Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ጨፌ ኦሮሚያ መበል 13 ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት መበል 13 ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ። ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሎሚ በዶ ኣብ ዝገበረኦ መኽፈቲ መደረ፥ ህወሓት ኣማራፂታት ሰላም ብምሕዳግ ንባዕሉ ዘጥፈአሉ ዘይኸውን መገዲ መሪፁ ኢዩ ኢለን፡፡ ድሕሪ…

ኣብ ትግራይ ዝወሃብ ፈተና 12 ክፍሊ ብፍሉይ ኩነታት ንምሃብ ምድላው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ፈተና 12 ክፍሊ ንዝወስዱ ተምሃሮ  ብፍሉይ ኩነታት ንምሃብ ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ። ምክትል ሓላፊት እቲ ቢሮ ኢንጅነር አስቴር ይትባረክ፥ ኣብ ትግራይ 12 ሺሕ ተምሃሮ 12 ክፊሊ ከምዘለዉ…

ኣብ ከተማ ኣክሱም ተፈፂሙ ዝተብሃለ ተግባር ገበን ንምምርማር ምስ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራልን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራልን ዝተውፃእፀአ ጉጅለ ናብ ክልል ትግራይ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ከተማ ኣክሱም ብዝምልከት ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ዘውፀኦ ሪፖርት ኣመልኪቱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ መግለፂ ኣውፂኡ። እቲ ትካል ንፍልፍል መረዳእታ ዝተጠቐመሉ ኣብ ምብራቕ ሱዳን መዕቖቢ ስደተኛታት ዝርከቡ ሰባት ከምኡውን ዝተወሰኑ ነበርቲ ኣክሱም…

መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ህይወት ናብ ንቡር ኩነታት ንምምላስ ብምትሕብባር እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ህይወት ናብ ንቡር ኩነታት ንምምላስ ምስ ዓለም ለኸ ገበርቲ ሰናይ ብምትሕብባር እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ እናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ፡፡ ኣብ…

ከይዲ ፈተና 12 ክፍሊ ብዓወት ንኽዛዘም ኩሉ ሓላፍነቱ ንኽዋፃእ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፀዊዑ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 19፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ብዓወት ንኽዛዘም ኩሉ ሓላፍነቱ ንኽዋፃእ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፀዊዑ። እቲ ሚኒስቴር ዝርገሐ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2012 ዓ.ም ኣመልኪቱ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ተዛቲዩ ኣብቲ ዘተ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ትምህርቲ…

ኢትዮጵያ ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰ ቅድሚ ዝቕፅል ክረምቲ ክዛዘም ኢዩ ዝብል እምነት ከመዘለዋ ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰ ቅድሚ ዝቕፅል ክረምቲ ክዛዘም ኢዩ ዝብል እምነት ከመዘለዋ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። እቶም ሚነስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ምስ…

ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ዝተንፀባረቐሉ ዓወት ዓድዋ ቀንዲ መግለፂ ሰዓራይነት ብምዃኑ ናይ ዓበይቲ ህዝቢ ዓቢዪ በዓል ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ዝተንፀባረቐሉ ዓወት ዓድዋ ቀንዲ መግለፂ ሰዓራይነት ብምዃኑ ናይ ዓበይቲ ህዝቢ ዓቢዪ በዓል ከምዝኾነ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ተዛሪቦም። ኣይተ ኣደም ፋራህ፥ ኢትዮጵያውያን ቅድሚ 125 ዓመት ዝመፅኦም…

4 ሺሕን 320 ኪሎ ግራም መዓወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ጉሙሩኽ 4 ሺሕን 320 ኪሎ ግራም መዓወኒ ሓሽሽ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። እቲ መዐወኒ ሓሽሽ፥ ብኤፍ ኤስ ኣር ተሽከርካሪት ተፃዒኑ ናብ ሞያሌ እንተጓዓዓዝ ዝተትሓዘ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ልዕሊ ብር 17 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ሓሽሽ…

ዓወት ዓድዋ ክብረ በዓል ጥራሕ ዘይኮነስ ፍልፍል ሰዓራይነትን ተበግሶን ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ክብረ በዓል ጥራሕ ዘይኮነስ ፍልፍል ሰዓራይነትን ተበግሶን ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። እተን ሚኒስትር እዚ ዝበላ መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣመልኪቱ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብን ዲፕሎማሰኛታትን ኣብ…

ኣብ ክልል ትግራይ ን3 ሚሊየን 165 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ ተኸፋፊሉ – ኣይተ ሙሉ ካሳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ን3 ሚሊየን 165 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ ከምዝተኸፋፈለ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣይተ ሙሉ ካሳ ገሊፆም። ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ብዝተፈጠረ ሰብኣዊ ቀውሲ ንብዙሓት ወገናት…