Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ክልል ትግራይ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ እናተውሃበ ምዃኑ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኢንጂነር አስቴር ይትባረክ፥ እቲ ሃገራዊ ፈተና ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ኣብ ዝተፈላለዩ መፈተኒ ጣቢያታት…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኣምባሳደር ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኣምባሳደር ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ መሓመድ ኢድሪስ ፋራህ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ኣድሂቦም ብስፍሓት ዘቲዮም፡፡ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብ…

ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝወዳደሩ ሕፁያቱ ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ 6ይ ካገራዊ መረፃ ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባን ዝወዳደሩ ሕፁያቱ ኣፋሊጡ። እቲ ፓርቲ 23 ሕፁያቱ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምቕራቡ ኣፍሊጡ፡፡ ካብዚ ሓሊፉ ድማ 138 ሕፁያቱ ንቤት…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ “ትኽሊ ኢኺ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ “ትኽሊ ኢኺ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ተኸቢሩ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ እቲ ዕለት ፆታ መሰረት ዝገበሩ በደላት ጠጠው ንኽብሉ ዝስረሐሉ፣ ደቂ ተባዕትዮ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ19 ናብ መላእ ዓለም ንምክፍፋል ድሉው ምዃኑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ19 ናብ መላእ ዓለም ንምክፍፋል ድሉው ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ድሌት ክታበት ኮቢድ19 ክሳብ ሰለስተ ዓመት ክዘልቕ ከምዝኽእል ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፥ ብምኽንያት እቲ ለበዳ…

ኣምባሳደር ረታ ኣለሙ ምስ ሚኒስትር መገዲ ትራንስፖርትን ድሕንነትን እስራኤል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ረታ ኣለሙ ምስ ሚኒስትር መገዲ ትራንስፖርትን ድሕንነትን እስራኤል ሚሪ ሬጌቭ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርት ዘሎ ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ምብፃሕ ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ ኣድሂቦም፡፡…

ኣብ ካልኣይ ዙር 40/60 ዕፃ ዝወፅሎም ዕድለኛታት መንበሪ ኣባይቲ ኣባይቲ ርኽክብ ቁልፊ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ዙር 40/60 ዕፃ ዝወፅሎምን ኣፈፃፅማ ህንፀቶም ዝሐሸ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣባይቲ ርኽክብ ቁልፊ ምሃብ ተጀሚሩ። ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ኣተሓባባሪ ዘፈር ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት ኣይተ ጃንጥራር ኣባይን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት…

ም/ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ከይዲ ኣወሃህባ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ የአዲስ አበባ ወይዘሮ አዳነች ኣቤቤ ከይዲ ኣወሃህባ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተዓዚበን። ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 41 መፈተኒ ጣቢያታት ይወሃብ ኣሎ። እተን ምክትል…

ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ልዕሊ ኣብ ማይ ካድራ ዝተፈፀሙ ገበናት ቀጥታ ተሳትፎ ኣለዎም ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ቀዳማይ መዝገብ ምርመራ ከፊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ልዕሊ ኣብ ማይ ካድራ ብዝተፈፀሙ ገበናት ን229 ሞት ዜጋታት፣ ን10 ደቂ ኣንስትዮ ምድፋርን ን285 ጉድኣት ኣካልን ቀጥታ ተሳትፎ ኣለዎም ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ቀዳማይ መዝገብ ምርመራ ከፊቱ። ዓቃቢ ሕጊ ነዚ ዘሓበረ ልዕሊ 30…

ኣብ እዋን 40 ፆም ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ይቕረ በሃላይነት፣ ምእዙዝ ምዃንን እናተኻፈልካ ምብላዕን ተግባራዊ ምግባር ይግባእ-ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ፓትሪያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ቀዳማዊ፥ ኣብ እዋን 40 ፆም ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ይቕረ በሃላይነት፣ ምእዙዝ…