Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሊንዳ ቶማስ ግሪንፊልድ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ትኹረት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ንቤት ምኽሪ ሰላምን ድሕንነትን ሕብረት ኣፍሪካ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ንቤት ምኽሪ ሰላምን ድሕንነትን ሕብረት ኣፍሪካ መብርሂ ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ቅድሚ ለውጢ ዝተፈጠረ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኣረዲኦም። ነቲ ህዝባዊ ምንቅሳቓስ ስዒቡ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ቀጠናዊን ዛዕባ ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቶም መራሕቲ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ናብ…

ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን “ሓድነት ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ግዝኣታት ዋሸንግተን ዲሲን ኒውዮርክን ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን “ሓድነት ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ግዝኣታት ዋሸንግተን ዲሲን ኒውዮርክን ሰላማዊ ሰልፊ ከምዝካየድ ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ገሊፆም። “ኣብ ወፃኢ ሃገራት ዝንዝሑ ናይ ሕሶት ፕሮፓጋንዳታት ምስሊ ኢትዮጵያ…

ባህሬን ኣብ ትግራይ ዘሎ ምንቅስቓስ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት 30 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህሬን ኣብ ትግራይ ዘሎ መንቅስቓስ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ገሊፃ። ጄነራል ቆንስል ቤት ፅሕፈት ጀኔራል ቆንስላ ፌዴሪኢ ኣብ ባህሬን ኣምባሳደር ጀማል በክር ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ዶክተር ሻይካ ራና ኣብ…

ኣብ ዓመት ልዕሊ 3 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ህብ ኢዩ ዝተብሃለ ፋብሪካ ሽኮር በለስ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ንመዝዛም ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓመት ልዕሊ 3 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ህብ ኢዩ ዝተብሃለ ፋብሪካ ሽኮር በለስ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ንመዝዛም እናተሰርሐ ምዃኑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ሽኮር ኢትዮጵያ ኣይተ ወዮ ሮባ ኣፍሊጡ። እቲ ፋብሪካ ቅድሚ ሸውዓተ ዓማውቲ ልዕሊ…

መንግስቲ ስኮትላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ልዕሊ 471 ዶላር ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ስኮትላንድ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቕራብ ልዕሊ 471 ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ገይሩ። መሰረቶም ስኮትላንድ ብዝገበሩ ትካላት ተራድኦ ኣቢሉ ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ሰብኣዊ…

ቦርድ ምርጫ ቀፃሊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ምርጫ ንዝዕዘቡ ሃገር በቆል ትካላት ስቪክ ማሕበራት ስልጠና ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ቀፃሊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ምርጫ ንዝዕዘብ ማመልከቻ ንዘእተዉን ቀዳማይ ዙር ንዝሓለፉን ሃገር በቆል ትካላት ስቪክ ማሕበራት ስልጠና ሂቡ። እቲ ስልጠና ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ዘለዎ እንትኸውን፥ ዓለም ለኸዊ ተመክሮ ብዝወነኑ ሰብ…

ኣብ ዞባ መተከል ዝተፈጠረ ፀገም እቲ ጁንታ ህንፀት ህዳሰ ግድብ ንምትእጉጓል ምስ ሓይሊታት ጥፍኣት ተዋዲዱ ብምስርሑ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት 30፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ዝተፈጠረ ፀገም እቲ ጁንታ ህንፀት ህዳሰ ግድብ ንምትእጉጓል ምስ ሓይሊታት ጥፍኣት ተዋዲዱ ብምስርሑ ከምዝኾነ ዋና ኣተሓባባሪ ዝተዋደደ ገብረ ሓይሊ ዞባ መተከል ሌተናል ጄኔራል አስራት ዴኔሮ ገሊፆም። ኣብቲ ዞባ ነበርቲ ጉባ…

ኣብ ኣሜሪካ ሙሉእ ብሙሉእ ዝተኸተቡ ሰባት ብዘይ መሸፈኒ ክራኸቡ ተፈቒዱሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ሙሉእ ብሙሉእ ዝተኸተቡ ሰባት ብዘይ መሸፈኒ ክራኸቡ ከምዝተፈቐደሎም ተገሊፁ። ማእኸል ምቁፅፃር ሕማማት ኣመሪካ (ሲዲሲ) ከመዝበሎ፥ ሙሉእ ክታበት ዝወሰዱ ኣመሪካውያን ብውሱን ናብ ንቡር ምንቅስቓስ ክምለሱ ኢዮም። እቲ መምርሒ፥…