Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ክታበት ኮቪድ19 ናብ ውሽጢ ሃገር ምእታው ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘተኮረ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክታበት ኮቪድ19 ናብ ውሽጢ ሃገር ንምእታውን ንምክፍፋልን እናተገበረ ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት ኣድሂቡ ዘተ ተኻይዱ። ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ዝተጣየሸ ላዕለዋይ ሃገራዊ መተሓባበሪ ኮሚቴ ክታበት ኮቪድ19፥ እቲ ክታበት ናብ ውሽጢ ሃገር ንምእታውን…

ኣብ ትካላት ምምሕዳር ዝትግበር ስነ-ስርዓት ኣዋጅ ምምሕዳር ወፂኡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩለን ኣብ ትካላት ምምሕዳር ዝትግበር ስነ-ስርዓት ኣዋጅ ምምሕዳር ምውፅኡ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ገሊፁ። እቲ ኣዋጅ ፍትሓዊ ግልጋሎት ከምኡ እውን ተበፃሕነት መምርሒ ዝሐሸ ንኽኸውን ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ብፍላይ ድማ ኣብ ትካላት ምምሐዳር…

ዶ/ር ኣርከበ ዕቁባይ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዋና ዳይሬክተር ትካል ልምዓት ብሕብረት ኣፍሪካ ሕፁይ ኮይኖም ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶክተር ኣርከበ ዕቁባይ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዋና ዳይሬክተር ትካል ኢንዱስትሪ ልምዓት (ዩኒዶ) ኮይኖም ንኽወዳደሩ ብሕብረት ኣፍሪካ ሕፁይ ኮይኖም ብሙሉእ ድምፂ ከምዝመረፆም ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ። ህብረቱ ዶክተር አርከበ ብቸኛው…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ንኣምባሳደራት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ክልል ትግራይ ገለፃ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንኣምባሳደራት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ክልል ትግራይ ገለፃ ገይሮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ክልል ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ…

ኦሞቲክ ዝተብሃለ ማሕበር ብ114 ሚሊየን ብር ኣብ ኮይሻ ሎጅ ክትሃንፅ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኦሞቲክ ሓፈሻዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ብ114 ሚሊየን ብር ኣብ ኮይሻ ሎጅ ከምዝሃንፅ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ኣብ መኣዲ ንሃገር ኣብ ዝተተለመ ፕሮጀክት ኮይሻ እቲ ሎጅ ንምህናፅ ዘኽእል ሓሙሽተ ሄክታር መሬት ከምዝተረከበ እውን ተሓቢሩ።…

ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ሃዋሳ ከተማ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ሃዋሳ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ዝተኻየደ መበል 15 ሰሙን ፀዋታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሰበታ ከተማን ሃዋሳ ከተማን ኣራኺቡ ነይሩ፡፡ ኣብቲ ፀወታ ድማ ሰበታ…

ሃገራት ኣፍሪካ ክታበት ኮቪድ-19 ምሃብ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣፍሪካ ክታበት ኮቪድ-19 ምሃብ ምጅማረን ተገሊፁ። ግብፂ ጋናን ክታበት ምሃብ ዝጀመራ እንትኾና፥ ናይጄሪያ ሓዊሱ ካልኦት ሃገራት እውን ሎሚ መዓልቲ ክጅምራ ኢየን ተባሂሉ፡፡ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪካ ክሳብ ሕዚ ብኮቪድ-19 ዝተትሓዙ ሰባት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ መፅሓፍ “መገዲ ምድማር” ፅባሕ ኣብ ዕዳጋ ከምዝውዕል ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ መፅሓፍ “መገዲ ምድማር” ፅባሕ ኣብ ዕዳጋ ከምዝውዕል ኣፍሊጦም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ መፅሓፍ ፈለግ ለውጢን ምድማር ዝሓለፎ መገዲን ናብ ድሕሪትን ቅድሚትን እናተመላለሰ ከምዝድህስስ ተዛሪቦም። ብዙሕ…

ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ጥሜት ንምጥፋእ ኣብ ዘኽእል መገዲ ኣይኮነትን – ፋኦ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ጥሜት ንምጥፋእ ኣብ ዘኽእል መገዲ ከምዘይኮነት ዓለም ለኸ ትካል ምግቢን ሕርሻን (ፋኦ) ተወካሊ ኣፍሪካ ኣበበ ሃይለገብሪኤል ገሊፆም። እታ ኣህጉር ጥሜት ንምጥፋእ ዝተተሓዘ ሽቶ ብዙሓት ስዳሮታት…

ቦርድ መረፃ ካልኣይ ዙር ምዝገባ ሕፁያት መረፃ ክሳብ 30 2013 ዓ.ም ኣናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ካልኣይ ዙር ምዝገባ ሕፁያት ተወዳደርቲ መረፃ ክሳብ 30 2013 ዓ.ም ከምዝተናወሐ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ከይዲ ምዝገባ ሕፁያት ኣመልኪቱ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እናብፀሐ ከምዝነበረ ይፍለጥ።…