በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ኩለን ክልላት ንኽኽበር እናተሰርሐ ዝፀንሐ ስራዕ ዕዉት ከምዝነበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣከባብራ መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣመልኪቱ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ።
እቲ መግለፂ ዝሃባ ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው፥ ናይዚ ዓመት በዓል ኣከባብራ ዓወት ዓድዋ ፍሉይ ዝገብሮ ሕብረተሰብ ዓወት ዓድዋ…