Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ሚኒስቴር ነዳዲን መዓድንን ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ካብቲ ዓውዲ ልዕሊ 17 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ትልሚ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ነዳዲን መዓድንን ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ካብቲ ዓውዲ ልዕሊ 17 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ትልሚ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ነዚ ዝበላ ካብቲ ቤት ዕዮ፣ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን መዳርግቲ ትካላት ብምዃን ናይ ሸውዓተ…

ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ይወሃብ ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ ፈተና ካብ ሎሚ 29 ለካቲት ክሳብ 2 መጋቢት 2013 ዓ.ም ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ ምንባሩ ይፍለጥ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ጎርጎራ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መርሃ ግብሪ መኣዲ ንሃገር ዝለምዕ ቀዳማይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ጎርጎራ ኣጀሚሮም። ኣብቲ ስነስርዓት  ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር  ሚኒስትር ጉዳያእ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ  አይተ…

ኣብ ቀፃሊ ምርጫ ዝደለኽምዎ ምረፁ ግን ሰላም ኣቐድሙ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቀፃሊ ምርጫ ዝደለኽምዎ ምረፁ ግን ሰላም ኣቐድሙ ኪእብሉ ተዛሪቦም። እቶመ ቀዳማይ ሚትስትር ነዚ ዝበሉ ኣብክልል ኣምሓራ ብልዕሊ 5 ቢሊየን ብር ዝህነፅ ኮንክሪት መገዲ ኣስፋልት ኣብ ዘጀመርሉ እዋን ኢዩ።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ዙር ዕፃ 40/60 ዝወፅአሎም ዕድለኛታት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ቁልፊ ክርከቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ዙር ዕፃ 40/60 ኣባይቲ ዝወፅአሎም ዕድለኛታት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ቁልፊ ክርከቡ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ኣብ ቀዳማይ ዙር ዝተኻተቱ  220 ህንፃታት ዝርከብሎም ሳይታት፥ 1.  መሪ ሎቄ (14 ህንፃታት) 2.  እህል…

ኣብ ኢትዮጵያ እቶት ናይ ምስሳን ጉደይ ምስ ልእላውነት ሃገር ዝተተሓሓዘ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣምሓራ ልምዓት መስኖ ቆጋ መስኖ ዝርከብ ልምዓት መስኖ ስንዳይ ሓጋይ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነንን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣመሓራ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣማራ ልዕሊ 5 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር  ወፃኢ ዝገወበረሎም ህንፀታት ኮንክሪት መገዲ ኣስፓልት ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣማራ ልዕሊ 5 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር  ወፃኢ ዝገወበረሎም ህንፀታት ኮንክሪት መገዲ ኣስፓልት ኣጀሚሮም። እቲ ህንፀት መገዲ ካብ ዱር ቤቴ ቁንዝላ-ሻሁራ-ፍንጅት ምዕራፍ ሓደን ካብ ገላጎ -ገንዳ ውሀ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ቆጋ መስኖ ዝርከብ ልምዓት መስኖ ስንዳይ ሓጋይ ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቆጋ መስኖ ዝርከብ ልምዓት መስኖ ስንዳይ ሓጋይ ጎብኒዮም። ኣብቲ ዑደት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነንን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣመሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገርን ተሳቲፎም።…

ኢትዮጵያ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ክታበት ፀረ ኮቪድ 19 ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኮቫክስ ካብ ዝተብሃለ ዓለም ለኻዊ ትካል 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ክታበት ፀረ ኮቪድ 19 ተረኪባ። እቲ ክታበት ኮሮና ቫይረስ ኣስትራዜኒካ ዝተብሃለ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ የጤና ሚኒስቴርም ክትባቱ ቅድሚያ ለሚሰጣቸው የህብረተሰብ ክፍሎች…

ኣብ ትግራይ ሕብረተሰብ ክሳብ 10  መጋቢት ኣብ ዘለዉ መዓልታት እቲ ኣረጊት ብር ሙሉእ ንሙሉእ ንክቕየር መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ሕብረተሰብ ክሳብ 10  መጋቢት ኣብ ዘለዉ መዓልታት እቲ ኣረጊት ብር ሙሉእ ንሙሉእ ንክቕየር ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ መተሓሳሰቢ ሂቡ። ኣብቲ ክልል ብመሰረት ዝነበረ ምንቅስቓስ ምኽባር ሕጊ ምቕያር ብር ተኣጓጉይሉ ከምዝፀንሐ ብምግላፅ፥…