Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኢትዮጵያን ሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ሰነድ ስምምዕነት ናይ ሓባር ዕዳጋ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ሰነድ ስምምዕነት ናይ ሓባር ዕዳጋ  ከቲመን። እቲ ናይ ሓባር ከባቢ ንምልማዕ ዘውዕል ስምምዕነት 6 ነጥብ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዝበፅሕ ኢዩ ተባሂሉ። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ንምምሕያሽ ምምሕዳር…

ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዝወሃብሎም ጣቢያታት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ዝወሃብሎም 41 ጣቢያት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተዓዚቦም። እቶም ሚኒስትር ነቶም ተፈተንቲ ኣበረታቲዖም። ኣብቲ ዑደት ሓላፊ ኤጀንሲ ሃገር ለኸ ፈተናታት ዶክተር ዴላሞ…

ኢትዮጵያ “ንፀገም ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ” ኣብ ዝብል ሓሳብ ሙሉእ እምነት ከምዘለዋ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ “ንፀገም ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ” ኣብ ዝብል ሓሳብ ሙሉእ እምነት ከምዘለዋ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ብፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፌሊክስ ሺሴኬዲ ምስ…

ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ይኽበር ኣሎ። ኣብ ኢትዮጵያ “ጀጋኑና ፍለጥወን፤ ነኣድወን” በዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ተኸቢሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፈርዲ ወይዘሮ መዓዛ ኣሸናፊን ሚኒስትር…

ኣብ ኢኳቶሪያል ጊኒ ብዝበፅ ሓደጋ ምፍንጃር 15 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢኳቶሪያል ጊኒ ብዝበፅሐ ተኸታታሊ ሓደጋ ምፍንጃር 15 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። ባታ ኣብ ዝተብሃለ ከተማ ዝበፅሐ እቲ ሓደጋ ህይወቶም ካብ ዝሓለፉ ብተወሳኺ 500 ዝኾኑ ሰባት ቆሲሎም ተባሂሉ፡፡ መንግስቲ እታ ሃገር፥ እቲ ዘጋጠመ ሓደጋ…

ገበን ምዝራፍ ብር 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝፈፀሙ ተኸሰስቲ ብ16 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከቢድ ገበን ምዝራፍ ብር 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝፈፀሙ ክልተ ተኸሰስቲ ሕድሕዶም ብ16 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ንኽቕፅዑ ተበይኑሎም። 1ይ ተኸሳሲ ኣስር ኣለቃ ሃብታሙ ገ/ኪሮስን 2ይ ተኸሳሲ ዘካርያስ ባጫን ኣብ ሕጊ ገበን ዓንቀፅ 32/1/ሀን…

ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ መዓስከር ስደተኛታት ብዝበፅሐ ባርዕ ሓዊ 30 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ መዓስከር ስደተኛታት ብዝበፅሐ ባርዕ ሓዊ 30 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። በቲ ባርዕ ሓዊ ካብ ዝሞቱ ብተወሳኺ ልዕሊ 170 ሰባት ጉድኣት ከምዝበፅሖም ትካል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። ፍልፍል፦ ቢቢሲ…

ኣብ ከይዲ ምርጫ ዝሳተለፋ ደቂ ኣኒስቲዮ ፆታ መሰረት ንዝገበረ ዘረባን መጥቃዕቲን ፅልኣት ንከይቃልዓ ምክልኻል ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን ኣብ ዝካየድ ምርጫ ዝሳተለፋ ደቂ ኣኒስቲዮ ፆታ መሰረት ንዝገበረ ዘረባን መጥቃዕቲን ፅልኣት ንከይቃልዓ ኣብ ምክልኻል ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ንኽከላኸሉ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ኮምሽን ምስ ትካል ማዕርነትን…

ፌስቡክ ኣብ ኢትዮጵያ ፖለቲካዊ ምልክታታት ተሓታትነት ዘዕስል ኣሰራርሓ ዘርጊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ፌስቡክ ኣብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ፖለቲካዊ ምልክታታት ተሓታትነት ዘዕስል ኣሰራርሓ ዘርጊሑ። እቲ ኩባኒያ፥ ኢትዮጵያን ኬንያን ሓዊሱ ኣብ ማሕበራዊ ጉዳይ፣ መረፃን ፖለቲካዊን ምልክታታት ተሓታትነትን ቁፅፅርን ዘዕቢ ኣሰራርሓ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ባህርዳር ኣብ ወሓዚ ሩባ ኣባይ ዝህነፅ ዘሎ ከይዲ ህንፀት ድልድል ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ባህርዳር ኣብ ወሓዚ ሩባ ኣባይ ዝህነፅ ዘሎ ከይዲ ህንፀት ድልድል ጎብኒዮም። ኣብቲ ዑደት ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልል ኣምሓራን እውን ተሳቲፎም ኢዮም። እቲ ከይዲ ህንፀት 25 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ…