Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንታት ክልላትን ሓለፍቲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንታት ክልላትን ሓለፍቲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ቀፃሊ መረፃ ትኹረት ዝገበረ አዩ። ክልላት ኣብቲ ምርጫ ፀፅታን ሰላምን ኣብ ምኽባር፣ ኣድላዪ እታዎት ኣብ…

ኣብ ትግራይ ልዕሊ 800 ኩንታል ናይ ሓገዝ እኽሊ ብዘይሕጋዊ መገዲ ወፂኡ እንትጓዓዓዝ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መንግስቲ ፌዴራል ንነበርቲ ከተማ ሽረን ከብቢኣን ዝለኣኾ ልዕሊ 800 ኩንታል ናይ ሓገዝ እኽሊ ብዘይሕጋዊ መገዲ ወፂኡ እንትጓዓዓዝ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ወፍሪ ፀፅታ ህፁፅ ጊዘ ኣዋጅ ከተማ ሽረ ኣፍሊጡ። በቲ ተግባር ዝተጠርጠሩ 10 ሰባት ኣብ…

ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ ደገፍ ምምሕያሽ የርእይ ከምዘሎ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 የካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤዝሊ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ ደገፍ ምምሕያሽ የርእይ ከምዘሎ ተዛሪቦም። እቶም ዳይሬክተር ኣብ ትግራይ ምስ ዘሎ ጉጅለ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ከምዝተዛተዩ ኣፍሊጦም። ስለዝኾነ ኩነታት…

ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ሰሜንን ማይካድራን ምስ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ብምትሕሓዝ ተሳትፎ ኣለዎም ዝተብሃሉ ኣካላት ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ክሲ ክምስረት…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ጉጅ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ሰሜንን ማይካድራን ምስ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ብምትሕሓዝ ተሳትፎ ኣለዎም ዝተብሃሉ ኣካላት ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ክሲ ክምስረት ኢዩ ክብል ኣፃራዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ ጊዘ ኣፍሊጡ። ኣፃራዪ ሓበሬታ…

ኣይተ  ደመቀ መኮንን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ካምፓላ  ኣብ ዘዳለዎ   መበል 125 በዓል ዓድዋ ብኢንተርኔት በይነ ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ፌዴሪኢ ኣይተ  ደመቀ መኮንን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ካምፓላ  ኣብ ዘዳለዎ   መበል 125 በዓል ዓድዋ ብኢንተርኔት በይነ ተሳቲፎም። እቲ መድረኽ ''ዓወት ዓድዋን ፓን ኣፍሪካዊነትን'' ዝብል…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ መሳታኦም ጀስቲን ትሩዶ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ሃገራዊን ቀጠናዊን ጉዳያት ፀፅታ ብምድሃብ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ። ካናዳ ንኢትዮጵያ ናይ ኩሉ ጊዘ መሻርኽታ ኮይና…

ዓወት በዓል ዓድዋ ኣብ ከተማ ዓድዋ ንምኽባር ምድላው ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 ዓወት በዓል ዓድዋ ኣብ ከተማ ዓድዋ ንምኽባር ምድላው እናተገበረ ምዃኑ ምምሕዳር ዞባ ማእኸል ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ዞባ ምምሕዳር ካብ ዘመሓድረን ወረዳታት ሓንቲ ዝኾነት ዓድዋ፥ እቲ በዓል ብዝደመቐ ኩነታት ንምኽባር ምድላው…

ሓለፍቲ ስራሕ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ካብ ወርሓዊ መሃየኦም 50 ሚኢታዊ ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ትግራይን ዞባ መተከልን ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ካብ ወርሓዊ መሃየኦም 50 ሚኢታዊ ለጊሶም። መንግስቲ ዝተጎድኡ ወገናት መሊስካ ንምጥያሽ፣ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕን ዕለታዊ ናብራ ሕብረተሰብ…

ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንዘሓለፉ 7 ዓማውቲ እምነ ኹርናዕ ተቐሚቱሎም ስራሕ ዘይጀመሩ ናይ ክልተ ሆስፒታላት ህንፅት ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንዘሓለፉ 7 ዓማውቲ እምነ ኹርናዕ ተቐሚቱሎም ስራሕ ዘይጀመሩ ናይ ክልተ ሆስፒታላት ህንፅት ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚረን። ኣብ ክፍለ ከተማታት ንፋስ ስለኪ ላፍቶን ኮልፌ ቀራንዮን ዝህነፁ…

ክልል ቤኒንሻንጉል ንክልል ትግራይ ዝኸውን ብር 15 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ክልል ቤንሻንጉል ንክልል ትግራይ ዝኸውን ብር 15 ሚሊየንን 1 ኣምቡላንስን ሓገዝ ገይሩ። ከም ሃገር ድሕሪ ምውጋድ እቲ ጁንታ ክልል ትግራይ መሊስካ ንምጥያ ብመንግስቲ እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ፅቡቕን ዝድገፍን ከምዝኾነ…