Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ብኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ጅቡቲ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጅቡቲ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ፡፡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋየ፣ ካልኦት ላዕለዎት ሰብ መዚን ዲፕሎማሰኛታትን ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡ እቲ ጉጅለ…

ሱዳን ኣብ ዳርፉር ዝርከብ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ዝወፅአሉ እዋን ንኽናዋሕ ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ኣብ ዳርፉር ዝርከብ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት /ዩናሚድ/ ዝወፅአሉ እዋን ንኽናዋሕ ሓቲታ። ካርቱም ካልማን ሶርቶኒይን ኣብ ዝበሃሉ ስግኣት ፀፅታ ኣብ ዘለወን ክልተ መዓስከራት ዝርከብ እቲ ዓቃቢ ሰላም ኣብኡ ንኽፀንሕ ድሌት…

ቤት ምኽሪ ኣምሓራ 5ይ ዙር 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 17 ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣምሓራ 5ይ ዙር 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 17 ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሩ ድማ ቃለ ጉባኤ መበል 16 ስሩዕ ጉባኤ ርኢቶ ተዋሂቡዎ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ዝተጠቓለለ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ንዓለም ንምፍላጥ ኣብ ዋሸንግጸን ዲሺ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንዝካየዱዎ ሰልፊ ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርና ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮያውያን ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ትኽክለኛን እዋናዊ ምስሊን ንዓለም ንምፍላጥ ኣመልኪቶም ዘካየዱዎ ሰልፊ መስጋና ኣቕሪቦም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ “ንመላእ…

ኣይተ ደመቀ ሩሲያ ንዝሓዘቶ መርህ መሰረት ዝገበረ ቅዋም አመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ሩሲያ ንዝሓዘቶ መርህ መሰረት ዝገበረ ቅዋም አመስጊኖም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቨግኒ ታሪኪንን ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ…

ተወሳኽቲ 300 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወሳኽቲ 300 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም። ተወካሊ ዳይረክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። መንግስቲ ኣብ ስዑዲ…

 “ሓድነት ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ  ዋሸንግተን ዲሲ ሰላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሓድነት ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣሜሪካ፣ ግዝኣት ዋሸንግተን ዲሲ ሎሚ መዓልቲ ሰላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። “ኣብ ወፃኢ ሃገራት ዝንዝሑ ናይ ሕሶት ፕሮፓጋንዳታት ምስሊ ኢትዮጵያ ካብ ምብልሻው ሓሊፉ ሉኣላውነት ሃገር ዝዳፈሩ ስለዝኾኑ…

ዶክተር ሊያ ታደሰ ሓገዝ ተኸላ መፍረዪ ማሽን ኦክሲጅን ንዝገበረ ፋውንዴሽን ቢልና ሜልንዳ ጌትስ ኣመስጊነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ሓገዝ ተኸላ መፍረዪ ማሽን ኦክሲጅን ንዝገበረ ፋውንዴሽን ቢልና ሜልንዳ ጌትስ ኣመስጊነን። ከይዲ ዕድጊቱ ንዘተሓባበረ ኢኒሼቲቭ ክሊንተን ሄልዝ አክሰስ ከምኡ እውን መሳርሒ ንዘቕረበ ሜድስታር ሄልዝ እውን…

ውሱናት ዓለም ለኻዉ ሚዲያታት እቲ ጁንታ ናይ ዝወደቦም ሰባት ሓሳብ ጥራሕ ብምውሳድ ብዛዕባ ትግራይ ዝተዛበዐ ሓበሬታ ምውዝዖም ጌጋ ኢዩ – ዶክተር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሱናት ዓለም ለኻዉ ሚዲያታት እቲ ጁንታ ናይ ዝወደቦም ሰባት ሓሳብ ጥራሕ ብምውሳድ ብዛዕባ ትግራይ ዝተዛበዐ ሓበሬታ ምውዝዖም ጌጋ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ኣፍሊጦም። ዶክተር ሙሉ፥ እቲ ሓበሬታ…

ዶክተር ኣብራሃም በላይ “ህዝቢ ትግራይ እንትፅገም በይንኹም ትዋፅኡዎ ፀገም የለን” ብምባል ሓገዝ እናገበሩ ንዝርከቡ ህዝቢታትን ኣመራርሓታትን ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብራሃም በላይ “ህዝቢ ትግራይ እንትፅገም በይንኹም ትዋፅኡዎ ፀገም የለን” ብምባል ሓገዝ እናገበሩ ንዝርከቡ ህዝቢታትን ኣመራርሓታትን ኣመስጊኖም። እቶም ሚኒስትር ህዝቢ ትግራይ ንኢትዮጵያ ካብ ዝሃነፁ ሓደ…