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ እንግሊዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብሪታኒያ አምባሳደር ተፈሪ መለሰ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ እንግሊዝ ጀምስ ዱድሪጅ ተዛቲዮም። ኣብዘተኦም ድማ ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ከምኡ እውን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ሓሳብ ተለዋዊጦም። ኣብ…