Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ህፁፅ ግዘን ንሆስፒታላት ዝውዕል ምግቢን ኣቑሑት ሕክምናን ብሓገዝ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ኮሚቴ ኣብ መቐለ፣ አዓብደል ራፊዕ፣ ዓዲግራትን ሽሬ እንዳስላሰን ንዝርከቡ…

ዶ/ር ስለሺ በቀለ ኣብ ኣይሻ ብዛዕባ ዝህነፅ መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶ/ር ስለሺ በቀለ ኣብ ኣይሻ ዝህነፅ መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ብዝምልከተ ምስ ሓላፊ ኢንቨስትመንት ኣልኑወይስ ሑሴን ኣልኑወይስ ተዛቲዮም። ብዛዕባ እቲ ኣብ ክልል ሶማሌ ዝህነፅ መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ዝገበርዎ ዘተ…

ብሄራዊ  ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምዝገባ ሕፁያት ከምዝተዛዘመ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምዝገባ ሕፁያት ትማሊ ከምዝተዛዘመ ኣፍሊጡ። ብምኽኒያት ፀገም ቢሮ ብፍሉይ ኩነታት ዝረአ እንተዘይኮይኑ እቲ ምዝገባ ብዕሊ ምዝዛሙ እውን ሓቢሩ። ሓፈሻዊ ዝፀደቑ ሕፁያት ዝርዝሮም ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ከምዝግበር…

ኣብ ትግራይ ንዝተፈጠረ ሰብኣዊ ቀውሲ ተሓታቲ ህወሓት ኢዩ-ፕሮግራም ሰነድ ልምዓት ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዝተፈጠረ ሰብኣዊ ቀውሲ ሓላፍነት ክወስድ ዝግበኦ እቲ ክልል ዝመርሕ ዝነበረ ህወሓት ከምዝኾነ ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብ ዝፀሓፎ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ፅሑፍ ዕላዊ ዝገበሮ…

ኣምባሳደር ሄኖክ ተፈራ ምስ ሓላፊ ዓለም ለኸ ጉዳያት ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገረ ፈረንሳይ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ሄኖክ ተፈራ ምስ ሓላፊ ዓለም ለኸ ጉዳያት ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገረ ፈረንሳይ ሜጀር ጄኔራል ሎረን ማርበፍ ተዛቲዮም። ኣብ ክልቲአን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ ናይ ሓባር ጉዳያት ከምዝተላዘቡ ኣምባሳደር ሄኖክ…

ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድዝመፅ ቀዳም ምሃብ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድዝመፅ ቀዳም 4 መጋቢት 2013 ዓ.ም ምሃብ ከምዝጅመር ሚኒስቴር ጥዕኛ ኣፍሊጡ። እቲ ክታበት ኣብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ዝተረኸቡሉ ከምዝወሃብ እቲ ሚኒስቴር…

ኣቦታት ሃይማኖት ሰላምን ይቕረ ይቕረን ዝተገንዘበ ትውልዲ ናይ ምቕራፅ ተግባሮም ከጠናኽሩ ይግባእ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ዐዓስራይ ዓመት ምስረታ በዓል ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ “ንሰላም ንሰርሕ፣ ኣብ ሰላም ንነበር፣ ዘረኝነት ንፅየፍ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸባ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ ኣብ…

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ሓገዝ 137 ነጥቢ 35 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ሓገዝ 137 ነጥቢ 35 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም። ዝቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ወይዘሪት ያስሂን ወሃብራቢን ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኦስማን ዲዮን ተፈራሪሞምዎ። ዓለም ለኸ ምሕዝነት…

ደረጃን ቅልጣፈን ስራሕ ከመሓይሹ ዝኽእሉ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደረጃን ቅልጣፈን ስራሕ ኢትዮጵያውያን ከመሓይሹ ዝኽእሉ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ተገሊፁ። ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝምራሕ ስራሕቲ ምምሕያሽ ስራሕን ቅልጣፈን ዝርከበሉ ብርኪ ዝምልከት ፀብፃብ ቀሪቡ ብሄራዊ ኮሚቴ ተዛቲዩሉ። ፕሮግራም…

ህዝቢ ሱዳን ንኣልሲሲ ዝተቓወሞም ግብፂ ድሌታ ብሱዳን ኣቢላ ንምፍፃም እናሸረበት ምዃና ብምግንዛብ ኢዩ – ሱዳናዊ ተንታኒ ፖለቲካ ምብራቕ ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ሱዳን ንፕሬዚዳንት ግብፂ ኣልሲሲ ዝተቓወሞም ግብፂ ድሌታ ብሱዳን ኣቢላ ንምፍፃም ትገብሮ ሽርሒ ብምኹናን ከምዝኾነ ሱዳናዊ በዓል ሞያ ሚዲያን ተንታኒ ፖለቲካ ምብራቕ ኣፍሪካን ኣይተ ሃሊ ያሂያ ኣፍሊጦም። ኣይተ ሃሊ ያዲያ፥ ኣብዚ ሰሙን…