Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ተሳናባቲ ምክትል ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ተሳናባቲ ምክትል ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ክዌሲ ኳሪቴይ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ድማ፥ እቶም ኮሚሽነር ኣብማሳደር ጋና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን…

354 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)354 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ከተማ ቤሩት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ እቶም ካብ ስደት ተመለስቲ ኤልማ ዝተብሃለ ትካል ምስ ፍሪደም ፈንድን ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጀነራል ፌዴሪኢን ብምትሕብባር ኢዮም ተመሊሶም ዘለዉ፡፡ እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም…

ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ሰላማዊ ብዝኾነ መገዲ ክቕፅል ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሂቡ ምስ ርእሰ መምህራን ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ሰላማዊ ብዝኾነ መገዲ ክቕፅል ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሂቡ ካብ ኩለን ኣቢያተ ትምህርቲ ምስ ዝተውፃፅኡ ርእሰ መምህራንን ሱፐርቫይዘራትን ልዝበ ኣካይዱ። ኣብቲ ዘተ ምክትል ሓላፊ…

ኣምባሳደር ትዝታ ሙሉጌታ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ማዋርዲ ምስ ዝርከቡ ተምሃሮ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ዶክተር ትዝታ ሙሉጌታ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ማዋርዲ ምስ ዝርከቡ ተምሃሮ ኢትዮጵያ ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ እዋናዊ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ኩነታት ኢትዮጵያ ከምኡ እውንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝምልከት ልዝብ…

ኮሚሽን ስፖርት ትግራይን ስፖርትን ናብ ንቡር ንምምላስ ዘኽእል ምንቅስቓስ ተጀሚሩ- ኣይተ ዱቤ ጅሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ስፖርት ትግራይን ስፖርትን ናብ ንቡር ንምምላስ ዘኽእል ምንቅስቓስ ተጀሚሩ ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣይተ ዱቤ ጅሎ ገሊፆም። ኣይተ ዱቤ ኣብ ትግራይ ዝግበር ደገፍ ብዝምልከት ንጋዜጠኛታት መግለፂ ሂቦም። ኣብቲ ክልል…

ልዕሊ 5 ሺሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ክልተ መዓስከር ስደተኛታት ተዘዋዊሮም – ኤጀንሲ ጉዳይ ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 5 ሺሕን 844 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ክልተ መዓስከር ስደተኛታት ከምዘዘዋወረ ኤጀንሲ ጉዳይ ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ኣፍሊጡ። እቲ ኤጀንሲ፥ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን 295 ተወሰኽቲ ስደተኛታት…

ፍኖተ ካርታ ፕሮግራም ምምሕያሽ ኤክስቴንሽን ጥዕና ዕላዊ ኮይኑ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 25፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክጀትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፥ ፍኖተ ካርታ ፕሮግራም ምምሕያሽ ኤክስቴንሽን ጥዕና ዕላዊ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም፥ እቲ ፕሮግራም ካብ 2013 ክሳብ 2017…

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ምግቢ ንዘድሊየዮም ወገናት ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤስሊ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ምግቢ ንዘድሊየዮም ወገናት ዝገብሮ ድጋፍ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጦም። እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስተዛተዩ፥ ትካሎም ኣብ ክልል…

ደቡብ ሱዳን ኣገልግሎት በረራ ውሽጢ ዓዲ ዝህብ መገዲ ኣየር ኣጊዳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ሱዳን ሓንቲ ንኡሽተይ ኣውሮፕላን ምሕምሻሻ ስዒቡ ኣገልግሎት በረራ ውሽጢ ዓዲ ምእጋዳ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር፥ እታ ኣውሮፕላን ሰሉስ ምምሕምሻሻ ስዒቡ እቲ መገዲ ኣየር ብግዚያዊነት በረራ ከይገብር ኣጊዶም፡፡ እታ…

እናተረኣየ ዝርከብ ምዝጋዕ ዝርገሐ ለበዳ ቫይረስኮሮና ንኽውስኽ ገይሩዎ ኢዩ – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ሕብረተሰብ ብምኽንያት ዝረአ ዘሎ ምዝንጋዕ ዝርገሐ ለበዳ ኮቪድ19 እናወሰኸ ምምፅኡ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝርገሐ ኮቪድ19 ኣመልኪተን መግለፂ ሂበን፡፡ ኣብ መግለፂአን ድማ በቲ…