Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ትግራይ ደገፍ ንዘድሊዮም ወገናት ዝኸውን 216 ሺሕ ብር ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትግራይ ደገፍ ንዘድሊዮም ወገናት ዝኸውን 216 ሺሕ ብር ደገፍ ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ክብ ሽይጣት መፅሓፎምን ካብ ወርሓዊ መሃየኦምን ብምቕናስ ከምዝለገሱ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ሰለስተ ማይ ዘመለልሳ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ፕሮግራማት ዝተሳለጠ መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ብሰላም ከምዝተኸበረ ኮሚሽን ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ፕሮግራማት ዝተሳለጠ መበል 125 ባዓል ዓወት ዓድዋ ብሰላም ከምዝተኸበረ ኮሚሽን ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ፕሬዝዳንት ፌዴሪኢ ወ/ሮ ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ…

ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ 200 ተምሃሮ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ንመጀመርታ ጊዜ ዘሰልጠኖም 32 ዶካተር ሕክምና ሓዊሱ 200 ተምሃሮ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ኣመሪቑ። ሎሚ መዓልቲ ካብ መንጎ ዝተመረቑ እተን 91 ደቂ ኣኒስትዮ ከምዝኾና ተሓቢሩ። እቲ ዩንቨርስቲ እንትጣየሽ ኣስታት 700…

ንክልል ትግራይ እግሪ መትከሊ ዝውዕል ብር 150 ሚሊየን ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ክልል ሃረሪን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን ንመሊስካ ህንፀት ክልል ትግራይ ዝውዕል ብር 150 ሚሊየን ሓገዝ ተገይሮም። እቲ ሓገዝ ብምምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ርእሰ ምምሕዳር…

ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያዊያን ብዘይኣፈላላይ ኢትዮጵያ ዘኽበርሉ ዓወት ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያዊያን ብዘይኣፈላላይ ኢትዮጵያ ዘኽበርሉ ዓወት ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕረዚዳንት፥ ዓወት ዓድዋ ባርነት ካብ ምኽሻፍ ንላዕሊ ኢዩ ኢለን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ ኣብ ምኒሊክ አደባባይ…

በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን፣ ሃርበኛታት፣ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ካብ ዝተፈላለዩ ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ…

መበል 125  በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125  በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ምኒልክ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ዝተረኸባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሕቑፊ ዕምበባ ኣምቢረን። ኣብቲ በዓል ፕሬዚዳንት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ስዊድን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ  ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ስዊድን ስቴፈን ሎቨን ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ክሊቲኣዊን ፍትሓዊ ክፍፍል ክታበት ኮቪድ19 ከምዝተዛተዩ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብ ብሄራዊን አካባቢያዊን ኩነታት  ፀጥታ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክልል ትግራይን ዞባ መተከልን ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ብር 50 ሺሕ ሓገዝ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክልል ትግራይን ዞባ መተከልን ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ብር 50 ሺሕ ሓገዝ ገይረን። ኣቦ መንበር “ሰብኣዊ ፍቕሪ ንትግራይን መተከልን” ብዝብል ዝንቀሳቐስ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ ሓገዝን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ታማኝ…

ወርልድ ቪዥን ኢትዮጵያ ብብር 35 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝሃነፆም ፕሮጀክታት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወርልድ ቪዥን ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ወሎ ብብር 35 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝሃነፆም ሽዱሽተ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት መስተ ማይ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልል ኣምሓራን ወርልድ ቪዥን…